ግደ ግልጋሎት ወሃብቲ ኣብ ዕብየት ቱሪዝም

ቱሪዝም ተሳትፎ ብዙሓት መዳርግቲ ኣካለት ዝሓትት ዘፈር ‘ዩ። ዕድል ስራሕ ብምፍጣር ኣብ ዓለምና ካብ ዘለው ዓበይቲ ኢንዱስትሪታት ውሽጢ ተወዳዳሪ ኣይርከቦን። ካብ ሰራሕተኛታት ዓለም 10 ሚእታዊ ዝኾኑ ኣብ ዘፈር ቱሪዝም ከምዝተሰማረዩ ‘ዩ ዝሕበር።... Read more »

 ወፈራ ፀጋታት ባህሊ ምትሕግጋዝን ምትሕብባርን ሕብረተሰብ

ወፈራ ወይ ወፍሪ ሓገዝ ሓደ ካብ ፀጋታት ባህሊ ምትሕግጋዝ፣ ምትሕብባርን መርኣያ ሓድነትን ሕብረተሰብ ‘ዩ እንተተብሃለ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ ኣይኸውንን። ወፈራ ብሕብረትን ብምትሕግጋዝን ዝስራሕን ካብ ወለዶ ናብ ውለዶ እናተሰጋገሩ ካብ ዝመፅኡ ባህሊ ስራሕ... Read more »

 ንመስሕብ ቱሪዝም ዘተባብዑ ዘለው ሃይማኖታዊ በዓላት

ከምዝፍለጥ ቱሪዝም ሰፊሕ ቢዝነስ ‘ዩ። ቱሪዝም ክብሃል ከሎ ዓርስኻ ንምሕዳስ ወይ ከዓ ንኻሊእ ዕላማ ዝግበር ዓይነት ጉዕዞ ‘ዩ። ተጎዓዚ ወይ ጎብናይ ማለት ድማ ሓደ ሰብ ካብ ዝተለመደ መንበሪ ቦትኡ ብምውፃእ ብተኸታታሊ ንልዕሊ... Read more »

 ሃይማኖታውን ባህላውን ክብረ- በዓላት ንምንቕቓሕ ዘቤታዊ ቱሪዝም

ሃይማኖታዊ ባህላውን ቱሪዝም ካብ እዋን ናብ እዋን እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎ ዓይነት ኢንዱስትሪ ቱሪዝም ከምዝኾነን፤ ካብ መላእ ዓለም ሃይማኖታዊ ባህላውን ፀጋታት ንምብፃሕ ናብ ቅዱሳት ቦታታትን ታሪኻዊ ምልክታትን ሃይማኖታዊ ፍፃመታትን ከምዝጓዓዙ ብሰብ ሞያ እቲ... Read more »

 ክብረ በዓል ታሪኻውያን ነገስታት ኣክሱም ኣብርሃ ወኣፅብሃ

ብዙሓት ኣብ ዘመኖም ብዝፈፀምዎም ታሪኻት ምኽንያት ካብ ሃገሮምን ህዝቦምን ሓሊፎም ብብርኪ ዓለም ከይተረፈ ንዘመናት እናተዘከሩ ዝነብሩ ብዙሓት ‘ዮም፡፡ ኣብ ሃገርና ‘ውን ከምዚኦም ዝበሉ ብዙሓት ሰብ ዓበይቲ ታሪኽ ኣለው ‘ዮም፡፡ ካብዚኦም ድማ ካብ... Read more »

በዓላት ኣደባባይ መግለፂ ሓድነት፣ ሰላምን መስሕብ ቱሪዝምን

ኣብ መላእ እዛ ሃገር በቢዓመቱ ብድምቀት ካብ ዝኽበሩ ሃይማኖታዊ፣ ባህላውን ታሪኻውን በዓላት ኣደባባይ ብተወሳኺ፤ ኣብ ዝተፈላለዩ ኩርናዓት ኢትዮጵያ ዝነብሩ ብሄራት፣ብሄረሰባትን ህዝብታትን ‘ውን ናይ ባዕሎም ዝኾኑ ዝተፈላለዩ ታሪኻውን ባህላውን ፀጋታት ዘለውዎም በዓላት ይኽበሩ... Read more »

ኣከባብራ በዓል መስቀል

ንመስቀለይ ንመስቀለይ፤ ድርብ ከበሮ ሓዛለይ። ኣይኮን ንመስቀል ንወለሎ፤ ንሰብ እኳ ይዕለሎ። እናበሉ ብምድራፍ በዓል መስቀል ኣብ መላእ ትግራይ ዘለዎ ልዑል ክብሪ ዝግለፀሉ ዕለት ‘ዩ። ብተመሳሳሊ ኣብ መላእ እታ ሃገር ካብ ድሮ እቲ... Read more »

ባህላዊ ፀወታታት ጎቤን ሽኖዬን ኦሮሞ

ኢትዮጵያ ካብ ዘለውዋ ሃፍቲ ኣብ እምነትን ባህልን ዝርከቡ ብዙሓት ‘ዮም። ከምኡ ‘ውን ብዙሕ ፅባቀ ዘለዎም ዝተፈላለዩ ባሕላዊ መለወጢ ዘበን ኣለውዋ። ካብዚኦም ሽኖዬን ጎቤን ዝብሃል ኣብ ስርዓት ገዳ ውሽጢ ካብ ዝፍፀሙ ኣብ ባህላዊ... Read more »

 ብተፈጥሮዊ ፅባቀ ዝተዓጀበ ባህላዊ ፀወታ ኣውርስ

አብ ሃገርና ብዙሓት ድሙቃት ሃይማኖታውን ባህላውን በዓላት ዝንፀባረቑ እንትኸውን ካብኣቶም ካብዚ ወርሒ ነሓሰ ኣብ ዘሎ ሓምላዋይ ኣዝርእቲ ብዕምበባ ኣብ ዝውቅብሉ፣ ኣጥዑትን ገልገላትን ፀጊቦም ኣብ ዝሕምብጡሉ እዋን ዝንፀባረቕ ኮይኑ፤ ምስቶም በዓላት ተተሓሒዙ እቲ... Read more »

 ዓይኒ-ዋሪ ቕነ ብስራት ሓዱሽ ዓመት

እዚ ዘለናሉ ወርሒ ነሓሰ ብብዙሓት ተፈጥሮኣውን ሰብ ስራሕን ፀጋታትን ኩነታትን ዝደመቐን መሬት ብተፈጥራዊ ፅባቐኣ ዝትምዕርገሉን ምምፃእ ሓዱሽ ዓመት ሓዱሽ ተስፋ ዝብሰረሉን፤ ነዚ ብስራት ሓዱሽ ዓመት ድምቀት ሃይማኖታዊን ባህላዊን ክብረ በዓላት ‘ውን ዝለዓለ... Read more »