‹‹ ድልየት እዚ ጉጅለ ብደም ሰብ እናተረማማደ ኣብ ስልጣን ንክቕመጥ እዩ ››ኣይተ ሓጎስ ግደይ

ትውልዱ ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ሕንጣሎ ፍሉይ ስሙ ዓዲ ጉዶም ኣብ ዝባሃል ኸባቢ እዩ።ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዲላ ብምእታው ብህዝቢ ምምሕዳርን ዲቨሎፕመንት ማኔጅመንት ብዝተብሃለ ዘፈር ትምህርቲ ናይ መጀመርያ ዲግሪ ረኺቡ ኣሎ። ናብ ፖለቲካ እንትኣቱ... Read more »

‹‹ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግደብ ህዳሰ ብዓወት ምስኻዕ ውፅኢት ጠንካራ ዲፕሎማሲያዊ ፃዕሪ እዩ›› ወይዘሮ መካ ኣደም

ወይዘሮ መካ ኣደም ኣብ ክልል ሲዳማ ከተማ ይርጋለም ኣብ ኮሌጅ ሜዲካል መምህርት እንትትኸውን ሕዚ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፒ.ኤች.ዲ እናተማሃራ ይርከባ። ወይዘሮ መካ ኣብ ሱዳን ዝዓበየት ኮይና ምስ እዚ ተተሓሒዙ ቋንቋ ዓረብኛ... Read more »

‹‹ህዝቢ ንህወሓት ክቃለሶን ንስኻ ራዕዳዊ ኢኻ ኣይትመርሐናን ክብሎ ኣለዎ›› ኣይተ ሙዑዝ ገብረሂወት

ኣይተ ሙዑዝ ገብረሂወት (ኣምባሳደር ሰላም) ካብ ዝኾነ ፖለቲካዊ ፓርቲ ወፃኢ ኮይኖም ተሓላቒ መሰል ደቒሰባት እዮም። ምስ ዝኾነ ፓርቲ እንተይወገኑ ኣብ ደቒ ሰባት ዝፍፀሙ በደላት ብፍላይ ኣብ ዝሕዚ እዋን ኣብ ሃገርና ዘሎ ፖለቲካዊ... Read more »

‹‹ጁንታ ህወሓት በይናዊ ጠጠው ምባል ተዅሲ ዘይተቐበለሉ ምኽንያት ንህዝቢ ግዲ ስለዘይብሉ እዩ›› ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ

ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ መስራቲን ኣቦ መንበርን ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ (ትዴፓ) ከምኡ ‘ውን ዋና ዳይሬክተር ቤት ምኽሪ ምትሕብባር ህዝባዊ ተሳትፎ ዓብይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ እዮም። ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ምስ ጋዜጣ ኣዲስ ዘመን ብዛዕባ... Read more »

‹‹ህወሓት ንህዝቢ ተባሂሉ ዝመፅእ ቐለብ ሸይጡ ኣፅዋር ይዕድገሉ ነይሩ›› ሌተናል ኮለኔል ፍስሃ በርሀ

ትርሓስ ፍቃዱን መሰረት ገ/ዮሃንስ  ኣብ ከተማ ኣላማጣ እዮም ተወሊዶም።ቐዳማይ ብርኪ ትምህርቶም ኣብ ቐዳማይ ብርኪ ኣላማጣ ዝተምሃሩ እንትኸውን፤ ኻልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቶም ድማ ‹‹ታዳጊዋ ኢትዮጵያ››ኣብ ዝተብሃለ ቤት ትምህርቲ ተማሂሮም።ይኹን’ምበር 12 ክፍሊ እንትበፅሑ ኣፍቲ... Read more »

‹‹ኣብ ሉኣላውነትና ትኹረት ገይርና ክንሰርሕ ይግባእ››ፕሮፌሰር ካሳሁን ብርሃኑ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ መምህር ፖለቲካል ሳይንስን ተመራማሪን

መኣርግ ገ/ሄር ኣብ ሃገርና ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ ሰዓት ኣጋጢሙ ዘሎ ፖለቲካዊ ኩነታት ብፍላይ ድማ ናይ ደገ ሓይልታት ጣልቓ ምስ ናይ ምእታው ተተሓሒዙ ካልኦት ወቕታዊ ተዛመድቲ ሕቶታትን ብዝምልከት ሞያዊ መብርሂ ክህቡና ኣብ ዩኒቨርሲቲ... Read more »

‹‹ህወሓት ኣብ ክንዲ ንህዝቢ ዝጠቕም ሓሳብ ምቕራብ ዕድመ ስልጣኑ ዘናወሐሉ ኩነታት እዩ ዝሓስብ›› ኣይተ ባርያጋብር ኣባይ

መኣርግ ገ/ሄር ናይ ሎሚ ጋሻና ኣይተ ባርያጋብር ኣባይ ይባሃሉ:: ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሓላፊ ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን እዮም:: ጋዜጣ ወጋሕታ ብዛዕባ እዋናዊ ፖለቲካዊ ኩነታት ትግራይ ኣመልኪታ ምስ ኣይተ ባርያጋብር ዝገበረቶ ቓለ-... Read more »

‹‹ናይ ለብዘበን 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኢትዮጵያ ንቐፃሊ እትገብሮ መረፃ መሰረትን ተስፋን ዘንፀፈ እዩ›› መምህር መኮነን ዘለለው

መኣርግ ገ/ሄር መምህር መኮነን ዘለለው ነባር ተጋዳላይ ህወሓትን መስራቲን ኣባልን ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርትን (ትዴፓ) እዮም። ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ምዕራብ ወረዳ ወልቃይት ዝተወለዱ እንትኾኑ ዝዓበዩን ዝተመሃሩን ግና ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ እዩ።... Read more »

‹‹ሃገራዊ ምርድዳእ እንተተፈጢሩ ፖለቲካ ንቲ ኢኮኖሚ ንክኽተል ዝግደደሉ ብርኪ ክበፅሕ እዩ ›› ኣይተ ብርሃነ መዋ ነበር ፕሬዝዳንት ቤት ምኽሪ ኢትዮጵያ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣይተ ብርሃነ መዋ ንዓሰርተ ሽድሽተ ዓመታት ናብረኦም ኣብ ኣሜሪካ ምስ ገበሩ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም እዮም:: ቐደማይ ብርኪ ትምህርቶም ኣብ ሃረር፣ ካልኣይ ብርኪ ትምህርቶም ደብረማርቆስ ከተማ ምስ ተምሃሩ ካብ ኢኒስቲትዩት ፖሊ... Read more »

‹‹ጠንካራን፣ሉኣላውነት ሃገርን ጥቕምን ብዘተኣማምን ኩነታት ዝሕሉ ሓይሊ ባሕሪ እዩ ክፈርስ ተገይሩ›› ኮሞዶር ዋለፃ ዋቻ

ታሪኽ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዝጅምር ቕድሚ 3ሺሕ ዓመታት ከምዝኾነ ዝተፈላለዩ ድርሳናት ይሕብሩ። ዋላ ከምዚ ይኹን ግና ሓይሊ ባሕሪ ብዘመናዊ መልክዕ ዝተመስረተ ብ 1948 ዓ.ም ብሃፀይ ሃይለ ስላሴ ዘመነ መንግስቲ እዩ። መጀመርያ ሕፁያት... Read more »