ኣብ ምኽንያታዊነት ዝተደረኹ ዜማታት ጥላሁን ገሰሰ

1933 ዓ.ም በዓል መስቀል ንቤተ ሰብ ኣይተ ገሰሰ ኣውደ ዓመት ጥራሕ ኮይኑ ኣይሓለፈን። ምኽንያቱ ምስ ምኽባር እቲ በዓል ብተወሳኺ ንገዝኦም ብስራት ሒዙ ‘ዩ መፂኡ። እዚ ድማ በዓልቲ ቤት ኣይተ ገሰሰ ዝኾና ወይዘሮ... Read more »

ተተካእቲ ንምፍራይ ዘኽእላ መድረኽ ኪነ ጥበባት

ቀልቢ ደቂ ሰባት ካብ ዝስሕቡ መዘናግዕቲ ዓይነት ኪነ ጥበብ ውሽጢ ሙዚቃ ሓደ ‘ዩ። ሙዚቃ ካብ መዘናግዒነቱ ብተወሳኺ ብዙሓት ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊ፣ ፖለቲካዊን ካልኦት ሃገራዊ መልእኽትታት ዝመሓላለፈሉ ዘፈር ጥበብ ‘ዩ። ብሙዚቃ ፍቅሪ፣ ሓድነት፣ ጅግንነት፣... Read more »

ካብ ተዘክሮታት ሜሪ ኣርምዴ

ሜሪ ኣርምዴ ኣብ ማኸል ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ኣራዳ ጊዮርጊስ ስለ ተወለደት ምስ ኪነጥበብ ንክትዛመድ ምኽንያት ኮይንዋ ‘ዩ፡፡ ቆልዓ እናሃለወት ኣብ ኸባቢኦም ካብ ዝነበሩ እንዳ ሜስ ናይ ምኻድ ልምዲ ነይርዋ። ከምኡ እትገብረሉ ምኽንያት... Read more »

 ፍቼን ጫምበላላን መለወጢ ዘመን ብሄረሰብ ሲዳማ

ሲዳማ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝርከቡ ብሔር፣ ብሄረሰባት ህዝብታትን ሓደ እንትኾን፤ ቅድም ኢሉ ክፍለ ሃገር ሲዳሞ ተባሂሉ ዝፍለጥ ዝነበረን ብድሕሪኡ ድማ ኣብ ትሕቲ ክልላዊ መንግስቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ደቡብ ኢትዮጵያ ዝነበረ ኣብዚ ሐዚ... Read more »

ጥበብ ብሩባ ኣባይ እንትግለፅ

ብዛዕባ ሩባ ኣባይ ብዙሕ ተባሂሉ ‘ዩ፤ ካብዚ ብላዕሊ’ውን ብዙሕ ክብሃለሉ ዘለዎ ‘ዩ። ምኽንያቱ ሩባ ኣባይ ህይወት ብዙሕት ስለዝኾነ።  ግብፃውያን ‹‹ሩባ ኣባይ ሕይወት ግብፂ ‘ዩ›› ዝብል ዓለም ለኸ ጭርሖ ገይሮሞ ‘ዮም። እዚ ድማ... Read more »

 መንፈሳዊ መሳርሒ ዜማ ጥበብ በገና

 “በገና” በግዕዝ ኣፀዋውዑ ‹‹እንዚራ›› ዝብሃል እንትኾን፤ ሊቃውንቲ ቤተክርስቲያን ከምዝብልዎ ‹‹በገና ›› ማለት ‹‹ በገነ ›› ካብ ዝብል ኣምሓርኛ ቃል ከም ዝተወሰደ ዝገልፁ ኣለው። ብኻሊእ ወገን ድማ ‹‹ወግሥ ወ መዝገበ ቃላት ሐዲስ ››... Read more »

ማሕበራዊ ኣነባብራን ባህሊ ምትሕግጋዝን ብሄረሰብ ሲዳማ

ኢትዮጵያ ወናኒት ናይ ብዙሕ ቋንቋን ብሄረሰባትን ልዕሊ ምዃና ኣብ ውሽጣ ንዘመናት ብጠንካራ ማሕበራዊ ርክባት ዝተኣሳሰረ ህዝቢ ዘለዋ ሃገር ‘ያ። እዚ ልምዲ ማሕበራዊ ምትእስሳርን ማህበራዊ ኣነባብራን ንዘመናት ባህሉን ልምዱን ሓልዩ ንክፀንሕ ካብ ዘለዎ... Read more »

‹‹ፍቅር እስከ መቃብር›› ናብ ድራማ

ብዛዕባ መፅሃፍ ልቦወለድ ‹‹ፍቅር እስከ መቃብር ›› ዝዝረበሉ ኣጋጣሚ ብዙሕ ‘ዩ ፤ ሓደ ምንባብ ዘይፈቱ ሰብ ‹‹ፍቅር እሰከ መቃብር›› እንታይ ‘ዩ ተባሂሉ እንተተጠይቑ ‹‹መፅሓፍ ሃዲሰ ኣለማየሁ ›› ኢሉ ምምላሱ ዘይቐሪ ‘ዩ፡፡ ፍቅር... Read more »

ቑፅሪ ፀሓፍቲ ደቂ ኣንስትዮ ንምንታይ ዊሒዱ?

ኣብዚ ቀረባ እዋን ጀሚሩ መፅሓፍ ዝፅሕፉ ሰባት እናበዝሑ ይመፅኡ ኣለው። ቅድም ኣብ ዝበሉ ዓመታት መፅሓፍ ምፅሓፍ ዝኽእሉ ምሁራት ዝኾኑ ፍሉጣት ሰባት ጥራሕ ይመስል ነይሩ። ምፅሓፍ ንዕኦም ጥራሕ ዝተዓደለ ውህብቶ ተገይሩ ይቁፀር’ውን ነይሩ።... Read more »

ኪነ ጥበብ ንዓወት

ከምቲ ዝፍለጥ ኪነጥበብ ኣብ ሓንቲ ሃገር ዳርጋ መንቀሳቐሲ ሞተር ንቕሓትን ብሉፅ ኣተሓሳስባን’ዩ እንተበልና ኣይጋነንን። ብፍላይ ድማ ሃገርና ኢትዮጵያ ካብ መንጎ ኣብ ቕድሚት ክትስራዕ ዝገብርዋ ዘኹርዑ ታሪኻት ሓደ ዓወት ዓድዋ ‘ዩ፡ ፡ኣብ እዋን... Read more »