ብተፈጥሮዊ ፅባቀ ዝተዓጀበ ባህላዊ ፀወታ ኣውርስ

አብ ሃገርና ብዙሓት ድሙቃት ሃይማኖታውን ባህላውን በዓላት ዝንፀባረቑ እንትኸውን ካብኣቶም ካብዚ ወርሒ ነሓሰ ኣብ ዘሎ ሓምላዋይ ኣዝርእቲ ብዕምበባ ኣብ ዝውቅብሉ፣ ኣጥዑትን ገልገላትን ፀጊቦም ኣብ ዝሕምብጡሉ እዋን ዝንፀባረቕ ኮይኑ፤ ምስቶም በዓላት ተተሓሒዙ እቲ... Read more »

 ዓይኒ-ዋሪ ቕነ ብስራት ሓዱሽ ዓመት

እዚ ዘለናሉ ወርሒ ነሓሰ ብብዙሓት ተፈጥሮኣውን ሰብ ስራሕን ፀጋታትን ኩነታትን ዝደመቐን መሬት ብተፈጥራዊ ፅባቐኣ ዝትምዕርገሉን ምምፃእ ሓዱሽ ዓመት ሓዱሽ ተስፋ ዝብሰረሉን፤ ነዚ ብስራት ሓዱሽ ዓመት ድምቀት ሃይማኖታዊን ባህላዊን ክብረ በዓላት ‘ውን ዝለዓለ... Read more »

 ሃይማኖታውን ባህላውን ትሕዝቶ ዘለዎ በዓል ደቂ ኣነስትዮ

ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ፍርቂ ወርሒ ነሓሰ ጀሚሩ ኸበሮ ዲም እንትብል ልቢ ብዙሓት ኣዋልድ ምስአ ዲም ምባላ ዝተለመደ ‘ዩ። ምኽነያቱ ካብ ነሓሰ 16 ጀሚሩ ብድሙቅ ዝኽበር ተናፋቂ በዓል ኣሸንዳ (ማርያ፣ ዓይኒ ዋሪ፣ ሕንግደይ... Read more »

 ስነ ቃል ፃሕያይ ባህሊ ምትሕግጋዝ ወፈራን ልፍንትን

ስነ ቃል ኣብቲ ሕብረተሰብ ውሽጢ ዘሎ ዝኾነ ይኹን ተግባራት ዝገልፅ ኮይኑ፤ ብሓፈሻ ናይቲ ሕብረተሰብ ኣተሓሳስባ፣ ኣመላኻኽታ፣ ኣብ ዓርሱ ብዓርሱ ዘሎ ርክባትን ዝግልፀሉ ‘ዩ። ከምኡ ‘ውን ናይቲ ማሕበረሰብ መግለፂ ማንነት ዝኾኑ ከም ነበረያ... Read more »

 ምድላዋት በዓል ኣሸንዳ/ዓይኒ-ዋሪ/ማርያ/ሒንግደይ-ፅሞረይ

ኣብ ሃገርና ዝተፈላለዩ ብዙሕ ረብሓ ዘለዎም ዝድህሰሱን ዘይድህሰሱን ባህላዊን ሃይማኖታዉን ሓድግታት ከምዘለዉ ይፍለጥ ‘ዩ። ወናኒት ጥንታዊ ሰልጣነ ዝኾነት ሃገርና ታሪኻ ኮነ ባህላ እንትላዓል ምብራቅ ቀርኒ ኣፍሪካ ብፍላይ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጰያ ቀዲሙ ዝላዓል... Read more »

 ባህላዊ ቁኖ መግለፂ ፅባቐ ጎርዞ ትግራይ

ሓደ ሕብረተሰብ መግለፂ መነባብሮኡን መንነቱን ዝኾኑ ባህልታት ኣለውዎ። ንስነ-ቃሉ፣ በዓላቱ፣ ባህላዊ ኣልባሳቱን መጋየፅታቱን ዓብይ ክብሪ ሂቡ ድማ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ የስግሮም። ቁኖ ድማ ሓደ ካብኦም ሓደ ‘ዩ። ሕብረተሰብ ዓቂቡዎም ዝመፅአ ዝተፈላለዩ... Read more »

 ታሪኽ ነጃሺ ብምዕቃብን ብምልላይን መስሕብ ቱሪዝምነቱ ክጠናኸር ይግባእ

ታሪኽ ኣልነጃሺ ኣብ ታሪኽ ትግራይ ይኹን ብሓፈሻ ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ዓብይ ቦታ ኣለዎም ካብ ዝብሃሉ ታሪኻዊ ቦታታት ሓደ ‘ዩ። መስጊድ ኣልነጃሺ ካብ ኣፍሪካ ፈላማይ መስጊድ፣ ካብ ዓለም ካልኣይ መስጊድ ወይ ካልኣይ መካ... Read more »

 ጥበባትናን ባህልታትናን መዋፅኦን መፍትሒን ፍልፍል ፀገማትና ሕውየትናን ‘ዩ!

ከምዝፍለጥ ቅድሚ ምፍጣር ኲናት ኣብ ትግራይ መድረኻት ጥበብ እናተበራኸቱ ምምፃእ ጀሚሮም ነይሮም። ብፍላይ ኣብ ከተማ መቐለ ከም ራሄል ቤተ ጥበብ ከምኡ ‘ውን ራራ ጥበብ ዝኣምሰሉ ድማ ኣብ ሚድያ ዝቀርቡ ጥበባት ምርኣይ ጀሚሮም... Read more »

ክረምቲ ስዒቡ ብሃንቀውታ ትፅበዮም ባዓላት

ባህሊ መግለፂ መነባብሮ ደቂ ሰባት ‘ዩ። ሰባት ኣብ መንጎኦምን ምስ ካልኦትን ብዝገብሩዎ መስተጋብር ንመንነቶም ዝገልፅን ናተይ ኢሎም ዝኾርዑሉን ባህሊ፣ ሃይማኖታዊ በዓላትን እናኽበሩ ክሳብ ኸዚ መፂኦም ‘ዮም። ብምዃኑ ድማ ብኣከባብራ ሃይማኖታዊ በዓላት፣ ብኣከዳድናን... Read more »

 በፃሕቲ ዓዲ እናስተኣናገደ ዝርከብ ጥንታዊ ጥበብ ኣክሱም  

ሓወልቲ ኣክሱም ኢትዮጵያ ኣብ መዝገብ ዝድህሰሱ ሓድግታት ዓለም ትካል ባህሊ፣ ትምህርትን ሳይንስን [ዩኔስኮን] ዘመዝገበቶ ሃፍታ ‘ዩ። በብዓመቱ ልዑል ቑፅሪ ዘለዎም በፃሕቲ ዓዲ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ከተማ ኣኽሱም ይበፅሑ። ተምሃሮን ሙሁራትን ዩኒቨርሲቲታት ‘ውን... Read more »