
በቢዓመቱ ኣብ ታሪኻዊ መስጊድ ነጋሽ በዓል ዓሹራ ከምዝኽበር ዝፍለጥ ኮይኑ ነዚ መሰረት ዝገበረ ዝሓለፈ ሰሙን ንመበል 1447 ዓመተ ሒጅራ በዓል ዓሹራ ምኽባር ምኽንያት ብምግባር ናይ ሎሚ ጋሻ እዚ ዓምድና ገይረና ዘቅረብናዮ ስራሕ... Read more »

ኣብ ትግራይ ዘሎ ፖለቲካዊ ኩነታት ኣዝዩ ዝሓመቐ ብምዃኑ እቲ ህዝቢ ኣብ ፀገም ይርከብ:: ቐንዲ ምኽንያት ናይዚ ድማ ናይ መራሕቲ ፖለቲካዊ ሕመቕ ከምዝኾነ ግልፂ ‘ዩ:: ፖለቲካዊ ሕመቓት ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናተመሓሹ ኣብ... Read more »

ናይ ሎሚ ዕዱም ጋሻ እዚ ዓምዲ ዝኾኑ ኣይተ ሙሉብርሃን ሃይለ ዋና ፀሓፊ ውድብ ትግራይ ዴሞክራስያዊ ፓርቲ (ትዴፓ) ምስ ወጋሕታ ጋዜጣ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ኣብዚ እዋን ኣካይዳ ፖለቲካ ትግራይ እንታይ ይመስል?፣ ዝሓለፉ ጌጋታት... Read more »

ኣብ ህዝቢ ትግራይ ብዙሕ ግዜ ፀገማት ዘጋጥሙ መልዐሊኦም ፖለቲካዊ ሕመቓት ‘ዮም። ብፍላይ ካብ ለውጢ ንነዘ ጀሚሩ ፖለቲካዊ ኣካይዳ እቲ ክልል ኣዝዩ እናተባላሸወ መፂኡ ህዝቢ ከቢድ ዋጋ ክኸፍል ተገዲዱ ‘ዩ። እቲ ቕድሚ ኸባቢ... Read more »

ናይ ሎሚ ጋሻ ዓምድና ኣዲስ ዘመን ጋዜጣ ምስ ኮሚሽን ኮሚነሽር ቤት ህንፀት ፌዴራል ጄኔራል የኑስ ሙሉ ካብ ዝገበረቶ ፃንሒት ኣብ ስራሕቲ ሪፎርም ቤት ህንፀታት፣ ዝተረኸበ ውፅኢት፣ ኣተሓሕዛ ተሃነፅቲ፣ ካልኦት ተወሳኺ ጉዳያት ብዝምለከት... Read more »

ኣብ ትግራይ ብዙሕ ግዜ ፀገማት ዘጋጥሙ መልዐሊኦም ፖለቲካዊ ሕመቓት ‘ዮም። ብፍላይ ካብ ለውጢ ንነዘ ጀሚሩ ፖለቲካዊ ኣካይዳ እቲ ክልል ኣዝዩ እናተባላሸወ መፂኡ ህዝቢ ከቢድ ዋጋ ክኸፍል ተገዲዱ ‘ዩ። እቲ ቕድሚ ኸባቢ ክልተ... Read more »

ናይዚ ሰሙን ዓምዲ ጋሻ ገይርና ዘቕረብናዮም ኣብ ቀረባ እዋን ብመረፃ ቦርድ ግዝያዊ ሰርተፊኬት ዝረኸበ ፓርቲ ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ(ስምረት) ኣባል ክልላዊ ላዕላዋይ ኮምቴ ሚድያን ኮምኒኬሽንን ዝኾኑ ኣይተ ጠዓመ ዓረዶም እንትኾኑ፣ ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር... Read more »

ጋዜጣ ኣዲስ ዘመን ምስ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዝገበሮ ፃንሒት ካብ ለውጢ ናብዚ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈፀሙ ስራሕቲ ልምዓት ፣ ዘጋጠሙ ፈተናታት፣ እናተኻየደ ዘሎ ልምዓት ኮሪደርን... Read more »

ኣብ ትግራይ በቲ ንኸባቢ ክልተ ዓመት ኣጋጢሙ ዝነበረ ኵናት ስዒቡ ብዙሓት ትካላት መንግስትን ውልቐን ጉድኣት ከምዝበፅሐን ዝፍለጥ ‘ዩ:: ካብተን ዝዓነዋ ትካላት፣ ትካላት ኮለጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ምጥቓስ ይከኣል ‘ዩ:: ነቲ ጉድኣት... Read more »

ብሓደ ዓላማ ብፅንዓት ዝተዓወቱሉ በዓል ሰብ ውዕለታ ኢትዮጵያ ዝሓለፈ ሶኒ ተኸቢሩ ‘ዩ። ነዞም ሰብ ውዕለታ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ሓርበኞታት ዝዝክር በዓል፤ ምስ ማሕበር ጥንታዊት ጀጋኑ ሓርበኛታት ‘ውን ዝተሓሐዝ ‘ዩ። መበል 84 በዓል ዓወት... Read more »