“ኢትዮጵያ ዘለዋ ፅንዓት ተፃዋራይነት ብድሆታት ብመርኣያነት ስራሕቲ መዋቕራዊ ኢኮኖሚያዊ መመሓየሺታታ ይግለፅ” -ቐዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ:- ኢትዮጵያ ዘለዋ ብድሆታት ናይ ዘይምንብርካኽ ፅንዓት በቶም ምጣነ ሃፍታዊ ምርግጋእን መፍረያይነትን ዘቐደሙ ስራሕቲ መዋቕራዊ ኢኮኖሚያዊ መመሓየሺታታ ብመርኣያነት ይግለፅ ክብሉ ቐዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም ፡፡ ቐዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ... Read more »

 ክልል ትግራይ ልዕሊ 24 ሚልዮን ኩንታል ምህርቲ ንምርካብ እናሰርሐ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፡– ኣብ ምህርቲ ዘመን 2016/17 ልዕሊ 24 ሚልዮን ኩንታል ምህርቲ ንምርካብ ይሰርሕ ከም ዘሎ ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራይ ኣፍሊጡ። ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራይ ኣብ ኣጠቓላሊ ስራሕቲ ክረምታዊ... Read more »

 ሓደ ሽሕን 200ን ዓማዊል ተረባሕቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፡– ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ውቕሮን ከባቢኣን ዝርከባ ናይ ገጠር ጣብያታት ሓዊሱ ሓደ ሽሕን ክልተ ሚእቲን መራሕቲ ስድራ ናይ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተረባሕቲ ክኾኑ ተገይሩ፡፡ ብምዃኑ 9 ኪሎ ሜትሮ ማእኸላይን 14 ኪሎ... Read more »

ኣብ ትግራይ ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ሕማም “ፖልዮ” ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ(ኤፍ ቢ ሲ):- ብብርኪ ክልል ኣብ ትግራይ ዝወሃብ ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ሕማም ኣልምሲ(ፖልዮ) ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ዝሓለፈ ሰሉስ መዓልቲ ተጀሚሩ። እቲ ወፍሪ ኣብ ከባቢ ዞባ ደቡብ ኣብ ሓደ... Read more »

‹‹ድልየታት ሰብኣዊ ረድኤት ብናይ ባዕልኻ ዓቕሚ ንምፍታሕ ዘኽእል ፖሊሲ ተቐሪፁ እናተሰርሐ ይርከብ›› – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ

ኣዲስ ኣበባ:- ድልየታት ሰብኣዊ ረድኤት ሃገርና ብናይ ባዕልኻ ዓቕሚ ንምፍታሕ ዘኽእል ፖሊሲ ተቐሪፁ ናብ ተግባራዊ ምንቅስቓስ ከምዝኣተወ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ፌደራል ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ሃገር በቆል ድጋፍ ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያትን... Read more »

ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ከይዲ ትምህርቲ ንምጥንኻር ምስ ዝምልከቶም ኣካላትን ተቐራሪቡ ክሰርሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፡- ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ምስ ሚኒስቴር ትምህርቲን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ብቐረባ ብምስራሕ ሰላማዊ ምምሃር ምስትምሃር ንምጥንኻር ክሰርሕ ከምዘለዎ ጉዳይ ቐዋሚ ኮሚቴ ልምዓት ሓይሊሰብ፣ ስራሕ ስምሪትን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ... Read more »

ትኹረት ኣብ ምንቅቃሕ ቱሪዝም ከተማ ኣክሱም

ኣኽሱም፡- ቱሪዝም ከተማ ኣክሱም ኣብ ምምላስ ዘነቃቅሕ ስራሕቲ ኣብ ምስራሕን ከም ሃገር ናይ ኹሉ ሓላፍነት’ዩ ክብሉ ከንቲባ ከተማ ኣክሱም ኣይተ ኣበበ ብርሃነ ገሊፆም፡፡ ከንቲባ ከተማ ኣክሱም ንትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ከምዝገለፅዎ፤ኢኮኖሚ ከተማና ብቀጥታ... Read more »

 ዘተ – ቐንዲ መፍትሒ ዘላቒ ሰላም

ኣዲስ ኣበባ:- ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኢትዮጵያ ኣብ ኹሎም ዓውድታት ዓበይቲ ዓወታት ኣመዝጊባ ‘ያ። እዞም ውፅኢታት ግና ብዝተመቻቸወ መገዲ ዝተረኸቡ ኣይኮኑን። ብብዙሕ ዕንቅፋታትን ፈተናታት ውሽጢ ‘ምበር። ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሃገርና ዝስትውዐል ምዝራግ ሰላም... Read more »

 ‹‹ኢትዮጵያ ካብ ኢኮኖሚያዊ ፅግዕተኝነት ተናጊፋ መርኣያ ነፃነት፣ ሓድነትን ብልፅግናን ኣፍሪካ ክንገብራ ኢና›› – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፡- ኢትዮጵያ ካብ ኢኮኖሚያዊ ፅግዕተኝነት ተናጊፋ መርኣያ ነፃነት፣ ሓድነትን ብልፅግናን ኣፍሪካ ክንገብራ ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ናይ ለውጢ መንግስቲ ዝድግፍ ህዝባዊ መድረኽ ኣብ ከተማ ወልቂጤ ተኻይዱ ።... Read more »

 ምህርቲ መዓድን ክልል ትግራይ ሕጋዊ መልክዕ ንክሕዝ ስርዓት እናተዘርገሐ ‘ዩ

ኣዲስ ኣበባ፡- ምህርቲ መዓድን ክልል ትግራይ ብሕጋዊ መንገዲ ንኽስራሕን ናብ ስርዓት ንምእታውን ፃዕሪ እናተገበረ ‘ዩ ክብል ቢሮ መሬትን መዓድንን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡ ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ጉዳያት ኮምኒኬሽን ቢሮ መሬትን መዓድንን ክልል ትግራይ ኣይተ... Read more »