
ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብዚ ሰሙን መወዳእታ ኣብ ዝተፈላለየ ውድድራት ጎዳና ተዓወቲ ብምዃን ዛዚሞም ‘ዮም። ካብዚኦም እቲ ሓደ ዝኾነ ኣብ ስፔን ቫሌንስያ ናይ ፍርቂ ማራቶን ውድድር እንትኾን ፣ ኣትሌታት ኢትጵያውያን ዓብይ ፉኽክር ብምግባር ተዓወቲ... Read more »

ስፖርታዊ ውድድራት ንስድራ ስፖርት ስምዒት ንክህቡን ብቀጥታ ፀወታ ኣተሓላለፍትን ጋዜጠኛታት ስፖርት ብዝሰርሕዎ ፕሮግራማት ከምኡ ‘ውን ፀብፃባት ለዛ ብዘለዎ ኣቀራርባ ጣዕሚ ዝህቡ ቅመማት ‘ዮም። ኣብ ካልእ ዓለማት ስፖርታዊ ውድድራት ብቀጥታ ፈነወ ንህዝቢ ምትሕልላፍ... Read more »

ኣብ ዓለም ኣትሌትክስ ናይ ፕላትኔም ከምኡ’ውን ካልኦት ብርኪታት ዝትወሃቦም ውድድራት ከምቲ ዝተለመደ ኣብዚ መወዳእታ ሰሙን እዙይ ተካይዱ ‘ዩ። ኣብዚኦም ውድድራት ዝተሳተፉ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብዝረኸብዎ ውፅኢታት ናይ ባዕሎምን ናይ ሃገሮምን ሽም ከፀውዑ ክኢሎም... Read more »

ኣብዚ እናተወደኣ ዘሎ ወርሒ መስከረም ኣብ ዝተፈላለዩ ዓበይቲ ናይ ዓለምና ከተማታት ናይ ጎዳና ውድድር ምክያድ ዝተለመደ ‘ዩ። ብተመሳሳሊ ኣብ መወዳእታ እዚ ሰሙን ካብ 5 ኪሎ ሜትር ጀሚሩ ክሳብ ማራቶን ብቁፅሪ ብዙሓት ዝኾኑ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡-ኣብ ኣውስትራሊያ ሲድኒ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብፀብለልታ ተዓዊተን። ኣትሌት ትዕግስት ግርማ 2 ሰዓት 25 ደቒቕን 10 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ቀዳመይቲ ወፂኣ። ካሊእ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ለተብርሃን ሃይላይ፣... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡-ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሱዳን መዘነኣ ንእትገብሮ ናይ ምሕዝነት ፀወታ ን23 ተፃወተወቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ እዋን ኢንተርናሽናል ፀወታታት ፊፋ ብምጥቃም ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሱዳን 13 መስከረምን... Read more »

ኣፍሪካ ቻምፒዮን ሊግን ኮንፌደሬሽን ንፅዋዕ ናይ መጀመርያ ቅድመ መፃረይ ፀወታ ኣብ ሜደኦም ዝተፃወቱ ፋሲል ከነማን ቅዱስጊዮርጊስን ናይ ኣፍሪካ መድረኽ ጉዕዘኦም ብዓወት ጀሚሮም እዮም። ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ ኣብ ስታድየም ባህርዳር ቅድመ መፃረይ ፀወታ... Read more »

ኢትዮጵያ ዝኾነ ይኹን ፈተና እንተገጠማ ‘ውን ብሓድነት ፣ብፍቕሪ ብሕብረት እንትንሰርሕ ከመይ ውፅኢታውያን ከምንኾን ጀጋኑ ኣትሌታትና ድምቐት ኢትዮጵያ ኾይኖም ዓወቶም ኣብዚ ዝዛዘምናዮ ኣብ ዘለና ዓመት ኣመስኪሮም ‘ዮም። ብማእኸላይን ነዊሕን ርሕቐትን ኢትዮጵያ ኣብ ጉያ... Read more »

ኢትዮጵያን ኢሉ ‘ውን ኣፍሪካውያን ብስፖርት ዓለም ብምፅዋዕ ጀሚራ ንሕብረተሰብ ፍቕርን ሓድነትን ንምዕባይ እትፅዕር ኮሎኔል ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ዩኒቨርሲቲ ባህርዳር ናይዚ ዓመት ናይ ኽብሪ ዶክትሬት ኣበርኪቱላ ‘ዩ:: እታ ኣትሌት ንሃገራ ዘበርከተቶን እናበርከተቶ ዘላ... Read more »

ኣብ ዓለም ኣትሌቲክስ ናይ ፕላቲንየም ደረጃ ዝተውሃቦም ዉሑዳት ናይ ጎደናታት ጉያ እቲ ሓደ ዝኾነ ችካጎ ማራቶን ኣብ ዝመፅእ ወርሒ መጀመርያ ክካየድ ‘ዩ። ታሪኻዊ ዝኾነ በዚ ውድድር ከም ቅድሚ ኸዚ ብዙሓት ዝፍለጡ ኣትሌታትን... Read more »