ግዕዝይና- ኩሉ ክዋገኦ ዝግባእ ጉዳይ

ግዕዝይና ንሓባራዊ ረብሓ ሃገር ኣዝዩ ዝጎድእ ዓቢዪ ብልሽውና ‘ዩ። ብልሽውና ማለት መንግስታዊ ስልጣን ሒዝካ ገንዘብ ብዘይግቡእ ምጥቃም፤ ወይ ዘይሕጋዊ ተግባራት ምፍፃም ‘ዩ። ግዕዝይና ብሰራሕተኛታት ትካላት መንግስታዊ ወይ ውልቐ ትካላትን ሰባትን ክፍፀም ዝኽእል... Read more »

ሃፍቲ ተፈጥሮ ብኣግባቡ ብምጥቓም ሉኣላውነት ምግቢ ምርግጋፅ

ውሑሉል ምጥቓምን ምሕደራን ሃፍቲ ተፈጥሮ እንተሃልዩ ድኻ እትብሃል ሃገር የላን። ኢትዮጵያ ዘለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ዳርጋ ካብእተን ዝዓበያ ሃገራት ክበልፅ እንተኾይኑ ‘ምበር ዝንእስ ኣይኮነን። ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ ሉኣላውነት ምግቢ ክተረጋግፅ ዘይከኣለትሉ ቐንዲ ምኽንያት... Read more »

ካብ መገዲ ሰላም ወፃኢ ካሊእ ዕንወት’ዩ

ኣብ ትግራይ ንክልተ ዓመታት ዝነበረ ኹናት ብስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ምዝዛሙ ይፍለጥ። በቲ ስምምዕነት መሰረት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተጣይሹ፤ብወገን መንግስቲ ፌዴራል ድማ ኣሎ፣መሰረታዊ ግልጋሎት ኣብ ምምላስ ዘድልዩ ስራሕቲ ሰርሑ፤ንቲ ክልል ዘድሊ በጀት ይም... Read more »

 ህዝቢ ትግራይ ናብ ዳግማይ ኹናት ከኣቱ ኣይግባእን

ህዝቢ ትግራይ ኣብ ከቢድ ፅዕንቶ ድሕሪ ኵናት ዘሎ ህዝቢ’ዩ። ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ፀገም ኣለዎ። ቅድሚ ሐዚ ብዝተኻየዱ ኹናታት ካብ ሓደ ስድራ ብዙሕ ሰብ ዝተጎድኦ ማሕበረሰብ ዘለዎ’ዩ። ስለዚ ሐዚ ኣብ ትግራይ ዘሎ ፖለቲካዊ ወጥሪን... Read more »

 ብሽም ህዝቢ እናመሓለ ንህዝቢ ዝጎድአ ጉጅለ

ህዝቢ ትግራይ ኣንፃር ብሄራዊን ደርባው ወፅዓ ምቅላስ ካብ ዝጅምር ነዊሕ እዋን ገይሩ ‘ዩ፡፡ኣብ ስርዓት ፊውዳል ኮይኑ’ውን ይቃለስ ነይሩ፡፡ነዚ ሓደ መርኣያ ቓልሲ ቐዳማይ ወያነ’ዩ፡፡እዚ ቓልሲ ቕኑዕ ዕላማ ዋላ ይሃልዎ ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ከይተዓወተ ብምትራፉ... Read more »

መንአሰይ ትግራይ ሓይሊ ሰላም ክኸውን ይግባእ

ስምምዕነት ፕሪቶሪያ ብምፍራሙ መላእ ህዝቢ ትግራይ ተረባሒ’ኳ እንተኾነ ብፍላይ መንእሰይ ትግራይ ዝያዳ ተረባሒ ምዃኑ እሙን’ዩ፡፡እቲ ንክልተ ዓመት ዝነበረ ኹናት ዋላ’ኳ ንኹሉ ጎዳኢ እንተነበረ ህይወት መንእሰይ ዝበልዐ ኹናት’ዩ ነይሩ፡፡ እቲ ኹናት ጠጠው ኢሉ... Read more »

 ሓርበኝነት እዚ ወለዶ ኢኮኖሚያዊ ናፅነት ምርግጋፅ

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዓበይቲ ሃገራዊ ጉዳያት ዝተፈፀሙሉ’ዩ::ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ፣መበል 116 ምስረታ ፖሊስ ኢትዮጵያ፣መበል 84 ዓመት መዓልቲ ሓርበኛታትን/ዓወትን ከምኡ’ውን መበል 4ይ ውድድር ክህሎት ኢትዮጵያ ብዝዓለ ፅንብል ዝተኻየዱሉ ሰሙን ‘ዩ::ኩሉም እዞም ተግባራት ምስ ሓርበኝነት... Read more »

‹‹ሜይዴይ›› ንምኽባር መሰልን ምድንፋዕ መፍረያይነትን

ዓለምለኸ መዓልቲ ሸቃሎ/ሰራሕተኛታት በቢ ዓመቱ ሚያዝያ 23 ይኽበር። እዚ መዓልቲ በዓለምለኸ ንመበል 136 ኣብ ሃገርና ድማ ንመበል 50 ግዜ ‹‹መንግስቲ ንዘቕረብናዮም ሕቶታት ህፁፅ መልሲ ይሃበና‹‹ ብዝብል ቴማ ይኽበር ኣሎ። መዓልቲ ሸቃሎ/ሰራሕተኛታት ብደረጃ... Read more »

 ሓደ ዓመት ፅባሕ’ዩ!

ውዕሊ ፕሪቶሪያ ካብ ዝፍረም ልዕሊ ክልተ ዓመታት ኣቕፂሩ ኣሎ። ኣብዘን ክልተ ዓመታት ብርክት ዝበሉ ስራሕቲ ዳግመ ህንፀትን ካልኦት ስራሕቲ ተሰርሖም’ዮም፡፡ኮይኑ ግና ኣብ ትግራይ ኣብ መሪሕነት ህወሓት ብዝተፈጠረ ምትፍናንን ብፍላይ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ... Read more »

በዓል ትንሳኤ – ብሰላምን ንፅጉማት ብምሕጋዝን

ሃይማኖታዊ በዓላት ኢትዮጵያ ስርዓቶምን እዋኖምን ሓሊዮም ብምትሕግጋዝ እንትበዓሉ ሓድነት ህዝብታት ኣብ ምጥንኻርን ሰላም ኣብ ምፅናዕን ዓብይ እጃም ይፃወቱ’ዮም፡፡በዓላት ኣብ መንጎ ህዝብታት ምትሕልላይን ምክእኣልን ብዘጠናኽር መገዲ ይኽበሩ’ዮም፡፡ ኣብዚ ቀፃሊ ሰንበት እነኽብሮ በዓል ትንሳኤ/ፋሲካ... Read more »