‹‹ከተማ ድሬዳዋ ብኹሉ መዳይ ኣብ ምንቕቓሕ ትርከብ›› ኣይተ ሮቤል ጌታቸው ሓላፊ ዘፈር ፖለቲካን ውዳበን ብልፅግና ከተማ ድሬዳዋን ኣማኻሪ ከንቲባን

ኣዲስ ኣበባ፡- ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኣብ ምቅስቃስ ኢንቨስትመንት፣ምክልኻል ኮቪድ-19ን ሰላምን ፀጥታን ውፅኢትዊ ስራሕቲ ተሰሪሖም እዮም ክብሉ ሓላፊ ዘፈር ፖለቲካን ውዳበን ብልፅግና ከተማ ድሬዳዋን ኣማኻሪ ከንቲባን ኣይተ ሮቤል ጌታቸው ገሊፆም ፡፡ ከም ብልፅግና... Read more »

መንገዲ አጣዬ ሙሉእ ብሙሉእ ንተሽከርከርቲ ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፡-ንመዓልትታት ኣብ ከባቢ ኣጣዬ ኣጋጢሙ ብዝነበረ ፀገም ፀጥታ ዕፅው ዝነበረ መንገዲ ኣዲስ ኣበባ-ደሴ-መቐለ ሙሉእ ብሙሉእ ንተሽከርከርቲ ኽፉቲ ከምተገበረ ኮማንድ ፖስት ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምምሕዳር ኦሮሞ ብሄረሰብን ዞባ ደቡብ ወሎን... Read more »

ኣብ ትግራይ ስልጠና ዝተውሃቦም 1ሽሕን 100ን ወለንታዊያን መናእሰይ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፡- ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ሚኒስቴር ሰላም ብምትሕብባር ንሓደ ወርሒ ዘሰልጠኖም 1ሽሕ 100 ወለንታዊያን መናእሰይ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ዋና ስራሕ ፈፃሚ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ሙሉ ነጋ ከምዝበልዎ... Read more »

‹‹ትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ እቲ ለውጢ ናይ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ክኸውን ልዑል ኣበርክቶ ገይሩ እዩ›› ዶክተር ቢቂላ ሁሬሳ

ኣዲስ ኣበባ፡- ትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ነቲ ለውጢ ብምድጋፍን ናይ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ክኸውን ብዘኽእል ኩነታት ሓበሬታታትን ፀብፃባትን ብምቕራብ ልዑል ኣበርክቶ ምግባሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቐዳማይ ሚኒስቴር ብማዕርግ ሚኒስትር ኣታሓባባሪ ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲ ዶክተር... Read more »

ብሄራዊ ደሕንነት ኣብ ዝፍትኑ ጉዳያት ዘየዳግም ስጉምቲ ምውሳድ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ

ትርሓስ ፍቃዱ ኣዲስ ኣበባ፡-መንግስቲ ሃገራዊ ለውጢ ንኸይዕንቀፍ ከምኡ’ውን ምህዳር ዲሞክራሲ ንምስፋሕ ካብ ዘለዎ ፅኑዕ ድሌት ተበጊሱ እናርአዮ ንዘሎ ትዕግስቲ፤ ብሄራዊ ድሕንነት ዝፈታተን ብምዃኑ ዘየዳግም ስጉምቲ ክወስድ ከምዝጀመረን ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ደሕንነትን ኣፍሊጡ።... Read more »

ፈተነ ሃገር ምፍራስ ከምዝፈሸለ ተገሊፁ

 ኣዲስ ኣበባ፡-ኣብ ኣጣዬ ዝተፈጠረ ጎንፅን ትንኮሳን መሰረት ብምግባር ኣምሓራን ኦሮሞን ብምፅላእ ሃገር ንምፍራስ ዝተገበረ ዘይተሳኸዐ ፈተነ ምዃኑ ኣብ ምክልኻል ሰራዊት ፌዴሪኢ ዋና መተሓባባሪ ስራሕቲ ህንፀት ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ኣፍሊጦም።ካብ ሃገር ንምውፃእ... Read more »

‹መዓልቲ ዓወት› ትውልዲ ፅንዓትን ሓድነትን ቐዳሞት ወለዶ ንኽርዳእ ከምዝሕግዝ ተገሊፁ

መኣርግ ገ/ሄር ኣዲስ ኣበባ፡- ለብዘበን 27 ሚያዝያ ዝኽበር በዓል ‹መዓልቲ ዓወት› ትውልዲ ፅንዓትን ሓድነትን ቐዳሞት ወለዱ ንኽርዳእ ከምዝሕግዝ ፕሬዝዳንት ማሕበር ሓርበኛታት ጥንታዊት ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴ ገሊፆም። ፕሬዝዳንት ልጅ ዳንኤል ብፍላይ ምስ... Read more »

ፍራንኮ ቫሉታ ብምፍቃድ መሰረታዊ ሸቐጣት ብዝሐሸ ዋጋ ንምርካብ እናተሰርሐ ምዃኑ ተሓቢሩ

ፍራንኮ ቫሉታ ካብ ዕዳጋ ምርግጋዕ ዝሓለፈ ጥቕሚ ኣለዎ  መኣርግ ገ/ሄር ኣዲስ ኣበባ፡-መንግስቲ ብዘይ ናይ ወፃኢ ሸርፊ ፍቓድ /ፍራንኮ ቫሉታ/ መሰረታዊ ሸቐጣት ክኣቱ ምውሳኑ ተኸቲሉ ናይቲ ከይዲ ተሳተፍቲ ሰብ ሃፍቲ መሰረታዊ ሸቐጣት ብዝሐሸ... Read more »

‹‹መረፃ ሕቶታት ህዝቢ ካብ ጎዳና ናብፓርላማ ዝወስድ እዩ›› ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፣ናይ ሎሚ ዘበን መረፃ ሕቶታት ህዝቢ ካብ ጎዳና ናብ ፓርላማ ከምዝወስድን ንዘበናት ዝተቋፀሩ ማሕለኻታት ዝፍትሑሉ መፍቱሕ(ቑልፊ)ከምዝኾነ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ዝቕፅል ሃገራዊ... Read more »

ኣብ ትግራይ ቐረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኸይቋረፅ ቕድሚ ኽረምቲ መሰረተ ልምዓታት እናተሳለጡ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ትርሓስ ፍቃዱ  ኣዲስ ኣበባ፡-ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ፀገም፤ብፍላይ እቶም መሰረተ ልምዓታት ብምጉድኦም ኽረምቲ ኣትዩ ሰብኣዊ ረድኤት ንኸይቋረፅ ንምግባር ዝተፈላለዩ ስራሕቲ እናተኸናወኑ ከምዘለዉ ሓላፊ ኮማንድ ፖስት ትግራይ ሌተናል ጀነራል ዮውሃንስ ገብረመስቀል ኣፍሊጦም። ሌተናል... Read more »