ጥበብ ንኢትዮጵያ ምልዕዓል!

ጥበብ ኣብ ሓንቲ ሃገር ኩለመዳይ ዕብየት ወሳኒ ግደ ካብ ዝፃወቱ ሓደ ከምዝኾነ ይግልፅ ‘ዩ። ኣብ ዝማዕበላ ሃገራት እንትንርኣ ጥበብ ኣብ ዕብየተን ናይ ባዕሉ ዓሻራ ዝፃወት ከምዝኾነ ‘ውን ይርኣይ። ኣብ ኢኮኖሚ ካብ ዘለዎ... Read more »

ደመር ዕስራ ዓዲ ወጀራት

ሃገራት ወይ ህዝቢታት ብመንፅር ታሪኻዊን ባህላውን ኣመፃፅእኦም ነናይ ባዕሎም ስርዓታትን ልምድታትን የማዕብሉ ‘ዮም። እዞም ስርዓታት ሓደ ካብ ካሊእ ዘፈላለየሎም እንተሃለወ ‘ውን ብፍላይ ሐዚ ሐዚ ናይ ኣብዝሓ ባህግን ድልየትን ካብ ዝኾኑ ግና ከም... Read more »

ዓረፋ ባህሊ ምትሕስሳብን ምትሕግጋዝን ጎሊሁ ዝወፀአሉ በዓል

ብዙሕ ግዘ ምስ በዓላት ተተሓሒዙ በዓል መስቀል እንትልዓል ብፍሉይን ድሙቁን ኣከባብርኡ ጉራጌ ሓቢሩ ዝለዓለሉ ኩነታት ይስማዕ ‘ዩ። ይኹን ‘ምበር ካብ በዓል መሰቀል ብተወሳኺ ብድሙቅ ዝኽበሩ በዓላት ኣለው። ካብኣቶም ድማ በዓል ዓረፋ (ኣልኣድሓ)... Read more »

 ታሪኽ ዘቐፅል ምድላው ኪነት ህዝቢ ንህዝቢ

ብ 1977 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ተራእዩ ዝነበረ ድርቂ መበገሲ ብምግባር “ህዝቢ ንህዝቢ” ብዝብል ዝተመስረተ ጉጅለ ኪነት ታሪኽ፣ ባህልን ሕብረብሄራውነትን ኢትዮጵያ ንዓለምለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ምፍላጥ ልዑል ግደ ምፅዋቱ ይግለፅ ‘ዩ። ናይቲ ጉጅለ ኪነት... Read more »

 ኣቆራርፃ ፀጉሪ

ምሕብሓብን ምቑራፅን ፀጉሪ ደቂ ተባዕትዮ ኣብ ቤተ መንግስቲን ኣብ ላዕለዎት ሓለፍቲን ከምዝጀመረ ይንገር። መዛግብቲ ታሪኽ ከም ዝሕብርዎ፣ ነገስታትን ንጉሳውያን ደቆምን ፀጉሮም ብፍሉይ ብዝተፈለየ መልክዑ መልከዐኛ ፅቡቑን ጌሮም ናብ ቅድሚ ህዝቢ ይቐርቡ ነበሩ።... Read more »

 ዕውታት ኣፈፃፅማታትን ቀፃሊ ኣንፈታትን ቱሪዝም ትግራይ

ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ከም ክልል ትግራይ ሰፊሕ ንመስሕብ ቱሪዝም ዝኾኑ ተፍጥሯውን ሰብ ስራሕን ሃፍትታት ዝተዓደለት ‘ያ። ኣብ ታሪኽ፣ ባህሊ፣ እምነትን ምችው ፀባይ ኣየርን ሰሓባይ ኣቀማምጣ ምድርን ሓዊሱ ንፍልፍል ቱሪዝም ዝኾኑ ዝመለአት ‘ያ።... Read more »

ብሰሓባይ ተፈጥሯዊ ሃፍትታታ ዑደኛታት ዝመርፅዎ ከተማ ኣርባምንጭ

ከተማ ኣርባ ምንጭ ብዙሓት ተፈጥሯዊ ሃፍትታት ዘለውዋ ብምኻና በቢመዓልቱ ብዙሓት ጎብነይቲ ውሽጢ ዓድን ወፃእን እዮም ዝጉብንይዋ። ይኹን ‘ምበር ተፈጥሯዊ መስሕባት ቱሪዝም ጥራሕ ዑደኛታት ዝመርፅዎ ዘይክኸውን ይኽእል ‘ዩ። ብምዃኑ ንጎብነይቲ መስሕባት ቱሪዝም ብዙሕ... Read more »

 ትኹረት ንምዕቃብ ሃፍትታት ሓድጊ

ቀዳመይቲ ዘርኢ ወዲ ሰብ ዝተረኸበላ ሃገር ዝኾነት ኢትዮጵያ፤ ዝገዘፈ ዋናኒት ታሪኽ፣ ወናኒት ብዙሓት ባህልታትን ቋንቋታትን፣ ከምኡ ‘ውን ወናኒት ሰብ ስራሕን ተፈጥሮ’ውን ሓድግታት ምዃና ብዙሕ ግዘ ይግለፅ። ዋናኒት እዚ ኹሉ ሃፍቲ እንተኾነት ‘ውን... Read more »

ግደ ኢንዳስትሪ ባህሊ ኣብ ምዕቃብ ባህሊ፣ እሴት፣ ክብርታትን ሓድግታትን

መንበሪት ብዙሓት ብሄራትን ብሄረ ሰባትን ህዝብታት ዝኾነት ሃገርና ዓይነተ ብዙሕ ኣደነቅቲ ባህልታት ዝተዓደለት ‘ያ። ብፍላይ ከም ትግራይ ዝበለት ማእኸል ዝተፈላላዩ ስልጣነታት ኮይና ዝሓለፈት ድማ ኣብ ዝተፈላላዩ ዘመናት ዘዋህለለቶም መግለፂ መንነት ዝኾኑ እሴታት... Read more »

ባህላዊ ትዊፍታት ቕነ በዓል ሕማማት

እቲ ዘለናዮ ቕነ ብተኸተልቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዝፅወም ዓብይ ፆም ወይ ፆም ኣርብዓ ዝዛዘመሉን ናብ ቕነ በዓል ፋሲካ ድማ እንሰጋገረሉ “ሰሙነ ሕማማት” እናተበሃለ ‘ውን ዝፍለጥ ኮይኑ፤ እዛ ዕለት ድማ ኣብ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ... Read more »