ምትካል ፈልሲ-ውሕስነት ምንባር  

ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ክረምታዊ ዓመታት ኢትዮጵያ ብርክት ዝበለ ፈልስታት ተኺላ ‘ያ። መንግስቲ ንሓምለዋይ ልምዓት ብዝሃቦ ትኹረት ኩሉ ሰብ ኣብ ጎኒ መንግስቲ ብምዃን መስተንክራዊ ስራሕ ሰሪሑ ‘ዩ። ሓምለዋይ ልምዓት ገረብ ካብ ምግራብ ወይ... Read more »

 ውፂኢታዊ ወፍሪ ሓምለዋይ ዓሻራ ንዝበለፀ ውፅኢት ተጠናኺሩ ይቀፅል!

ፕላኔትና መሬት ንደቂ ሰባት ሓዊሱ ንካልኦት እንስሳትን ከምኡ ‘ውን ንኣብዝሓ ሂወታውያን ንምንባር ምችውቲ ካብ ዝኾና ፕላኔት ሓንቲ ‘ያ። ይኹን ‘ምበር ብሓፈሻ ንሂወታውያን ብፍላይ ድማ ንደቂ ሰባት ምችውነታ ካብ እዋን ናብ እዋን ብዝተፈላላዩ... Read more »

ፀገም ፖለቲካ ትግራይ ብኸመይ ይተሓከም?

ፀገም ፖለቲካዊ ኩነታት ትግራይ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናተሓላለኸን እናገደዶን ዝኸደሉ ዘሎ ምኽንያት ካብ ኣፈንጭኡ ኣርሒቑ ዝሓስብ ፖለቲካዊ ሊሂቅ ዘይምህላዉ ‘ዩ። ከምኡ ‘ውን ነዚ ከምዚ ዝበለ ፖለቲካዊ ኢሊት ወይ ሓይሊ ክንድዝከኣል ብሰላማዊ... Read more »

 ረብሓ ህዝቢ ማእኸል ዘይገበረ ፖለቲካ ትግራይ

ኣብ ትግራይ ፖለቲካዊ ፀገማት እንተጋጥሙ ብዘተ ክፍትሑ ኣይረኣዩን። ፖለቲካዊ ሕመቓት ብኢሂን ምሂን ኣብ ክንዲ ምፍታሕ ናብ ህልኽ ብምትእትታው ንምፍታሕ ይሙከር። ብህልኽ ዝፍታሕ ፀገም የለን። ብህልኽ ንምፍታሕ ከም ባህሊ እናተለመደ ብምምፅኡ ኣብ ከቢድ... Read more »

መዋፅኦ ትግራይ ዘተን ምኽክርን ጥራሕ’ዩ

ካብ ውለቀ ሰባት ጀሚሮም ክሳብ ትካላት ብፍላይ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ኣብ ዝህብዎ መጠንቀቅታ ሓዘል ሓሳባት ከም እንርድኦ ኣብ ትግራይ ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ናብ ጎንፂ ከምርሑ ዘኽእሉ ጭቡጣት ምልክታት ይርኣዩ ከምዘለው ‘ዩ። በሰንኪ እቲ... Read more »

‹‹ፅንብላሊዕስያ ማዓኮራ ከይከደነት ምድሪ ከደነት!››

ብሓደ ውልቀሰብ እትመሓደር ጎረቤት ሃገር ኣላ፤ንሳ ‘ውን ኤርትራ ትበሃል። ንሹማ ሃገር ትበሃል ‘ምበር ብውሽጣ ሃገር ዘብል መሓውር ስለዘይብላ ሃገር ኢልካ ንምፅዋዕ ዝኸብድ ‘ዩ። ብሕግን ደንብን ዘይትመሓደር ብሓደ ሰብ እትዝወር ዘላ ሃገር ኣብ... Read more »

 ህዝቢ ትግራይን ኢትዮጵያዊነትን

ህዝቢ ትግራይ ከም ካልኦት ህዝቢታት ኢትዮጵያ ብኢትዮጵያውነቱ ዘይደራደርን ንሃገሩ ክቡር ዋጋ ዝኸፈለን ህዝቢ ‘ዩ። ኣብ ዝተፈላላዩ ዘመናት ፀላእቲ ንኢትዮጵያ ክወርዋ እንትመፁ ሓፁር ኮይኑ ብምክልኻልን መስዋእቲ ብምኽፋልን ዓቒቡ ዘፅነሐ ‘ዩ። ኮይኑ ግና ሓደ... Read more »

 ብሽም ህዝቢ ንረብሓ ውልቀን ጉጅለን ዝገበር ፖለቲካዊ ሸቀጥ ይኾኖ!!

“ህዝቢ ትግራይ ኩሉ ዝምስክረሉ ንዝኣመነሉ ናይ ልቡ ገይሩ ኣብ ሽትኡ ዘብፅሕ ህዝቢ ‘ዩ። ጭቆናን ዘይምዕሩይ ስርዓትን ዘይቅበል ጥራሕ ዘይኮነስ ተቃሊሱ ዝኽፈል ኸፊሉ ማዕርነትን ዲሞክራስን ክመፅእ ዘይሕለል ፃዕሪ ዝገብር ‘ዩ። ኮይኑ ግና ኣብ... Read more »

 ንሰላምን ዕቤት ኢኮኖሚን ዝግደስ ወለዶ የድሊ

ህዝቢ ትግራይ ብሰላምን ልምዓትን ካብ ቐደም ኣትሒዙ ዘማዕበሎ ልምዲ ኣለዎ:: ተፈጥሮኣውን ሰብ ስራሕን ፀገማት ንምብዳህ ልቦና ዘማዕበለ ህዝቢ ‘ዩ። ኣብ ፀገም ይኹን ኣብ ራህዋ ነንሕድሕዱ ብሰላምን ልምዓትን ብምድግጋፍ ንዘመናት ዝዘለቐ ህዝቢ ምዃኑ... Read more »

 ነዚ እዋንን ኩነታትን ዝጠልብ ሓርበኝነት ክቅፅል ይግባእ

ሓርበኝነት ዝብል ቃል እንትልዓል ንሓንቲ ሃገር ምስ ዝግበር ጀግንነት ዝትሓሓዝ ‘ዩ እንተተብሃለ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ ኣይኸውንን ‘ዩ። ናይ ሓንቲ ሃገር ሉኣላውነት ተኸቢሩ ንኽነብር ሓርበኛታት ወሰንቲ ‘ዮም። ሃገርና በቢእዋኑ ኣብ ዝሓለፉ ዘመናት ንኽብራ፣... Read more »