
ዜና ጠዓሞት ን 2018 በጀት ዓመት 1 ነጥቢ 93 ትሪልዮን ብር ፀዲቑ ኣዲስ ኣበባ፡-ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ በጀት መንግስቲ ፌዴራል 2018 ዓ/ም ኣፅዲቑ።ኣብቲ ኣኼባ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ፕላን፣በጀትን ፋይናንስን ቤት... Read more »

ሓተታ ዜና ክረምቲ ሓሊፉ ወርሒ መስከረም ኣብ ዝቕልቐለሉ ዓለም ኩሉ ዝርእዮ፣ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያውያንን ብሃንቀውታ ዝፅበይዎ ዝነበሩ ናይ ታሕጓስ ድግስ ብኢትዮጵያውያን ብድምቐት ክበዓልን ክኽበርን ‘ዩ። እዚ ድግስ እዚ ዓለምና ብፍላይ ኢትዮጵያ ቅድሚ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ስራሕቲ ንግዲ ዘለው ወገናት ብተኣማንነት ግብሪ ናይ ምኽፋል ልምዲ ከዕብዩ ሓደራ ክብል ይደሊ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፃውዒት ኣቅሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ... Read more »

አዲስ አበባ፡-ኢትዮጵያ ኣብ መበል 17 ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ብሄራዊ ረብሓኣን ንመትከል ዘይሻራውነታን ኣማኺላ ቅዋማ ብዝግባእ ኣንፀባሪቓ ‘ያ፤ተሳትፎ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ወፅኢታዊ ምንባሩ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፦ ኣብ ክልል ትግራይ ኸይዲ ምኽክር ንምጅማር ኣብ ዝከኣለሎም ኩነታት ምስ መዳርግቲ ኣካላት ምይይጣት እናተገበሩ ምዃኖም ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ገሊፁ። ዋና ጉባኤ ሃገራዊ ምኽክር ንምክያድ ስራሕቲ ምድላው እናተሰርሑ ምዃኖም ‘ውን... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- ተምሃሮ ኣብ እዋን ኽረምቲ ዕረፍቲ ግዚኦም ንናይ ቐፃሊ ትምህርቶም ኣብዘጠናኽሩ ኩነታት ምድላው ክገብሩ ከም ዝግባእ ተሓቢሩ። ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቐዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ራእይ ኣባል ወለዲ ተምሃሮን መምህራንን ኣይተ... Read more »

አዲስ አበባ፡- ማዕርነትን ፍትሕን ዝዓሰለላ ዓለም ንምርካብ ምትእስሳርና ብዝበለፀ ክነጎልብቶ ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብ ዘመሓለፍዎ መልኽቲ ፣‹‹ምስ መራሕቲ ብሪክስ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- ተሓጋዛይነት ንምትራፍ ዝተጎድኡ ወገናትና ብናይ ባዕልኻ ዓቕሚ ምድጋፍ ጉዳይ ሉእላውነት ‘ዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም። ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ መበል 90 ዓመቱ በዓል ምስረትኡ “90 ዓመታት ዝተሳገረ... Read more »

ትንታነ ዜና እቲ ንኽልተ ዓመት ዝተኻየደ ኵናት ብስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ‘ኳ ህድእ እንተበለ ፖለቲካዊ ፀገም ትግራይ ግና ሕዚ ‘ውን ኣይተፈትሐን። ንምዃኑ መዋፅኦን መፍትሒን ፀገም ፖለቲካዊ ትግራይን እንታይ ‘ዩ’ ነበር ኣፈ ጉባኤ ቤት... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- መራሕቲ ፖለቲካ ኣብ መንጎኦም ዘሎ ኣፈላላይ ድሕሪ ኲናት ‘ውን ናብ ጠረጴዛ ምምፅኦም ዘይተርፍ ስለዝኾነ ቅድሚ ኲናት ብዝርርብ ፀገሞም ክፈትሑ ከምዝግባእ ደራሲ፣ ስራሕ መካየዲ ቱር ኦፕሬተር ቤተ ነጋሽን ቢላል ኣይድን ኣይተ... Read more »