ኣመፃፅኣን ኣከባብራን በዓል መስቀል ደመራ

በዓል መስቀል ካፍቶም ዓበይቲ መንፈሳዊ በዓላት ሰዓብቲ እምነት ክርስትና እቲ ሓደ እዩ።እዚ ዓብዪ በዓል ኣብ ሃገርና ኢትዮጵያ ብድሙቕ ስነ-ስርዓት ኣብ ኣደባባይ እንትኽበር መራሕቲ ሃይማኖት ብፍሉይ ኣልባሳት ደሚቖምን፣ ሰዓብቲ እቲ እምነት ድማ ብተመሳሳሊ... Read more »

‹‹ሰብ ሞያ ኪነጥበብ ንሃገሮም ዘርኣይዎ ምልዕዓል ዝድነቕ እዩ›› – ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፡- ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ሰብ ሞያ ኪነጥበብ ንሃገሮም ዘርኣይዎ ምልዕዓል ዝድነቕ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡ሰብ ሞያ ኪነጥበብ ወድዓዊ ፈተና ኢትዮጵያ፤ ዓቕምን ተስፋን ብሙዚቃታቶም ኣርእዮምና እዮም፤ ኣብ ሓፂር እዋን ብናይ ወፍሪ መንፈስ... Read more »

በዓል ኣሸንዳ ፍሉይ ትኹረት ተዋሂብዎ ብድምቀት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፡- ኣሸንዳ በዓል ህዝቢ ኢትዮጵያ ብምዃኑ ፍሉይ ትኹረት ተዋሂብዎ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዘለዋሉ ቦታ ብሙሉእ ናፅነት ከምዝተኸበረ ሚኒስቴር ባህልን ቱሪዝምን ፌዴሪኢ ዶክተር ሂሩት ካሳው ገሊፀን፡፡ መፍለይ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዝኾነ በዓል... Read more »

ዘመናት ዝሰገረ ከያኒ-ኣርቲስት ኣለማየሁ እሸቴ

‹‹እስኻትኩም ስራሕኹም ቐፅሉ!!ናይ ኢትዮጵያ ኣምላኽ ምሳኻትኩም ይኹን!!›› እዘን ቃላት እዚአን ኣብ ሙዚቃ ኢትዮጵያ ስሙያት ካብ ዝኾነ ኣርቲስት ኣለማየሁ እሸቴ ንጋዜጠኛ ሃብታሙ ቦጋለ ዝተዘረባ እየን። ምዕሩግን ዘናጭን ኣለማየሁ እሸቴ ብሕማም ልቢ ይፅገም ነይሩ።... Read more »

ኣርቲስታት ኣብ ዓውደ ግምባርን ማእኸል ታዕሊምን

‹‹እሽክም››ብዝብል ደርፋ እያ ትፍለጥ፤ ኣርቲስት ማዲቱ ኣወዳይ። እዛ ኣርቲስት ኣብ ግምባር ወሎ ንመከላኸሊ ሰራዊት፣ ንፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ፣ ንሚሊሻን ንህዝብን ዘነቓቕሑ ስራሕቲ ጥበብ እናቕረበት እያ ረኺብናያ። ኣዴኣ ብሞት ምስ ተፈለያኣ እሳን ሙሉእ ስድርኣን... Read more »

ኣርቲስት ከም ክብሪት

ኢትዮጵያውያን ተዛረብቲ ብዙሓት ቋንቋታት፣ መኽበርቲ ኣሽሓት ባህልታት እዮም። ይኹን ‘ምበር ፀላእቲ ነዚ ብዝፃረር መልክዑ ንኽሰርሑ እናገበሩ ፀኒሖም እዮም። ፀላእቶም ብሓደ ልቢ ንኸይመኻኸሩ በብዘበናቱ እንተተፈታተንዎም ‘ውን ንኹሎም ብምሕፋር ኣብ ሓድነቶም ፀኒዖም ሉኣላውነት ሃገሮም... Read more »

ኣሸንዳ መካተቻ ናፅነትን ፅባቐን ኣዋልድ  ኣሸንዳን መካተቻን መሓዙት ደቂ ኣንስትዮ እንትኾና፤መካተቻ ማለት ብድሙቕ ቒሕፅልሚ ዝተሰፈየት ንእሽተይን ውቅብትን መቐመጢት መጋየፂ እያ፡፡ እዛ መካተቻ ካብ ፈለማ ብኢድ ኣዴታት እትስራሕን እትውነንን እያ፡፡ ባህላዊ ፀጋ ኣሸንዳ... Read more »

ፅዕንቶ ፈጣርን መርኣያ ሓዱሽ ወለዶን -ቴዲ ኣፍሮ

ዓበይቲ ዓለምለኸ ሚዲያታት ኣፍሪካ፤ብፍላይ ድማ ምብራቕ ኣፍሪካ ንጉስ ሙዚቃ እናበሉ ካብ ዝፅውዕዎም ሓደ እዩ፡፡ኣብ ዙርያ ሙዚቃታቱ ስፍሕ ዝበሉ ፀብፃባት ተሰሪሖም እዮም፡፡ኣብ ስራሕቲ ሙዚቃታቱ ብፍላይ ኣብ ሰብኣውነትን ፍቕርን ትኹረት ገይሩ ብምስራሕ ፍሉይ ኽብረት... Read more »

ንጥበብ ዘኽብር ስነ ጥበባዊ

 ኣብ ጎንደር እዩ ተወሊዱ። ይኹን ‘ምበር መዳሕንቱ ዝተቐበረሉ ጎንደር ገዲፉ ናይ 6 ወርሒ ሒንጦ እናሃለወ ኣብ ሕቑፊ ኣዲኡ እናሃለወ እዩ ንጎንደር ዝተሰናበታ። መዕረፊቱ ድማ ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ 50 ኪሎ ሜትር... Read more »

ባህላዊ ስነ ስርዓት ኣፈታትሓ ጎንፂ ህዝቢ ሃድያ ‹‹ሲራ››

ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝርከቡ ጥንታውያን ባህልታት ኣፈታትሓ ጎንፂ ካብ መንጎ ዘለዎም ህዝብታት፤ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ሃገርና ዝርከቡ ብሄረሰብ ሃድያ ተጠቀስቲ እዮም።ከምዝፍለጥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ባህላዊ ኣፈታትሓ ጎንፅታት ኣለዉ፤ዝተፈላለዩ ጎንፅታት ‘ውን ይኽሰቱ እዮም።... Read more »