ታሪኻዊት ወርሒ ኢትዮጵያ

 ሕድሕድ ወርሕታት፣ ዕለታትን ዓመታትን ብዝፍጠር ኩነት ምኽንያት ዘመን ተሻጋሪ ዓሻራ ኣዕሪፎም ናይ ሃገር ታሪኽ ዝቅይርሉን ብትውልዲ ዝዝከሩሉ ዕድል ይፈጥሩ ‘ዮም። ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ውሽጢ ድማ ከም ወርሒ ለካቲት መቀይሮ ነጥቢ ዝኾነት ወርሒ... Read more »

‹‹ፀፀት›› ንኩርዓት ዓድዋ

እቲ እዋን ከምዚ ሎሚ ናይ ውሽጢ ዓዲ ፊልም ዝበዝሓሉ እዋን ኣይነበረን። ፊልም እንታይ ማለት ከምዝኾነ’ውን ዘይፍለጠሉ ናይ ገጠር ከባቢታት ክሕልው ይኽእል ‘ዩ። ምኽንያቱ ኣብቲ እዋን ቴሌቪዥን ኣብ ከተማታት ጥራሕ ዝተወሰና ‘የን ነይረን፤... Read more »

መፅሓፍ ኣደ- ሳይንስ፣ጥበብን ፍልስፍናን

‹‹ሽም መፅሓፍ:- ኣደ፤ ደራሲ:- ይሁኔ ኣየለ (ዶክተር) ፣ ዘመን ሕትመት:- 2015 ዓ.ም ብዛት ገፅ:- 406 ፤ ዋጋ መሸጢ 500 ብር፤ ካብ መሸጣ መፅሓፍ ዝተረኽበ ኣታዊ ሙሉእ ብሙሉ ሸኽሚ ኣዴታት ንዘቃልሉ ተግባራት ዝውዕል››... Read more »

ጥበባዊ ሙዚቃ ደቡብ ኢትዮጵያ

ኣብዚ ወርሒ በዓል ጥምቀት ሓዊሱ ባህላዊ ናይ ዘመን መለወጥን ካልኦትን ምኽንያት ብምግባር ብዙሓት ናይ ሙዚቃ ትርኢታት ዝርኣይሉ እዋን’ዩ፡፡ብፍላይ ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ከባቢ ጋርዱላ፣ ዲራሼና ዘተኮረ ጥበባዊ ሙዚቃ ቅንጭብ ኣቢልና ክንርኢ ኢና፤ ሰናይ... Read more »

ባህላውን ሃይማኖታውን በዓላት ኣብ ምዕዛዝ ቱሪዝም

ሃገርና ኢትዮጵያ ካብተን ብትውፍታት ባህላውን ሃይማኖታውን ሃፍታማት ዝኾና ሃገራት ሓንቲ ከምዝኾነት ይፍለጥ። ባህላውን ሃይማኖታውን በዓላት ኣብ መስሕብ ቱሪዝም ዓቢ ግደ ከምዘለዎም ድማ ዝተፈላለዩ ሙሁራት ይገልፁ። ካብ ቀረባ ዓመታት ናብዚ ዝተፈላለዩ ሃይማኖታውን ባህላውን... Read more »

በዓል ጥምቀትን ፀወታን

ጥምቀት በዓል በቢዓመቱ ብድምቀት ካብ ዝኽበሩ ዓበይቲ በዓላት ሓደ እንትኸውን፤ ሰዓብቲ ኦርቶዶክስ ተወሃዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ድማ ብፍሉይ ኣከባብራ ስነ ስርዓት ከምዝኽበር ይፍለጥ። እቲ በዓል ከተራ ተባሂሉ ብዝፅዋዕ ካብ ድሮ እቲ በዓል... Read more »

ዓሊ ቢራ – በዓል ብዙሕ ሞያ

ብዛዕባ ናይ ዓሊ ቢራ ሙዚቃ ክእለትን ተፈታውነትን ካብ ተዛረብቲ ኦሮሞ ዘይንእስ ተዛረብቲ ካልኦት ቋንቋታት ክዛረቡ ንሰምዕ ኢና። ጣዕሚ ሙዚቃ ዝፈልጡ ሰባት ከምዚኦም ዝበሉ ‘ዮም። ካብ ሙዚቃ ዘሐጉሶም ግጥሚ ዘይኮነስ ዜማን ቃናን ‘ዩ።... Read more »

ባህላዊ ፀወታ ቃርሳን ቅልስን

ከምቲ ዘፍለጥ በዓል ልደት ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ካብ መንጎ ዝኽበሩ ዓበይቲ በዓላት ሓደ ‘ዩ። እዚ ሃይማኖታዊ በዓል እንትኸበር ዓርሱ ዝኽኣለ መፅሓፍ ቅዱሳዊ ታሪኽ ስዒቡ እንትኽበር ቁሩብ ንምጥቃስ ድማ ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ... Read more »

ሙዚቃን ሰብን ናብ ሰዋስው መልቲ ሚድያ

ናይ ሙዚቃ ታሪኽ ምስ ታሪኽ ደቂሰባት ዝተኣሳሰረ’ዩ። ብዙሕ ግዜ ዝዝረበሉ ታሪኽ ድሕሪ ዘመን ሸኽላ ሙዚቃ ዘሎ እንተኾነ ‘ውን ሙዚቃ ግና ምስ ሰባት ናብራ ካብ ባዕቲ ጀሚሩ ብዘይልሙድ መልክዕ እናተዜመ ፀኒሑ ‘ዩ። ሙዚቃ... Read more »

ነብሲ ዘንቅሑ ስነ ቃላዊ ግጥምታት

ግጥምታት ስነ ቃል መበገሲ ኹሎም ስነ ቃላት ብፍላይ ድማ መሰረት ዘበናዊ ግጥምታት ከም ዝኾኑ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ይዛረቡ፡፡እዞም ግጥምታት ስነ ቃል ናይ እኸለ ዝበሃሉ ኣይኮኑን፤ብሓፈሻ ‹‹ናይ ህዝቢ ግጥሚ›› ተባሂሎም ይፅውዑ፡፡ኣብ ሓደ... Read more »