ሓዱሽ ዓመት ሓዱሽ ተስፋ

 ኣብ ዝሓለፈ ጳጉሜ 2012 ዓ.ም ኣብ ድሮ 2013 ዓ.ም ሓዱሽ ዓመት ከም ሃገርን ከም ሰብን ሰናይ ዘበን ንክኾን፣ ናይ ራህዋና ቅሳነትን ከምኡ’ውን ናይ ብልፅግና ዘመን ንክኾን ተመኒና ሓዱሽ ዓመት ተቐቢልና። ከም ሃገርን... Read more »

ፀላኢ ህዝቢ ዝኾነ ሓይሊ ጥፍኣት

ራዕዳዊ ህወሓት ኣብ ደቒ ሰባት መዓርነት፣ ሓድነትን ቅንዕናን ከስፍን ዘይከኣለ ሓይሊ’ዩ። እዚ ሓይሊ ንዝሓለፉ ኣስታት ሓምሳ ዓመታት ሽሙ ምስ ህዝቢ ትግራይ ኣመሳሲሉ ዋላ ይጠቐም ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቕም ኣጀንዳ ሒዙ ኣይፈልጥን። ህዝቢ ትግራይ... Read more »

መንእሰይ ትግራይ ኣብ ዘይምልከቶ ዕላማ ህይወቱ ክስእን የብሉን

 ኣጀማምራ ቓልሲ ህዝቢ ትግራይን ህወሓት ብተደጋጋሚ ከምዝተገለፀን ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ‹‹ታሪኽ ፖለቲካ ህወሓት ›› ኣብ ዝብል መፅሓፎም ከምዘስፈርዎ ዲሞክራስያዊት ኢትዮጵያ፣ መዓርነት ብሄራት ንምርግጋፅ፣ ህዝቢ ስኢንዎ ዝነበረ ፍትሒ ንክሰፍን ሓፈሻዊ ኣብ ሃገር ሰብኣዊ... Read more »

ህዝቢ ትግራይ ንዓርሱ ካብ ራዕዳዊ ህወሓት ክርሕቕ ይግባእ

ህዝቢ ትግራይ ብሰንኪ ራዕዳዊ ህወሓት ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ታሪኹ ሪኢዎ ዘይፈልጥ ዓብዪ ፀበባን ግፍዕን እናሕለፈ ይርከብ። ሰገናት ትግራይ ድምፂ ተኹሲ እዮም ዝሰምዑ፣ ቤት ትምህርቲ የለን፣ ምግቢ የለን ሃፍታም ይኹን ድኻ ማዕረ... Read more »

ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ሃገር ኢድ ኣእታውነት ቕቡልነት የብሉን

ምዕራባውያን ብሽፋን ሰብኣዊ መሰል ናብ ሃገራት ብቐጥታ ብምእታው ድላዮም ከምዘሳኽዑ ዝተፈላለያ ሃገራት ምርኣይ ይከኣል። ኣብ ሶሪያ ዘጉሃርዎ ሓዊ ልዕሊ 10 ዓመታት ዘቑፀረ እንትኸውን እታ ሃገር ፈሪሳ ዜጋታታ ንሞትን ስደትን ተዳሪጎም እዮም። ብተመሳሳሊ... Read more »

ተግባር ጁንታ ፀረ ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ መረጋገፂ እዩ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ሓረስታይ ንኽሓርስን ሰብኣዊ ሓገዝ ንኽጠናኸርን ብምሕሳብ በይናዊ ተኹሲ ጠጠው ምባል ካብ ዝውስን ሓደ ወርሒ ገይሩ እዩ፡፡ውሳነ መንግስቲ ሲዒቡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ መቐለን ኻልኦት ከተማታት ትግራይ ወፂኡ እዩ፡፡ቅድሚ ምውፃኡ ግና... Read more »

ሰብኣዊነት ዘይስምዖ ጁንታ

ብሰንኪ ጁንታ ህወሓት ዝተወለዐ ኵናት ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዓብዪ ፀገም ኣሎ፡፡ልዕሊ ሓሙሽተ ሚሊዮን ህዝቢ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ የድልዮ።መንግስቲ ፌደራል ኣብቲ ክልል እናሃለው 70 ሚኢታዊ ሓገዝ የቕርብ’ኳ እንተነበረ ካብ 21 ሰነ 2013 ዓ.ም... Read more »

ንህዝቢ ትግራይ ዝተውሃቡ ዕድላት ኣብ መዓላ ይውዓሉ

መንግስቲ ፌደራል ኮነ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ድሕሪ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዝነበረ ግዘ ንህዝቢ ረድኤት ንምብፃሕ፣መንግስታዊ ግልጋሎት ንምጅማር፣ናይ ፀጥታን ፍትሕን ኣካላት ምስልጣንን ምውፋርን፣መሰረተ ልምዓት መሊሲካ ኣብ ምህናፅ፣መሃያ ሰራሕተኛ መንግስቲ ኣብ ምኽፋልን ቅድም... Read more »

ካብ ጎንፅን ስቓይ ህዝብን ዝርባሕ ራዕዳዊ ህወሓት

ሓይሊ ራዕዳዊ ጉጅለ ህወሓት ሸርሕ፣ጎንፅን ስቓይ ህዝብ ንፖለቲካዊ መኽሰብ ዝጥቀም እዩ:: እዚ ባህሪኡ ካብ ተመስረተሉ ዕለት ጀሚሩ እናተግበሮ ከምዝመፅአ ይፍለጥ:: ኣብ ኢትዮጵያ ስልጣን ኣብ ዝነበረሎም እዋን ኮነ ድሕሪ ለውጢ ኣብ መቐለ ኮይኑ... Read more »

በይናዊ ተኲሲ ጠጠው ምባል-ንረብሓ ህዝቢ

 ኣብ 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ብጉጅለ ህወሓት ኣብ እዚ ሰሜን ብዝበፅሐ መጥቃዕቲ ሲዕቡ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ብሕገ-መንግስቲ ዝተውሃቦ ሉኣላውነትን ህልውናን ሃገር ናይ ምሕላው ሓላፍነት መሰረት ብምግባር ብዝወሰዶ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ፣ እቲ ጉጅለ... Read more »