ባህላዊ መግብታትን ስርዓት ኣመጋግባን ብሄረ ኩናማ

ምግቢ ካብቶም መግለፂ ባህልታትና ዝኾኑ ሓደ ኮይኑ ካብ ከባቢና ሪሕቅና ኣብ እንኸደሉ እዋን ‘ውን ልክዕ ከም ቤተሰብና፣ ዝዓበናሉ ማሕበረሰብ፣ እንዝክረሉን ባህላዊ ምግብና ‘ውን ጣዕሙን ሽትኡን ይዝከረና ንናፍቆ ‘ውን። በዚ መሰረት ሓደ ማሕበረሰብ... Read more »

 ታሪኽ ኣብ ኪነ ጥበብ እንትስነድ

ኪነ ጥበብ ካብ ብዙሕ ጥቅምታቱ ሓደ ታሪኽ፣ ባህሊ፣ እምነትን ኣነባብራን ሓደ ማሕበረሰብ ዓቂቡ ንቀፃሊ ወለዶ ምምሕልላፉ ‘ዩ እንተተብሃለ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ ኣይከውንን። ኣብ ሓደ እዋን ዝነበረ ኩነታት መነባብሮ፣ ድልየት፣ ኣተሓሳስባ፣ ስምዒትን ብሓፈሻ... Read more »

 ‹‹ሞባይል ኣዝዩ የድልየኒ ነይሩ ኮይኑ ግና ክገዝእ ዓቕሚ ስለ ዘይነበረኒ በዓለይ ክምህዝ ተገዲደ›› -ክብሮም ሓጎስ

ክብሮም ወዲ ዓሰርተ ዓመት እንተሎ ሰባት ብሞባይል ክዘራረቡ እናረኣየ ይግረም ነይሩ። ክገዝእ ድማ ድሌት ነበሮ። ኮይኑ ግና ገንዘብ ስለዘይነበሮ በዓሉ ክሰርሕ ክኢሉ ‘ዩ። ክብሮም ብዛዕባ እዚ ከምዚ ይብል፡- ሓደ ነገር ንምስራሕ መጀመርያ... Read more »

 ድሌት ሰላምን ፍቅርን ኣዴታት ትግራይ ብመንፈሳዊ ጥበብ እንትግለፅ

ስነ-ጥበብ ብዙሕ ሸነኻት ዘለዎ ተርእዮ ኮይኑ፤ መግለፂ ነፀብራቕ ውሽጣዊ ድልየትናን ስምዒታትናን ኮይኑ የገልግል። ካብ ሓጎስን ሓዘንን ክሳብ ሕርቃን ስምዒታት የለዓዕል፣ ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ማሕበረሰባት ናይ ምርድዳእ ድልድል ይፈጥር። ስነ- ጥበብ ንቋንቋታትን ባህልታትን... Read more »

 መበቖል ስልጣነን ጥበብን ኣክሱም ፅዮን

ትግራይ ብጣዕሚ ብዙሓት ተፈጥራዊ፣ ባህላውን ታሪካውን ፀጋታት ዝተዓደለት ‘ያ። ከም ኣብነት ጥንታዊ ቤተ መቕደስ ያሓ፣ ጥንታዊ ሓወልትታት ኣክሱም፣ ካብ 4ይ ክሳብ 15 ክ/ዘመን ከምዝተሰርሑ ዝንገረሎም ልዕሊ 120 ዝኮኑ ካብ ከውሒ ተፈልፊሎም ዝተሃነፁ... Read more »

 ጥንታዊ ጥበብ ፅሑፍ ግእዝን ብራናን

ኢትዮጵያ ሓንቲ ካብተን ኣዝዮም ጥንታውያን ዝዀኑ ስልጣነታት ዓለምና እትውንን ዝነበረት ሃገር ‘ያ። ጥንታውያን ፅሑፋት ግእዝን ብራናን ካብ እቶም ናይ ቐዳሞት ወለዲ መግለፂ ጥበብ ዝኾኑ ውሑዳት ኣብነታት ‘ዮም፡፡ ገሊኦም ቕርስነቶም ዓቂቦም ክሳብ እዚ... Read more »

 ግደ ጥበባውያን ኣብ ምዕባይ ባህልን ቋንቋን ሕብረተሰብ

ጥበብ ማለት ንሓሳባት፣ስምዒታት ከምኡ ‘ውን ትዕዝብትታት ብመሳጢ ኣገባብ ክተንፀባርቕ ምኽኣል ማለት ‘ዩ፡፡ ብዓቢዪኡ ጥበብ ማለት ምርዳእን ምስትውዓልን ክኸውን ከሎ ኣብ ዕለታዊ መነባብሮ ወዲሰብ ድማ ፅልውኡ ግዙፍ ‘ዩ፡፡ ጥበብ መልእኽቲ ካብ ምምሕልላፍ ሓሊፉ... Read more »

 ዝኽሪ 30 ዓመታት ንጉስ ሙዚቃ ትግርኛ

 ሙዚቃ ሓደ ካብ ዘይንፀል ኣካል ሂይወትና ‘ዩ እንተተብሃለ ዝተጋነነ ኣይከውንን። ግጥሚ ህርመትን መሳርሒታት ድምፂን ብምውህሃድ ክሳብ ኣገዳሲ ኣካል ናይ ሓደ ማሕበረሰብ መግልፂ ማንነት ‘ውን ‘ዩ። ሙዚቃ ግዜን ቦታን ከይገደቦ ኣብ ገዛ፣ ኣብ... Read more »

 ተሳትፎ ስነ ጥበባውያን ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይ

 ስነ-ጥበብ ካብ ጥንቲ ኣትሒዙ ዘይንፀል ኣካል ስልጣነ ደቂ ሰባት ኮይኑ መበገሲ ለውጢታትን ነፀብራቕ ሕሉፍን ህልውን ሐደ ማሕበረስብ ‘ዩ። ኣብ ሕብረተሰብ ዓሚቝ ፅልዋ ካብ ዝፈጥር ሓደ ‘ዩ ምባል ይከኣል። ኣብ ኣተሓሳስባና፣ ስምዒታትናን ኣረኣእያናን... Read more »

ስነ- ቃል ማህደር ታሪኽ፣ ባህሊን ልምዲን ማሕበረሰብ

 ናይ ሓደ ማሕበረሰብ ታሪኽ ባሕሊን ልምድን ብሓፈሻ መንነቱ ተዓቂቦም ካብ ዝርከቡሉ ነገራት ሓደ ኣብ ስነ-ቃል ‘ዩ እንተተብሃለ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ ኣይከውንን። ስነ ቃላት ሓደ ማሕበረሰብ መግለፂ ማንነት ዝኾኑ ከም ነበረያ ነብረ፣ ምሳለታት፣... Read more »