ዓወት ኣትሌታት መናእሰይ ኢትዮጵያ ኣብ ካሊ

ዓለም ለኸ ትሕቲ 20 ዓመት ቻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣብ ካሊ ምክያድ እንትጅምር ኢትዮጵያውያን መናእሰይ ልክዕ ኣብ ኦሪገን ከምዝደመቖ ኣብ ካሊ ‘ውን ካብ መጀመርያ መዓልቲ ጀሚሩ ክደምቁ ጀሚሮም ‘ዮም። ኣትሌታት ኢትዮጵያ ኣብ ኦሪገን ዓለም... Read more »

ኢትዮጵያውነት

ኣብ መድረኽ ዓለም እንትግለፅ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን መላእ ኢትጵያውያን ታሕጓስ ኣይራሓቆምን። እዚ ናይ ሓጎሶም መልዓሊ ድማ ግልፂ ‘ዩ፤ ብወለዶ ምቕብባል ዝደመቑ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዓለምለኸ ኣትሌቲክስ ሻምፒዮም ድሙቕ ዓወት ኣመዚጊቦም።ዓወትን ኢትዮጵያውነትን ሓደ... Read more »

ውፅኢት ጥንካረን ፅንዓትን ኢትዮጵያዊነት

ኢትዮጵያ ዝኾነ ይኹን ፈተና እንተገጠማ ‘ውን ብሓድነት ፣ብፍቕሪ ብሕብረት እንትንሰርሕ ከመይ ውፅኢታውያን ከምንኾን ጀጋኑ ኣትሌታትና ድምቐት ኢትዮጵያ ኾይኖም ዓወቶም ኣመስኪሮም ‘ዮም። ብማእኸላይን ነዊሕን ርሕቐትን ኢትዮጵያ ኣብ ጉያ ዘለዋ ተፈጥሮ ዓቕሚ ብምጥቃም ካብ... Read more »

ኮኸባት ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ተሸሊሞም

2014 ዓ.ም ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ናይ መዕፀውን ናይዚ ዓመት ብሉፃት ተፃወቲ ስነ ሰርዓት ሽልማት ተኻይዱ:: ኣብዚ ስነ ስርዓት ናዚ ዓመት ብሉፃት ዝኾኑ ተፈልዮም ተሸሊሞም ‘ዮም:: ኣብ ስነ ስርዓት ናይዚ ዓመት ኮኾብ... Read more »

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ቻምፒዮና ብማእኸላይ ርሕቐት ተዓዋቲት ንምዃን ተዳልያ ኣላ

ኣብ ዓለም ኣትሌቲክስ ጠንካራ ተፎኻኻሪ ጋንታ ሒዞም ካብ ዝቐርቡ ትፅቢት ካብ ዝግበረሎም እታ ሓንቲ ኢትዮጵያ ‘ያ፡፡ በዚ ስፖርት ክብርን ኣፍልጦን ዝረኸበት ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ቻምፒዮና ኾነ መድረኻት ኦሎምፒክ ብዙሓት ሜዳልያታት ዝሰብሰበት ብነዊሕ... Read more »

ዓወት ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ

እግሪ ኩዕሶ ቅዱስ ጊዮርጊስ ናይ 2014 ቤትኪንግ ፕርሜሪ ሊግ ኢትዮጵያ ፅዋዕ ኣብ ስታድየም ባህርዳር ንመበል 15 ግዜ ተዓዋታይ ኾይኑ ‘ዩ።ብሓደ ነጥቢ ምስ ተፎኻኻሪኦም ፋሲል ከነማ ክለብ መወዳእታ ናይቲ ሊግ መርሃ ግብሪ ፀወታ... Read more »

መበል ካልኣይ ‹‹ኬር ኦድ›› ጉያ ሰላም

ስፖርትን ሰላምን ዘይነፃፀሉ ናይ ሓደ ሳንቲም ክልተ ገፅታ ‘ዮም፡፡ ስፖርት ሰላምን ሕብረትን ንክህነፅ ውድድራት ዓብይ መድረኽት ‘ዮም፡፡ ውድድራት ንምክያድ ድማ ሰላማዊ ዓውዲ ኣድላይ ‘ዩ፡፡ እዚ ብገንዘብ ዘይትመን ጥቕሚ ስፖርት ናብ ሕብረተሰብ ንምቕራብ... Read more »

ሓምለዋይ ውሕጅ ኣብ ኦስሎ

ዳይመንድ ሊግ 2022 ውድድራት መልዓሊኦም ዋና ከተማ ዶሃ ገይሮም ብእንግሊዝ ፣ በርሚንግሃም ፣ ብኣሜሪካ ዩጂን ፣ብሞሮኮ ራባት ፣ ኣብ ጣልያን ሮም ምስተኻየዱ ሻድሻይን ናይ መወዳእታ ናይቲ ውድድር ከተማ ዋና ከተማ ኖርዌይ ኦስሎ... Read more »

ጋንታ ዋልያ ካብ ልዕልነቶም ከይወርዱ

ካብ ፀግዒ ክሳብ ፀግዒ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዘነቃቐሐን ዘሐጎሰን ኣጋጣሚ፣ ጋንታ ዋልያ ኣብ ሃገሮም ዓለም ለኸ ፀወታ ንምግባር ዘኽእል ስታድየም ብምስኣኖም ናብ ገለልተኛ ሃገር ማላዊ ተሰዲዶም ዓወት ንህዝቦም ኣምፂኦ’ዮም። ጋንታ ዋልያ ድሕሪ ስልሳ... Read more »

ጋንታ ሉሲ ኣብ ሴካፋ ፍርቂ ፍፃመ ንዩጋንዳ ክገጥማ’የን

ብኣደላውነት ዩጋንዳ ሸሞንተ ሃገራት ብኽልተ ምድብ ተኸፊሎም ዝተጋጠምሉ ፅዋዕ ማእኸላይን ምስራቕን ኣፍሪካን (ሴካፋ)ደቂ ኣንስትዮ ፍርቂ ፍፃመ ተወዳደርት ተፈልየን ‘የን፡፡ ኣብ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ (ሉሲ) ድሕሪ ሰለስተ ፀወታ ተወዳደርቲ ፍርቂ... Read more »