መስቀል ንሰላምን ዳግመ ሕውየትን ትግራይ

“ንመስቀለይ ንመስቀለይ ድርብ ከበሮ ሓዛለይ ኣሽንኳን ንመስቀል ንወለሎ ንሰብ እኮ ዝዕለሎ” እናተብሃለ ካብ ፅባሕ ሓዱሽ ዓመት ጀሚሩ ብናፍቆት ትፅቢት ዝግበሮ በዓል መስቀል ሃይማኖታዊን ባህላዉን ትሕዝቶ ዘለዎ ተፈታዊ በዓል ኮይኑ ኣብ መላእ ኢትዮጽያ... Read more »

 ወርሒ ዕምበባ፣ ሸዊት፣ ታሕጓስን ተስፋን

ዶ/ር ሃብተማርያም ኣሰፋ ኣብ “የኢትዮጵያ ታሪክ ጥያቄዎችና ባህሎች” ኣብ ዝብል መፅሓፎም ወርሒ መስከረም ከምዚ ክብሉ ይገልፅዋ። መስከረም “ምስ- ከረመ” ድሕሪ ክረምቲ ወይ ክረምቲ ምስ ሓለፈ ማለት ‘ዩ ይብሉ። ወርሒ መስከረም ዝናብ ደው... Read more »

 ብጥበብ ተፈጥሮ ዝወቀበ ንሓዱሽ ተስፋ ዝዕድም ሓዱሽ ዓመት

ሃገርና ካብ ኣብዝሓ ካልኦት ሃገራት ዝትፈልየሉን ካብ ዝትኾርዓሉን ነገራት ሓደ ናይ ባዕላ መቁፀሪ ግዜ ሰሌዳ ካብ ዘለዎን ጥንታውያን ሃገራት ሓንቲ ምዃና ‘ዩ፡፡ . ‘ዚ መቁፀሪ ግዜ ሰሌዳ ካብ ባሕቲ መስከረም ሓድሽ ዓመት... Read more »

ሓዱሽ ዓመት መግለፂ ሓዱሽ ተስፋ

ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ኣዋርሕ መጀመርያ ወርሒ መስከረም ‘ዩ፡፡ ከምዝፍለጥ ናይ ኣዋርሕ መጀመርያ ጥራሕ ኣይኮነን፡፡ እዚ ወርሒ ድማ ነባር ሓደ ዓመት ተወዲኡ ሓድሽ ዓመት ምምፅኡ ዘበስር ወርሒ ‘ዩ፡፡ እዚ ሓድሽ ወርሕን ዓመትን ሓድሽ... Read more »

 ብጥበብን ተፈጥራዊ ፅባቐን ዝደመቐ ቕነ ብስራት ሓዱሽ ዓመት

መንፈሳዊ ኣቦ ጥበብ ቅዱስ ያሬድ ኣብ ስራሕቱ ብዛዕባ ወቅትታት እንትገልፅ፤ ‹‹ደምፀ እገሪሁ ለዝናብ፣ ሶበ ይዘንብ ዝናብ ይትፌስሑ ነዳያን፤ … ሶበ ይዘንብ ዝናብ ይፀግቡ ርሁባን›› – ናይ ዝናብ ኮቴ ተሰምዐ፤ ዝናብ ኣብ ዝዘንበሉ... Read more »

በዓል ናፅነት ኣዋልድ

ድሕሪ ምዝዛም ናይ 15 መዓልታት ፆም ፍልሰታ ብኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ኦርቶዶክሳውያን ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ዝኽበር በዓል እርገት ቅድስት ድንግል ማርያም ጀሚሩ ኣብ መላእ ትግራይን ኣብ ብዝሕ ከባቢታት ኣምሓራን ከምኡ’ውን ኣብ ጎሮቤት ሃገር ኤርትራን... Read more »

 ኣሸንዳ ንሰላም፣ ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን

 ኣብ በዓል ኣሸንዳ ኣዋልድ ካብ ጭፍሪ እግረን እስካዕ ጨጉረን ንምፅባቕ ዘይገብርኦ የለን።ጨጉረን ይቑነና፤ካብ ብሩር ዝተሰርሐ ኣልቦን ኣብ ክሳድ ዝእሰር ዝተፈላለየ መጋየፅታትን ገይረን ተዃሒለን፤ተፈቲሉ ዝተኣለመ ባህላዊ ዓለባ ይኽደና። ኣሸንዳ ዝበሃል ነዊሕ ሰቲ ተዓጢቐን... Read more »

ቕነ ምድላዋት በዓል ኣሸንዳ

ጥበብ ኣብ ጎዳናታት ትግራይ ወቂቡን ደማቁን ካብ ዝርአየሉ ሓደ በዓል ኣሸንዳ ‘ዩ እንተተብሃለ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ ኣይከዉንን። እቲ በዓል ናይ ኣዋልድ በዓል እንተኾነ’ዉን ካብ እዋን ናብ እዋን ግና ካብ ናይ ደቂ ኣንስትዮ... Read more »

ዕብየት ኪነ ጥበብ ንረብሓ ህዝብን ሃገርን

ኪነ ጥበብ ናይ ሐደ ህዝብን ሃገርን ናይቲ ዘመን ፍልስፍና፣ኢኮኖሚያዊ፣ ፖለቲካዊ፣ ማሕበራውን ኣመለኻኽታትን ኣተሓሳስባታትን ብምዕባይን ብምሕላውን ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ዘሰጋግር ‘ዩ። ድራማ ወይ ተዋስኦ ኣብ ቅድሚ ተዓዛቢ ንኽቐርብ ብዝብል ዕላማ ዝተፀሓፈ ዓይነት... Read more »

ማሕረስ፣ብዕራይን ስነቃልን

ስነ-ቃል ናይ ሓደ ማሕበረሰብ መግለፂ ‘ዩ ይብልዎ። ነበረያ ነብረ፣ ምሳሌ፣ ሕንቅንሕንቅሊተይ፣ ኣዝግነኒን ግጥምን ዝኣምሰሉ ኣካል ባህልታትና ኮይኖም ፤ ቤተሰብ ዝቀራርብ፣ ስነምግባር ዘምህር፣ እናዳዘናግዓ ታሪኽን ያታን ካልኦት ጠቀምቲ ልምድታትና ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ... Read more »