ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኢድ ንምእታው ዝደልይ ኣካል ተቐባልነት ከምዘይብሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ

ንህወሓት ናብ ዘተ ናይ ምምፃእ ፃዕሪ ተቐባልነት ከምዘይብሉ ውን ኣፍሊጡ ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኢድ ንምእታው ዝደልይ ዝኾነ ኣካል ተቐባልነት የብሉን ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ ። ብሕጊ ዝተኣገደ ህወሓት... Read more »

‹‹ካብ ሱዳን ናብ ውሽጢ ሃገር ክኣትዉ ዝፈተኑ 320 ኣባላት ጁንታ ተደምሲሶም››

ኣዲስ ኣበባ፡- ካብ ሱዳን ብሓምዳይት ገይሮም ናብ ውሽጢ ሃገር ክኣትዉ ዝፈተኑ 320 ኣባላት ጁንታ ምድምሳሶም ሓላፊ ሓይሊ ወፍሪ ሚኒስቴር ምክልኻል ብርጋዴር ጄነራል ተስፋዬ ኣያሌው ኣፍሊጦም። ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝቐረዩ ተረፍ መረፍ ጁንታ... Read more »

‹‹ ብሓሶት ናይ ህወሓት ሓበሬታ ተመስሪትካ ኣብ ምንቅስቓስ ፀጥታ ኣካላት ኢትዮጵያ ሓሳብ ምሃብ ትኽክል ኣይኮነን ›› ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ወሃቢ ቓል ሚኒስቴር ወፃኢ ጉዳይ

ኣዲስ አበባ፡- ብኣሸባሪ ህወሓት ዝዝርጋሕ ኣብ ሓሶት ዝተደረኸ ሓበሬታ ተመርኲዞም ኣመሪካውያን ብዛዕባ ምንቅስቓስ ኣካላት ፀጥታ ኢትዮጵያ ሓሳብ ምሃብ ጌጋ ምኻኑ ወሃቢ ቓል ሚኒስቴር ወፃኢ ጉዳይ ኣፍሊጦም፡፡ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተወደበን ንምክልኻል ሰራዊት... Read more »

‹‹ሪቫን ሜጋ ፕሮጀክታትና እናቖረፅና ኢትዮጵያውነት ማለት ናፅነትን ክብርን ከምዝኾነ ክነረጋግፅ ኢና›› ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፡- ሪቫን ኹሎም ሜጋ ፕሮጀክታትና እናቖረፅና ኢትዮጵያውነት ማለት ናፅነትን ክብርን ከም ዝኾነ ንዓለም ክነረጋግፅ ኢና ክብሉ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ህዝቢ ዓፋር’ውን ብኢትዮጵያን ኢትዮጵያውነትን ከምዘይደራደር ኣመልኪቶም። እቶም ቐዳማይ ሚኒስትር... Read more »

ጠለብ ናይ ሓመድ ማዳበሪያ ክልል ትግራይ ሚኢቲ ብሚኢቲ ክቐርብ ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ሓረስቶት ፍሉይ ትኹረት ብምሃብ ኣብ እዋን ዘርኢ ዘድልዩ ግብኣታት ግብርና እኹል ብዝኾነ መጠን እናቐረበ ከምዝኾነ ተገሊፁ።ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ዕዳጋን ግብኣትን ሚኒስትር ግብርና ኣይተ መንግስቱ ተስፋ ብፍላይ ንጋዜጣ... Read more »

‹‹እቲ መረፃ ንሓፂር እዋን ንምፅናሕ ብዝቐረበ ሓሳብ ምስቦርዲ መረፃ ተሰማሚዕና ኢና›› ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፡- መንግስቲ እቲ መረፃ ንሓፂር እዋን ንኽፀንሕ ቦርዲ መረፃ ዘቕረቦ ሓሳብ ምኽንያታዊ ስለዝኾነ ከምዝተሰማምዐ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ኣብ ዕዳጋ ተኮር ልምዓት ግብርና ብ3.2 ሚሊየን ሄክታር ልምዓት ግብርና እናተሰርሐ... Read more »

ኢኮኖሚያዊ ምንቕስቃስ ትግራይ ናብ ንቡር ንኽምለስ ፈለማ ሰላም ክረጋገፅ ኣለዎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ኵናት ምውላዕ ስዒቡ ዝተጎድአ ኢኮኖሚያዊ ምንቕስቓስ ናብ ንቡር ንኽምለስ ፈለማ ሰላም ክረጋገፅ ኣለዎ ክብሉ ኣማኻሪ ፋይናንስን ቢዝነስን ኢንቨስትመንት ኣይተ ጌታቸው ፋንታየ ገሊፆም። ኣይተ ጌታቸው ብፍላይ ምስ ጋዜጣ... Read more »

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2013 ዓ.ም ‹‹ንኢትዮጵያ ንኽደና›› ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ (ኤፍ ቢ ሲ)፡-መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2013 ዓ.ም ‹‹ንኢትዮጵያ ንኽደና›› ዕላዊ ኮይኑ። ኣብዚ ዓመት ብብርኪ ሃገር 6 ቢሊየን ፈልሲ ክትከል ኢዩ ተባሂሉ። ናብ ጎረባብቲ ሃገራት 1 ቢሊየን ፈልሲታት ከምዝተዳለዉ እውን... Read more »

‹‹እምነት ዋና መሰረቱ ፅቡቕ ምግባር፣ፅቡቕ ምሕሳብን ምንባርን እዩ›› ሸኽ መሓመድ ሲራጅ

ኣዲስ ኣበባ፡- እምነት ብኣከዳድና ክፈላለይ ይኽእል‘ምበር ብተግባር ሓደ እዩ፤ምኽንያቱ እቲ ዋና መሰረቱ ፅቡቕ ምግባር፣ፅቡቕ ምሕሳብን ምንባርን እዩ ክብሉ ሸኽ መሓመድ ሲራጅ ገሊፆም፡፡ ኣባል ቤት ምኽሪ ኡለማ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያን ሓላፊ ዘፈር ሰላምን... Read more »

ፀገም ዝፈትሕ’ምበር ፀገም ዝዛረብን ዘጋውሕን ኣመራርሓ ሐዚ ንዘለናዮ ኩነታት ከምዘይምጥን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፡- ፀገም ዝፈትሕ’ምበር ፀገም ዝዛረብን ዘጋውሕን ኣመራርሓ ሐዚ ንዘለናዮ ኩነታት ከምዘይምጥን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም። ኣብ መቐለ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዘላቒ መፍትሒ ክሳብ ዝወሃብ ቅድሚ... Read more »