ቅንያት ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪካ

ናይ ሐዚ ሕብረት ኣፍሪካ 17 ግንቦት 1955 ዓ.ም ወድብ ሓድነት ኣፍሪካ ብዝብል ሽም ኣብ ኢትዮጵያ/ኣዲስ ኣበባ ዝተመስረተ ኮይኑ ድሕሪ 1994 ዓ.ም ሕብረት ኣፍሪካ ናብ ዝብል ብሓድሽ ስያመን ኣወዳድባን ቀፂሉ ኣሎ፡፡ ዕላማ ውድብ... Read more »

 መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ትእምርቲ ሰዓራይነት ህዝቢ ኢትዮጵያ

ወርሒ ለካቲት ብዙሓት መበገሲ ሓርነት ዝኾኑ ፍፃመታትን ዝተጀመረላን ምእንተ ሉኣላዊ ሃገሮም ንኸየድፍሩ ፀረ ባዕዳውያን ወረርቲ ዝተዃሽሑሉን ታሪኽ ዝቀየሩ ዓወታት ‘ውን ዝተዓተረላን ወርሒ’ያ፡፡ ካብእዚኦም ሓደ ካብ ኢትዮጵያዊያን ሓሊፉ ኩርዓት ፀለምቲ ህዝብታንን ኣፍሪካ ዝኾነ... Read more »

 ‹‹ሰላም ብኽባር ዋጋ ዝርከብን ብዝኽበረ ዋጋ ዝሕለውን ብጣዕሚ ኣድላይ ነገር ‘ዩ›› -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ቅድሚ ትማሊ ኣብ ሻድሻይ ተወከልቲ ህዝቢ ሳልሳይ ዘበን ስራሕ መበል 14 ስሩዕ ኣኼባ ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተልዓሉ ሕቶታት መሰረት ብምግባር መብርሂ ወይ ምላሽ ኣብ ዝሃቡሉ እዋን ካብ ዘልዐልዎም... Read more »

 ‹‹ኸዚ ዘሎ ኣማራፂ ተኸባቢርካ ተደሚርኻ ንቕድሚት ምስጓም ‘ዩ›› -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣኼባ ዘካየደ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ንኣይተ ደመቀ መኮንን ካብ ሓላፍነቶም ብኽብሪ ሰንዩ ንኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ምክትል ፕሬዝዳንት ገይሩ መሪፁ ‘ዩ። ማእኸላይ ኮሚቴ ብልፅግና መትከል ምትኽኻእ ኣመራርሓን ስርዓት ኣሰራርሓን... Read more »

 ‹‹ኣብ ናይ ሎሚ ዓመት ስራሕቲ ዕቐባ ሓመድን ማይን ልምዓት ትኹረት ተዋሂብዎም ኣሎ›› -ሚኒስቴር ግብርና ፌዴሪኢ

ኣብ ሚኒስቴር ሕርሻ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ልምዓትን ኣጠቓቕማን ሃፍቲ ተፈጥሮ ኣቶ ፋኖሴ መኮነን ከምዝገለፅዎ፤ በብዓመቱ ዝካየድ ስራሕቲ ልምዓት መፋስስ ማይ ኣብ ምዕባይ ምህርትን መፍረያይነትን ከምኡ ‘ውን ምድረበዳነት ንምክልኻል ዓብዪ ብፅሒት የበርክት:: ስራሕ... Read more »

 ቅነ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ

ኢትዮጵያ ሓንቲ ካብተን ጥንታዊ ታሪኽ ዲፕሎማሲ ዘለወን ሃገራት ‘ያ። ካብ ጥንቲ ኣትሒዛ ብሃይማኖት፣ ባህልን ንግዳዊ ንጥፈታትን ምስ ብዙሓት ሃገራት ድልዱል ዝምድና መሰረት ዘለዋ ኮይና ኣብ ዓውዲ ዲፕሎማሲ ጠቓሚ ተመክሮ ከተማዕብል ካብ ምኽኣላ... Read more »

 «ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ሕግታት ዝድግፍዎ’ዩ » – ኣይተ በፈቃዱ ድሪባ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ መምህር ሕጊ

ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ለውጢ ሓዱሽ መንግስቲ ካብ ዝመፅእ ጀሚሩ ብትኹረት ካብ ዝተሰረሐሎምን ለውጢ ካብ ዝምፀአሎምን ጉዳያት ሓደ ሕቶ ኣፍደገ ባህሪ ‘ዩ። መንግስቲ ብኢትዮጵያውያን ንዘመናት ሕራነ ፈጢሩ ዝነበረ ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ብምምላስን ስብራትን... Read more »

መንነትኻ ተረዲእኻ ንኻልኦት ንምርዳእ ዝዓለመ ሃገራዊ ፃውዒት

ኢትዮጵያ ብዙሓት ሃይማኖታውን ባህላውን ባዓላት ዝኽበረላ ሃገር ‘ያ:: ኣብዚ ትርኢት ብዙሓት ናይ ህዝብታት ነበራት ስልጣነታት ዘርእዩ፤ መሰረት ታሪኽ ዘንፀባርቑ ሃፍትታት ብብዝሓት ዝንፀባረቑ ‘ዮም:: ኢትዮጵያ ብተፈጥሮ ብባህሊ ፣ብስነፅሑፍ፣ ውፅኢት ጥበብ፣ ብቕርሲ ዝተዓደለት ‘ያ::... Read more »

 “ኣውሮፕላን ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝኣትው ጀሚሩ ካብ መንግስቲ ናብ መንግስቲ ምስ ውፃእ ውረዱ ተሻጊሩ ኣብዚ በፂሑ ኣሎ” -ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ፣ ዋና አዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ

መበል 88 በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ምኽንያት ብምግባር ናይ ሎሚ እዋናዊ ዓምድና ምስ ናይቲ ትካል ዋና አዛዚ ዝኾኑ ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ካብ ዝተገበረ ቃለ መሕትት ዝተወሰነ ክፋሉ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ... Read more »

 ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ድሕሪ ለውጢ ብዙሕ ምምሕያሻት ተገይርሉ ተልእኽኡ ብብቕዓት እናተዋፀአ ይርከብ

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ 1928 ዓ.ም ከም ዝተመስረተ ድርሳናት ይሕብሩ። ካብ 88 ዓመት ኣቑፂሩ ኣሎ፤ ድሕሪ ለውጢ ብዙሕ ምምሕያሻት ተገይርሉ ኣብዘተኣማምን ብርኪ ይርከብ። በቢ ዓመቱ ንምኽባር ‘ውን እናተሰርሐሉ መፂኡ ሎሚ ዘበን ክኽበር ጀሚሩ... Read more »