“ብኣና ወገን ኣብ ትግራይ ሓንቲ ጥይት ናይ ምትኳስ ድሌት የብልናን” – ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሓሙስ ኣተገባብራ ባጀት መንግስቲ 2017 ብዝምልከትን ካልኦት ጉዳያትን ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝቐረቡ ዝተፈላላዩ ሕቶታት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምላሽ ምሃቦም ዝዝከር ‘ዩ። ኣብ ናይ ሎሚ እዋናዊ... Read more »

‹‹ውግንና ሚድያ ብሄራዊ ረብሓ ዘቐደመ ክኸውን ይግባእ›› – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዝተፈላላዩ ክፋል ማሕበረሰብ ዘተታት ኣካይዶም ‘ዮም። እቲ ዝተኻየደ ዘተ በቢዘፈሩ ንከኸውን ዝተደለየሉ ምኽንያቱ ድማ ብሰፊሑ ንምፍላጥን ንምርዳእን ስለዝተደለየ ከምዝኾነ ‘ውን ተሓቢሩ ‘ዩ። ኣብ... Read more »

‹‹ተሓጋጊዝና ጠንኪርና ብምስራሕ ሃገርና ከንቕይር ኣለና›› – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ምስ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ፖለቲካዊ ፓርቲታትን ተወከልቲ ሰብ ሞያ ጥዕናን ዘተታት ኣካይዶም ‘ዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘካየድዎ ዘተ ኣብ ሓሳባትን መልእኽታትን መሰረት... Read more »

 “ሕቶታት ኣብ ከይዲ ደረጃ ብደረጃ ንምፍታሕ ብትኹረት ክንሰርሕ ኢና”  – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ሰሙን ዓምዲ እዋናዊ ዛዕባ ትኹረት ዝገበርናዮ ዝሓለፈ ሰሙን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ መማህራንን ከምኡ ‘ውን ምስ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ኪነ ጥበብ ዘተታት ኣካይዶም... Read more »

‹‹ራእይ መንግስቲ ድልድልትን ካብ ልመና ሓራ ዝወፀትን ኢትዮጵያ ምፍጣር ‘ዩ›› -ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ምስ ቴሌቪዥን ኢትዮጵያ ኣርባዕተ ክፋል ተኸታታሊ ቃለ መሕትት ገይሮም ነይሮም። ኣብዚ ቃለ መሕትት ካብ ዘልዐልዎም ዋና ዋና ስራሕቲ ዲፕሎማስያዊ፣ፖለቲካዊ፣ ሰላምን ፀጥታን ግዕዝይናን ከምኡ እውን ኢኮኖሚያዊ... Read more »

ንጥፈታት ወርሒ ሚያዚያን ግንቦትን

ኣብ ወርሒ ሚያዚያን ግንቦትን 2017 ዓ.ም ኣብ ውሽጢ ዓዲ ትርጉም ዘለዎም ስጉምቲታት ከምዝተኻየዱ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብተን ኣዋርሕ ኣብ ልምዓት ኢኮኖሚ፣ ምዕባለ ቴክኖሎጂ፣ ዓለም ለኸ ዲፕሎማሲን... Read more »

ንኹሉ ሰዓራይ ዝገብር ብሕታዊ መንገዲ

 ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዓምዲ እዋናዊ ዛዕባና ትኹረት ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ምዕራፍ ዘተ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ትካላት ፌዴራልን ማሕበራትን ‘ዩ። ኣብዚ ኣጀንዳ ምትእኽኻብ ማሕበራት፣ ትካላትን፣ ውድባት ፖለቲካ፣ ፅዕንቶ ፈጠርቲን ማሕበረሰብ... Read more »

ምስ ተጋሩ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተገብረ ዘተ

ኣብዚ ሰሙን ዋና ተደራዳሪ ዝርርብ ሰላም ፕሪቶሪያ ዝነበሩን ነበር ፕረዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ሕዚ ድማ ኣማኻሪ ሚኒስትር ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ሚኒስትር መስኖን ከባቢታት ቆላማን ኣብርሃም በላይን... Read more »

 ‹‹ህዝቢ ትግራይ ተወሳኺ ዓውደ ኲናት ከይከውን መንእሰይ ትግራይ ነዚ ገበነኛ ኢንተርፕራይዝ ኣብ ምፍራስ ክሳተፍ ክኽእል ኣለዎ››  -ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ነበር ፕረዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ሐዚ ድማ ኣብ ጉዳይ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣማኻሪ ሚኒስትር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዘተኮረ ሰፊሕ ቃለ መሕትት... Read more »

ውድድር ኢትዮ-ከህሎት ንምሕዞ ቴክኖሎጂ

ትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ካብ መደበኛ ናይ ዕለት ዕለት ስራሕቲ ምቕራብ ሓበሬታቱ ብተወሳኺ ዝተፈላለዩ ፅሑፋትን መፃሕፍትን ምድላው ሓዊሱ ምስ ዝተፈላላዩ ቤት ዕዮታት ብምዃን ንሃገር ብዙሕ ረብሓ ዘለዎም ሃገርለኸ መደረኻት የዳልው ‘ዩ። ከምቲ ኩሉ... Read more »