ዝኽሪ ኣሰር “ሉሲ”ን ሓድጊ መልካ ቁንጡሬ ባልጪትን

ኢትዮጵያ ዘርኢ ወዲ ሰብ ዝተረኸበላ፣ ጥንታዊ ስልጣነ፣ ባህልን ታሪኽን ዘለዋ ኮይና ብዛዕባ ጥንታዊ ስልጣነ ዝገልፁ ኣብ ልዕሊን ትሕትን ምድሪ በዙሓት መረዳእታታት ዝርከበላ ‘ያ። ኣብ ልዕሊ ምድሪ ካብ ዝረከቡ ጥንታዊ ሃፍቲታት ክጥቀሱ ዝኽእሉ... Read more »

ፅጌ ዱጉማ ብ800 ሜትሮ ሓድሽ ታሪኽ ኣመዚጊባ

  ኢትዮጵያ ኣብ ኦሎምፒክ መድረኽ ብኽልቲኦም ፆታታት ብ800 ሜትሮ ፍፃመ ኣብ ሜዳልያ ውሽጢ ዝኣተወትሉ ታሪኽ የለን:: ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብቲ ርሕቐት ኣብ ታሪኽ ንሜዳልያ ተሪፉ ንፍፃመ እንትውዳደሩ ‘ውን ዝተለመደ ኣይኮነን:: ኣብ ናይ ሎሚ... Read more »

 ኣብ ፓሪስ ክደምቁ ትፅቢት ዝግበረሎም ከዋኽብቲ ኢትዮጵያ

ኦሎምፒክ ንመበል ሳልሳይ ዕድል ምድላው ዝረኸበት ፓሪስ ውድድራት ምክያድ ካብ ዝጅመር መዓልትታት ተቖፂሮም ‘ዮም፡፡ ክሳብ ኸዚ ሃገራት ብዝተፈላለየ ስፖርት ሜዳልያ ብምምዝጋብ ኣብ ብርኪ ሰንጠረዥ እናተፎኻኸሩ ይርከቡ፡፡ ግብፅን ደቡብ ኣፍሪካን ዝኣመሰሉ ሃገራት ሜዳልያ... Read more »

መናእሰይ ብስነ ምግባር እትሃንፅ ‹‹ቴኳንዶ ለሁሉም›› ዝተብሃለት መፅሐፍ ንንባብ በቒዓ

ኣዲስ ኣበባ፡– መናእሰይ ብስፖርትን ስነ ምግባር እትሃንፅ ‹‹ቴኳንዶ ለሁሉም›› ዝተብሃለት መፅሐፍ ንንባብ በቒዓ፡፡እታ መፅሐፍ ብግሎባል ማስተር ኣረፋይኔ ወልደሚካኤል ተፃሒፋ ኣብዚ ሰሙን እዚ ተመሪቓ ኣላ፡፡ መንእሰይ ግሎባል ማስተር ኣረፋይኔ ንትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ከም... Read more »

ኣብ ከተማ መቐለ ንዝተፀገሙ ወገናት ንምሕጋዝ ዝዓለመ ዓብይ ጉያ ክሳለጥ ‘ዩ

ኣዲስ ኣበባ፡- እቲ ዓብይ ጉያ ኣብ ዝተፈላለዩ ፀገማት ንዝርከቡ ተመለስቲ ተጋደልትን ስድራ ስዉኣትን ንምድጋፍ ዓሊሙ ብምትሕብባር ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ትግራይ፣ ትካል ብሩህ መፃኢ ትግራይን ኮምሽን ሃርበኛታት ክፍለ-ከተማ ሓወልትን 14 ሓምለ 2016 ዓ.ም ኣብ... Read more »

ንጋንታታት ትግራይ መዛዘሚ ወፍሪ እቶት ምትእክካብ ተካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፡- ብኣዳለውነት ናይና ስፖርት ፕሮሞሽንን ኢዋይ ፕሮዳክሽንን “ ጋንታታትና ነድሕን” ዝተሰየመ ወፍሪ እቶት ንጋንታታት ኩዕሶ እግሪ ትግራይ ንዝሓለፈ ሓደ ዓመት ሙሉእ ብዝተፈላለዩ ሓሳባት እናተውሃበሉ ድሕሪ ምፅናሕ ኣብ ኽልተ ምዕራፋት መኽፈትን መዛዘምን... Read more »

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ላዕለወይቲ ሓላዊት ብሄራዊ ጉጅለ ኾይነን ተሸይመን

ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ናይ ጉጅለ ብሄራዊ እግሪ ኩዕሶ ኢትዮጵያ ላዕለወይቲ ሓላዊት ኾይነን ተሸይመን:: ፌዴሬሽን እግሪ ኩዕሶ ኢትዮጵያ እተን ከንቲባ ንስፖርት ዘበርከተኦ ግደ ኣፍልጦን ሽልማት ምርሃግብሪን ኣካይዱ :: ኣብቲ... Read more »

ነባር ከዋኽብቲ ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ ኣብ ሸነን ፌስቲቫል ኣፍሪካ

ኣብ ዓለም እናዓበዩ ካብ ዘለዉ ሃገራት ብጣዕሚ ተጠቀምቲ ካብ ዝኾንሎም ዘፈራት እቲ ሓደ ቱሪዝም ስፖርት ‘ዩ። ኣብ ጅማሮ እትርከብ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ ነዚ ዘፈር ትኹረት ብምሃብ ዘበረታትዑ ስራሕቲ ኣብ ምስራሕ ትርከብ። ካብዞም... Read more »

ውድድራት ቦክሲ ንምዕባይ እናተሰርሐ ‘ዩ

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዙሓት ናይ ቦክሲ ክለባት ዝርከቡ ብምዃኖም ብሄራዊ ጉጅለ ብኣህጉርን ዓለም ለኸ ብርኪ ዝውክሉ ቦክሰኛታት ብምፍራይ ቀዳሚ ኾይኑ ዝጥቀስ ‘ዩ። ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሃገር ምውካል ዝኻኣሉን እናወከሉ ዝርከቡ... Read more »

ኣብ ሻምፕዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፍ ጉጅለ ኣትሌታት ናብ ዱዋላ ተጓዒዞም

ኣብ መበል 24ን ሻምፕዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፍ ብሄራዊ ጉጅለ ኣትሌታት ኢተዮጵያ ንውድድር ዝገበሮ ምድላዋት ዛዚሙ ትማሊ ናብ ከተማ ዱዋላ ካሜሮን ተጓዒዙ። ኮሚቴ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያን ኣትሌቲክስ ፌዴሬሽን ኢትዮጵያን ነቲ ጉጅለ ኣትሌቲክስ ናይ ምስናይ... Read more »