“ስፖርት ናይ ፅባሕ ኢትዮጵያ ዜጋታት መፍጠሪና ‘ዩ”

ንትሽዓተ ዓመታት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ፀወታታት መላእ ኢትዮጵያ ንመበል ሻድሻይ ግዜ ቕድሚ ቅድሚ ትማሊ ኣብ ከተማ ጅማ ብዕሊ ተጀሚሩ። ኣብ መኽፈቲ መርሃ ግብሪ እቲ ውድድር ተረኺቦም ዘጀመሩ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ... Read more »

 ኣካዳሚ ማእኸል ባዮሜካኒክስ ንምጥያሽ ኣብ ኸይዲ ይርከብ

ኣካዳሚ ስፖርት ኢትዮጵያ ማእኸል ባዮሜካኒክስ ንምጥያሽ ኣብ ኸይዲ ከምዝርከብ ተገሊፁ። እቲ ኣካዳሚ መበል ዓስራይ ዓመታዊ ጉባኤ መፅናዕትን ምርምርን ቕድሚ ትማሊ ኣብ ሃዋሳ ኣብ ዘካየደሉ ሰዓት ዋና ዳይሬክተር ኣይተ ኣንበሳው እንየው ኣብ ዝገበርዎ... Read more »

ፍረታት ኣካዳሚ ተስፋ ከምዘለዎም ዘርአይሉ ቻምፕዮና

ምስ ዕድመ ዝተኣሳሰሩ ቅሬታታት ዘተኣናግድ ዝፅንሐ ችምፕዮን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ትሕቲ 18ን 20ን ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ተዛዚሙ። 8 ክልላት፣ 2 ምምሕዳር ከተማታት፣ 35 ክለባት፣ ማእኸላት መሰልጠንን ዝተፈላለያ ትካላትን ኣብ ድሬዳዋ ንተኸታተልቲ 7... Read more »

ጅማሮ እቲ ሻምፒዮና ዘወቀቡ ተበሃግቲ ውድድራት

መበል 13 ሻምፒዮናው ኣትሌቲክስ ትሕቲ 20 ዓመትን መበል 4ይ ሻምፒዮናው ኣትሌቲክስ ትሕቲ 18 ዓመትን ኣብ ስታድየም ድሬዳዋ ተጀሚሩ ኣሎ። ብንጉሆኡ ዝተጀመረ እቲ ሻምፒዮና ብዝተፈላለዩ ርሕቐታት ብዝተኻየዱ ውድድራት መፃረይን ፍፃመን ዝደመቐ ‘ውን ‘ዩ... Read more »

 ፀወታታት መላእ ኢትዮጵያ ኣብ መጀመርታ ወርሒ ሰነ ክካየድ ተሓሲቡ

ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ንዓመታት ተቛሪፆም ዝፀንሑ ሃገርለኸ ውድድራት ሎሚዓመት ዳግማይ ናይ ምጅማር ዕድል እናረኸቡ ‘ዮም። ካብ መንጎ እዞም ሃገርለኸ ውድድራት እቲ ሓደ ዝኾነን ንዓመታት ተቛሪፁ ዝፀንሐን ፀወታታት መላእ ኢትዮጵያ ኣብ ቐረባ ከምዝጅምር በዓል... Read more »

ክልላት ንፀወታታት መላእ ኢትዮጵያ ይዳለዉ ኣለዉ

ንዓመታት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ፀወታ መላእ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ ከምዝጅምር በዓል ዋና እቲ ውድድር ዝኾነ ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን ምሕባሩ ዝፍለጥ ‘ዩ። ፀወታ መላእ ኢትዮጵያ ምናልባት ኣብዚ ወርሒ ብኣንጋዳይነት ከተማ ጅማ ክጅመር ተባሂሉ ትፅቢት... Read more »

 ውድድር ስፖርት ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ብሰዓራይነት ኢትዮጵያ ተዛዚሙ

መበል 5ይ ስፖርታዊ ውድድር ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ብሓፈሻዊ ሰዓራይነት ፖሊስ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ። ካብ 9 ክሳብ 25 ሚያዝያ 2017 ዓ.ም ኣብ መንጎ ሸውዓተ ሃገራት ብሽዱሽተ ዓይነታት ስፖርት እናተሳለጠ ኣብ ዝፀንሐ... Read more »

ትእግስት ኣሰፋ ዳግማይ ብሓዱሽ ኽብረወሰን ማራቶን

ኢትዮጵያዊት ኮኾብ ኣትሌት ማራቶን ትእግስት ኣሰፋ ኣብ ማራቶን ለንደን ሓዱሽ ኽብረሰወን ዓለም ብምምዝጋብ ስዒራ። ኮኾብ ኣትሌታት ማራቶን ዓለም ዝተነሓንሕሉ ማራቶን ለንደን ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት እንትሳለጥ ትእግስት ብዘደንቕ ብቕዓት 2:15:50 ክትዛዝም ኽኢላ። እዚ... Read more »

ዓወት ማራቶን ቦስተን ንምሕላው ዝግበር ንሕንሕ

ኣካል እቶም ሸውዓተ ዓበይቲ ውድድራት ማራቶን (ቶኪዮ፣ ለንደን፣ ሲድኒ፣ በርሊን፣ ቺካጎን ኒውዮርክን) ዝኾነ ማራቶን ቦስተን ሎማዓንቲ ክካየድ ‘ዪ። ኣብቲ ንመበል 129 ግዜ ዝሳለጥ ኣብዚ ውድድር ልዕሊ 32 ሽሕ ሰባት ክሳተፉ ‘ዮም። ናይቲ... Read more »

ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንኣሰልጠንቲ ደረጃ ንምሃብ እናሰርሐ ‘ዩ

ኣሰልጠንቲ ኣትሌቲክስ ደረጃ መውሃቢ ተግባራዊ ንምግባር እናተሰርሐ ከምዝኾነ ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ:: ናይቲ ፌዴሬሽን ምስ ኣሰልጠንቲ ኣትሌቲክስ ኣሰልጠንቲ ባዓል ሞያታትን ኣብ ስርዓት ኣሰራርሓን መመርሒ ተዛትዩ:: ኢትዮጵያ እትፍለጠሉ ስፖርት ኣትሌቲክስ ብዓለምኸ ብርኪ ዝምስገኑ... Read more »