
ንጋንታ ብሄራዊ ኢትዮጵያ ናይ ዓወት ዕድል ሒዙ ዝመፀ ስታድየም ባህርዳር ተመልካቲ ንክኣቱ ተዘይተፈቐደ እውን ጋንታ ዋልያ ኣብ መወዳእታ ሰዓት ንተጋጣሚኦም ሓደ ንዜሮ ብምስዓር ኣብ ድሮ ሓድሽ ዓመት ንህዝቦም ህያብ ከበርክቱ ክኢሎም እዮም።... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- ኢትዮጵያዊት ኣትሌት የኣለምዘርፍ የኋላው ኣብ ኣየርላንድ ኣንትሪምኮስት ኣብ ዝተኻየደ ደቂ ኣንስትዮ ፍርቂ ማራቶን ጉያ ክብረወሰን ሰይራ እያ። እታ ኣትሌት ክብረወሰን ክትሰብር ዝኻኣለት 1፡03፡43 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው እንትኸውን እዚ ድማ ብኬንያዊት... Read more »
ኣዲስ ኣበባ፡- ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ‹‹ፅዋዕ ሓድነት ኢትዮጵያ›› ብዝብል ውድድር ኩዕሶ እግሪ ከምዘካይድ ኣፍሊጡ። እቲ ኣክስዮን ማሕበር ትሕቲ ዒስራን ሰለስተን ዕድመ ኩዕሶ እግሪ ንምክያድ ከምዝተዳለወ ኣብ ዘካየዶ ካልኣይ ስሩዕ ጠቕላሊ... Read more »

ሃገራት ተተካእቲ ስፖርተኛታት ኣትሌቲክስን ቐፃሊ ውፂኢቶም ዝምዝኑ ኣብ ዕድመ ገደብ ኣብ ዝገበሩ ናይ ትሕቲ ዕድመ ቻምፒዩናታት እዩ። ከይዲ ስልጠናኦም ንምግምጋም ከምኡ’ውን ጥንካረን ጉድለታቶምን ንምፍላይ ጠቓሚ ውድድር እዮም። ናይ ሓደሽቲ ቻምፒዮናታት መፈጠሪ ስለዝኾኑ... Read more »

ኣብ ኦሊምፒክ ቶክዮ ሜዳልያ ዝረኸቡ ኣትሌታት ብክልል ደቡብ ናይ መበረታትዒ ሽልማት ተበርኪትሎም።፡ ኣብ ሃዋሳ ዝነበረ ስነ ስርዓት ሽልማት ሰለሞን ባረጋ ንኢትዮጵያ ብሕታዊት ወርቂ ዝረኸበ እንትኾን ካብ ክልል ደቡብ ሓሙሽተ ሚኢቲ ሽሕ ብር... Read more »

ዓለም ለኸ ትሕቲ ዕድመ ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ኣብ ኬንያ ተጀሚሩ፡፡ ካብ ማእኸላይ ርሕቕት ክሳብ ነዊሕ ርሕቐት ኢትዮጵያውያን ንሰዓርነት ግምት ተዋሂብዎም እዩ፡፡ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ኣትሌታት ዝሳተፍሉ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ተኻፈልቲ እዮም፡፡ እቲ ውድድር... Read more »
እናተኻየደ ኣብ ዘሎ ቶኪዮ 2020 ኦሎምፒክ ኢትዮጵያ ንዓብይ ውፅኢት እትፅበዮም ርሕቀት መዳልያ እናመዝገበት ትርከብ። ደቂ ተባዕትዮ ሰለስተ ሽሕ መሰናኽል ውድድር ለሜቻ ግርማ ብሩር እንተመዝግብ ደቂ ኣንስትዮ ሓሙሽተ ሜትር ሜትሮ ሜዳልያ ንሓስ ብኣትሌት... Read more »

ቶኪዮ 2020 ኦሎምፒክ ናይ ለይቲ ግርማ ሞገስ ገፊፉ ብብርሃን ተዓጂቡ ተኸፊቱ እዩ ፣ብዙሕ ቢልየን ዶላራት ዝፈሰሰሉ ስታድየም ብዘይ ተመልካቲ ባዶ ኾይኑ መኽፈቲ ስነ ስርዓት ኣታኣናጊዱ እዩ። ስነ ስርዓት መኽፈቲ ካብ ካልኦት ኦሊምፒካት... Read more »
ትሕቲ 23 ዓመት ንሕንሕ ሴካፋ ኣብ ከተማ ባህርዳር ብኢትጵያን ኤርትራን ብዝገበርኦ ግጥም ከምዝተጀመረ ዝፍለጥ እዩ። በዚ ፀወታ 3ን 3 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ዝተዛዘመ እንትኸውን ንኢትዮጵያ ኣብ 12 ደቒቓ ዊልያም ሰለሞን ብዘቑፀራ ሽቶ... Read more »
ኣዲስ ኣበባ፡- ቶኪዮ 2020 ኦሎምፒክ ስም ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ኣደባበይ ንምፅዋዕ ውፅኢት ንምምምፃእ ተዳሊና ኢና ብምባል ፕሬዝዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኮማደር ደራርቱ ቱሉ ገሊፃ። ክጅመር ዓሰርተ ማዓልቲ ዝተረፎ ቶኪዮ 2020 ኦሎምፒክ ንሕንሕ... Read more »