
ቱሪዝም እንትበሃል ሰባት ንዝተፈላላየ ዕላማ ካብ ዝነብርሉ ቦታ ናብ ካልእ ቦታ ወፂኦም ዝተፈላለዩ ቦታታት ባህሊ፣ ልምዲ ታሪኽን ሃፍቲ ተፈጥሮን እንትፈልጡ፣ ኣብ ዝተፈላላዩ ምድላዋት እንትሳተፉ፣ ኣብቲ ቦታ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት እንትጥቀሙን ካልኦትን ተመሳሳሊ ምንቅስቓስ... Read more »

ኢትዮጵያ ብርክት ዝበሉ ካብ ዝተዓደለቶም ፀጋታትን ክብርታትን ዓሚቕ ሃብትታታን ባህላውን ህዝባዊን በዓላት ዝረከቡላ ሃገር ‘ያ። እዞም ዝተፈላላዩ ብዝሓ ባህልታት ነታ ሃገር ድምቀት ካብ ምዃኖም ብተወሳኺ ብዙሓት ኣብ ዘይድህሰሱ ቅርስነት ዓለም ንክምዝገቡ ብምግባር... Read more »

ሰፈር ጥበብ፤ ኣቦ ጭራ ዋጣ፣ ሰረት ዘበናዊ ሙዚቃ ትግርኛ ‘ዩ።ንጥበብ ተወሊዱ ንጥበብ ባፂሑ ንጥበብ ኣባፂሑ ንጥበብ ዝሓለፈ ‘ዩ ክብል ንበዓል ብዙሕ ሞያ ሙዚቃን ንጉስ ጥበብን ገብረፃዲቅ ወልደዮሃንስ ጋዜጠኛ ዳርእስከዳር መብራሕቱ ይገልፆ። ገብረፃዲቅ... Read more »

ኪነ ጥበብ ካብ ብዙሕ ጥቅምታቱ ሓደ ታሪኽ፣ ባህሊ፣ እምነትን ኣነባብራን ሓደ ማሕበረሰብ ዓቂቡ ንቀፃሊ ወለዶ ምምሕልላፉ ‘ዩ እንተተብሃለ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ ኣይከውንን። ኣብ ሓደ እዋን ዝነበረ ኩነታት መነባብሮ፣ ድልየት፣ ኣተሓሳስባ፣ ስምዒትን ብሓፈሻ... Read more »

ኣብ ሃገርና ብፍላይ ድማ ኣብ ትግራይ ኣብ ወርሒ ለካቲት ብርክት ዝበሉ ክብረ በዓላት ክኽበሩ ‘ዮም። ዝኽሪ በዓል ዓድዋን ሓዊሱ ዝኽሪ ውግእ ወርሰገ (ተንቤን)ን በዓል ለካቲት 11ን ዝኣመሰሉ በዓላት ዝኽበረሉ ‘ዩ። ብፍላይ ኣብ... Read more »

ሓድግታት ሃገርና ብፍላይ ድማ ሓድግታት ትግራይ ምስጥር ኣእላፍ ዘመናትን ሕላገት ዘይሃስስ ክብርታትን ‘ዮም።ትግራይ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ማእከል ዝተፈላላዩ ባህላውን ሰብ ስራሕን ተፈጥሯውን ሓድግታት ‘ውን ‘ያ። ካብ ከውሒ ዝተፈልፈሉ ገዳማት ከይሓወሰ ብኳዕቲ... Read more »

ቱሪዝም ኢንዱስትሪ ዓለም ብምኽንያት ተርእዮ ፀገም ለበዳ ኮቪድ ተጎዲኡ ፀኒሑ ‘ዩ። ብብርኪ ኢትዮጵያ ድማ እቲ ለበዳ ከመዘሎ ኮይኑ ተወሰኽቲ ብዝተፈጠሩ ዝተፈላለዩ ጎንፅታትን ኵናትን እቲ ዓውዲ ተጎዲኡ ከምዝነበረ ዝፍለጥ ‘ዩ። እዚ ከምዘሎ ኮይኑ... Read more »

ኢትዮጵያ ብዙሓት ብሄር ብሄረሰባት ዝረከቡላን ብኡ ልክዕ ዝተፈላለዩ ባህልታት፣ ልምድን ክብርታትን ዝተዓደለት ሃገር ‘ያ፡፡ ኢትዮጵያ በዓልቲ ብዙሕ ባህልታት፣ ክብርታትን እምነታትን ከምኡ ‘ውን ወናኒት ማሕበራዊ ስርዓታትን ምዃናን እዚ ድማ ሓደ ዓብይ መግልፂ ፅባቀ... Read more »

ወርሒ ጥሪ እዚ ኩነታት ንምሕላፍ ካብ ካልኦት ኣዋርሕ ንበይና ዝተውሃባ ይመስል ጥርን መርዓን ናይ ሓንቲ ሳንቲም ኽልተ ገፅ ‘የን። ቀዳምን ሰንበትን ብዝመፀ ቑፅሩ በቢቦትኡ ፃዕዳ ኽዳን ዝተኸደኑን ዝመልክዑን ሰባት ኣብ ወርሒ ጥሪ... Read more »

ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ትግራይ ናይ ዘበናት ብዙሓት ዘይድህሰሱ ባህላውን ሃይማኖታውን ትውፊታት ዘለውዋ ኮይኖም ካብኣቶም ሓደ ድማ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብድምቐት ዝተኸበረ በዓል ጥምቀት ‘ዩ።በዓል ጥምቀት ብኣመንቲ ክርስትና ብድምቀት ካብ ዝኽበሩ ሃይማኖታዊ በዓላት... Read more »