
ወይዘሪት ገነት መብራህቱ ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፣ ኣብ ከተማ መቐለ ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ዘፈር ኢኮኖሚ ምምሕዳር ከተማ መቐለ እያ ነይራ፡፡ኣብ ከተማ መቐለ ዝተወለደት እንትትኾን ካብ ቐዳማይ ብርኪ ክሳብ ካልኣይ ብርኪ ኣብ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- ‹እዚ ሓዱሽ መንግስቲ ንቲ ኲናት ኣብ ዝሓፀረ ግዘ ወዲኡ ሃገርና ናብ ሰላማ ክመልሳ ተስፋ ይገብር ክትብል ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ነበር ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ዘፈር ኢኮኖሚ ምምሕዳር ከተማ መቐለ... Read more »

ኣይተ ጌታቸው ንጉሰ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ እንትኾን ፣ ሓላፊ ሚዲያን ርክብ ህዝብን ብልፅግና ትግራይ ‘ዩ። ቕድሚ ኣዋርሕ ህዝቢ ትግራይ ንምግልጋል ምስ ጊዚያዊ ምምሕዳር ብምዃን ናብ ክልል ትግራይ ብምኻድ ህዝቡ እናገልገለ... Read more »

ኣይተ በረከት ኣባዲ ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፤ ኣብ ከተማ መቐለ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ክፍለ ከተማ ዓይደር እዮም።ኣብ ከተማ መቐለ ዝተወለዱ እንትኾኑ ካብ ቐዳማይ ክፍሊ ክሳብ 12 ክፍሊ ‘ውን ኣብ... Read more »

‹‹ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ንምፍጣር እትገብሮ ዘላ ሙከራ ንህዝቢ ትግራይ ሓልያ እንተይኮነስ ንባዕላ ረብሓ እዩ›› – ኣይተ ገብረፃድቕ ገብረመድህን
ኣይተ ገብረፃዲቕ ገብረመድህን ሓላፊ ዘፈር ኣዋዳድባ ብልፅግና ትግራይ እዮም። ማእኻላይ ኣመራርሓ ህወሓት ብምዃን ዝሰርሑ እንትኾኑ ህወሓት ዝኽተሎ ኣካይዳ ስለ ዘይኣመንሉ ብድሌቶም ገዲፎሞ ብምውፃእ እናተቓወሙ ይርከቡ። ኣብ ከይዲ ለውጢ ምስ መፀ ድማ ናብ... Read more »

ኣይተ ሊላይ ሃይለማሪያም ረዳ ተወሊዶም ዝዓበይሉ ካብ ከተማ ጂንካ ውፅእ ኢላ ትርክብ ገጠር እንትኸውን ካብ ቐዳማይ እስካዕ ሻምናይ ክፍሊ ኣብ ጂንካ ዝተምሃሩ እንትኸውን ታሽዓይን ዓስራይን ኣብ ሆሳእና ቤት ትምህርቲ ልጅ ኣበበ፣... Read more »

ፕሮፌሰር ኣለማየሁ ገዳ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክፍሊ ትምህርቲ ኢኮኖሚክስ መምህር እዮም። ንብርክት ዝበሉ ዓመታት ዘምሃሩን ሕዚ ‘ውን ኣብ ምምሃር ዝርከቡ እዮም። ፕሮፌሰር ኣለማየሁ ብዛዕባ ምስ ኢኮኖሚ ዝተተሓሓዙ ነገራት ፅንዓትን ምርምርን... Read more »

ኣይተ ዮውሃንስ ጎይተኦም ኣቦ ወንበር ማሕበራት ሲቪክ ኢትዮጵያውያን ተጋሩ እዮም። ኣይተ ይውሃንስ ነባር ተጋዳላይ ህወሓት ዝነበሩ እንትኾኑ ኣብ ከይዲ ብምኽንያት ናይ ዕላማ ፍልልይ ካብ 1985 ዓ.ም ጀሚሮም ካብቲ ውድብ ብምውፃእ ንስርዓት ህወሓት... Read more »

ፍቕሪ ሃገር ካብ ዝግለፀሎም መገዲ እቲ ሓደ ስራሕ ጥበብ እዩ። ስራሕቲ ጥበበ ሓይሎም ልዑል ካብ ምዃን ተደሓሒዙ ብዙሕ መልእኽቲ ብሓደ ግዘ ብምትሕልላፍ ከምኡ’ውን ኣብ ውሽጢ ልቦና ሰባት ብቕልጡፍ ብምስራፅ ብዘይ ምስሳዕ ዝዝከሩ... Read more »

መምህር ተስፋይ ኣለማየሁ ኣብ ክልል ትግራይ ከባቢ መቐለ ኵሓ ከተማ ዝተወለዱ እንትኾኑ ዝዓበይሉን ካብ ቐዳማይ ክሳብ ካልኣይ ብርኪ ዝተማሃርሉን ኣብ ዞባ ምብራቅ ከተማ ዓዲ ግራት እዩ። ድሕሪ ካልኣይ ብርኪ ትምህርቲ ምውደኦም ኣብ... Read more »