ጅማሮ ማእኸል ቱሪዝም ስፖርት ኢትዮጵያ ኣብ መበቆል ጎየይቲ ከተማ በቆጂ

 ኣብ መላእ ዓለም ብቕልጡፍ ካብ መንጎ እናዓበየ ዝርከብ ዘፈር፤ ቱሪዝም ስፖርት ሓደ ‘ዩ። እዚ ኢንዱስትሪ በቢዓመቱ ካብ 7 ነጥቢ 68 ቢሊየን ዶላር ንላዕሊ ከም ዝርከቦ መረዳእታታት ይሕብሩ። ውድድራት ብምድላው፤ ስቴዲየማትን መዘውተሪ ስፖርታትን... Read more »

ዓወት ኢትዮጵያውያን ኣብ ከተማታት ኣውሮፓ

 ኣብ መወዳእታ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ጎደና ከተማታት ኣውሮፓ ጉያ ተኻይዱ። ኣብዞም ውድድራት ድማ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት እቲ ዝተለመደ ዝድነቕ ቕዋም ብምርኣይ ዓወቶም ኣስተማቒሮም። ኣብ ፖርቹጋል ዝተኻየደ ፍርቂ ማራቶን ስፖርት ሊዝበን ኣዝዩ ትፅቢት ዝግበረሉ... Read more »

ዋልያታት መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2023 25 ግንቦት ክጅምሩ ‘ዮም

 ኣዲስ ኣበባ (ኤፍ ቢ ሲ፡-)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋልያታት) መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2023 ትገብረሎም መልቲታት ዕላዊ ኮይኖም። መፃረዪ ፀወታታት ምድብ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2023 ኣብዚ ወርሒ ምክያድ ዝጅምሩ እንትኾኑ፥ ኢትዮጵያ 2 ፀወታታት ተካይደሎም... Read more »

 ብርክት ዝበላ ሃገራት ኣፍሪካ ናይ መፃረዪ ፀወተአን ኣብ ዘይሻራዊ ቦታ ክገብራ ይኽእላ ’የን ተባሂሉ

ፈለምቲ ፀወታታት መፃረዪ ፀወታ 2023 ካብ ሓደ ወርሒ ኣብ ዘይበልፅ እዋን ክዛዘም ‘ዩ። ኣብዚ እዋን እዚ መዳለዊት ፅዋዕ ኣፍሪካ ኮትዲቫር ሓዊሱ ዓሰርተ ኣርባዕተ ሃገራት ናይ መፈለምታ ፀወተአን ኣብ ዘይሻራ ወይ ድማ ፍሉይ... Read more »

 ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ሓገዝ የድልዮ ’ዩ

ኮትዲቫር ብታሪኽ ንካልኣይ እዋን ኣዳላዊት ዝኾነትሉ ፅዋዕ ኣፍሪካ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ክካየድ ‘ዩ ። እዚ ስዒቡ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ነዚ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ መፃረይ ምድብ ድልድል ኣብ ቀረባ ዕላዊ... Read more »

ስልጠና ፕሮጀክት ተስፋ ወሃቢ ከምዝኾነ ፌደሬሽን ኣፍሊጡ

 ብስፖርት ውፅኢታዊ ንምዃን ኣብ ሰገናት ምስራሕ ኣድላይ ከምዝኾነ ዝእመን ‘ዩ ፤ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዕድመኦም ትሕቲ 15 ዓመት ዝኾኑ ሰገናት ኣብ ፓይለት ፕሮጀክት ብምጥርናፍ ሃገር ዝውክሉ ብቅዓት ዘለዎም ተፃወቲ ንምፍራይ ኣብ... Read more »

ፃንሒት ፅዋዕ ሻምፒዮና ሊግ ኣብ ኣዲስ ኣበባ

 ዓበይቲ ክለባት ኣውሮፓ ዝሳተፍሉ ክለብ እግሪ ኩዕሶ ፅዋዕ ቻምፒዮን ሊግ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሮ ናይ ሓደ መዓልቲ ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ካልእ ባዓል ተራ ኣምሪሑ። ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ሰላሳን ሓደ ሃገራት እናተዘዋወረ... Read more »

ኣብ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

መበል 25 ፔፕሲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማራቶን ውድድር ተኻይዱ  ኣብዚ ሰሙን ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዕዎም ‘ዩ፤ በቢ ዓመቱ ኣብ ሆላንድ ዝካየድን ኣብ ዓለም ትኹረት ካብ ዝባሃቦም 10 ውድድራት ማራቶን ሓደ... Read more »

ፕሪሚየር ሊግ ቤትኪንግ ሓደሽቲ ተሳተፍቲ ተፈልዮም

 ብሰለስተ ምድብ ተኸፊሉ እናተካየደ ዝፀንሐ ናይ 2014 ዓ.ም ላዕለዎት ናይ ኢትዮጵያ ሊግ ኩዕሶ እግሪ ኣብዚ ሰሙን መወዳእታ ከምዝተዛዘመ ዝዝከር ‘ዩ፡፡ እዚ ስዒቡ ኣብ ቀፃሊ 2015 ቤትኪንግ ኢትዮጵያ ፕሪሚየር ሊግ ውድድር ዝሳተፉ ሰለስተ... Read more »

ጠንካራ ብሄራዊ ጋንታ ንምህናፅ ኣብ ተተካእቲ ትኹረት ምግባር

ካብ መላእ ዓለም ዝተወፃፅኡ 16 ሃገራት ዘሳታፍ ትሕቲ 20ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ፅዋዕ ዓለም ድሕሪ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ኣብ ኮስታሪካ ክግበር ‘ዩ። ብምኽንያት ኮቪድ 19 ዝተናወሐ ኮስታሪካ ምስ ፓናማ ብጥምረት ካብ ምድላው ናብ ሓደ... Read more »