ዘመናት ዝሰገረ ከያኒ-ኣርቲስት ኣለማየሁ እሸቴ

‹‹እስኻትኩም ስራሕኹም ቐፅሉ!!ናይ ኢትዮጵያ ኣምላኽ ምሳኻትኩም ይኹን!!›› እዘን ቃላት እዚአን ኣብ ሙዚቃ ኢትዮጵያ ስሙያት ካብ ዝኾነ ኣርቲስት ኣለማየሁ እሸቴ ንጋዜጠኛ ሃብታሙ ቦጋለ ዝተዘረባ እየን። ምዕሩግን ዘናጭን ኣለማየሁ እሸቴ ብሕማም ልቢ ይፅገም ነይሩ።... Read more »

ኣርቲስታት ኣብ ዓውደ ግምባርን ማእኸል ታዕሊምን

‹‹እሽክም››ብዝብል ደርፋ እያ ትፍለጥ፤ ኣርቲስት ማዲቱ ኣወዳይ። እዛ ኣርቲስት ኣብ ግምባር ወሎ ንመከላኸሊ ሰራዊት፣ ንፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ፣ ንሚሊሻን ንህዝብን ዘነቓቕሑ ስራሕቲ ጥበብ እናቕረበት እያ ረኺብናያ። ኣዴኣ ብሞት ምስ ተፈለያኣ እሳን ሙሉእ ስድርኣን... Read more »

ኣርቲስት ከም ክብሪት

ኢትዮጵያውያን ተዛረብቲ ብዙሓት ቋንቋታት፣ መኽበርቲ ኣሽሓት ባህልታት እዮም። ይኹን ‘ምበር ፀላእቲ ነዚ ብዝፃረር መልክዑ ንኽሰርሑ እናገበሩ ፀኒሖም እዮም። ፀላእቶም ብሓደ ልቢ ንኸይመኻኸሩ በብዘበናቱ እንተተፈታተንዎም ‘ውን ንኹሎም ብምሕፋር ኣብ ሓድነቶም ፀኒዖም ሉኣላውነት ሃገሮም... Read more »

ኣሸንዳ መካተቻ ናፅነትን ፅባቐን ኣዋልድ  ኣሸንዳን መካተቻን መሓዙት ደቂ ኣንስትዮ እንትኾና፤መካተቻ ማለት ብድሙቕ ቒሕፅልሚ ዝተሰፈየት ንእሽተይን ውቅብትን መቐመጢት መጋየፂ እያ፡፡ እዛ መካተቻ ካብ ፈለማ ብኢድ ኣዴታት እትስራሕን እትውነንን እያ፡፡ ባህላዊ ፀጋ ኣሸንዳ... Read more »

ፅዕንቶ ፈጣርን መርኣያ ሓዱሽ ወለዶን -ቴዲ ኣፍሮ

ዓበይቲ ዓለምለኸ ሚዲያታት ኣፍሪካ፤ብፍላይ ድማ ምብራቕ ኣፍሪካ ንጉስ ሙዚቃ እናበሉ ካብ ዝፅውዕዎም ሓደ እዩ፡፡ኣብ ዙርያ ሙዚቃታቱ ስፍሕ ዝበሉ ፀብፃባት ተሰሪሖም እዮም፡፡ኣብ ስራሕቲ ሙዚቃታቱ ብፍላይ ኣብ ሰብኣውነትን ፍቕርን ትኹረት ገይሩ ብምስራሕ ፍሉይ ኽብረት... Read more »

ንጥበብ ዘኽብር ስነ ጥበባዊ

 ኣብ ጎንደር እዩ ተወሊዱ። ይኹን ‘ምበር መዳሕንቱ ዝተቐበረሉ ጎንደር ገዲፉ ናይ 6 ወርሒ ሒንጦ እናሃለወ ኣብ ሕቑፊ ኣዲኡ እናሃለወ እዩ ንጎንደር ዝተሰናበታ። መዕረፊቱ ድማ ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ 50 ኪሎ ሜትር... Read more »

ባህላዊ ስነ ስርዓት ኣፈታትሓ ጎንፂ ህዝቢ ሃድያ ‹‹ሲራ››

ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝርከቡ ጥንታውያን ባህልታት ኣፈታትሓ ጎንፂ ካብ መንጎ ዘለዎም ህዝብታት፤ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ሃገርና ዝርከቡ ብሄረሰብ ሃድያ ተጠቀስቲ እዮም።ከምዝፍለጥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ባህላዊ ኣፈታትሓ ጎንፅታት ኣለዉ፤ዝተፈላለዩ ጎንፅታት ‘ውን ይኽሰቱ እዮም።... Read more »

ኣዶነትን ጥበብ ሞያ ስእልን

ትርሓስ ፍቃዱ ተወሊዳ ዝዓበየትሉ ኣብ ክልል ኦሮምያ ዞባ ሰሜን ሸዋ እዩ:: ኣብ ከተማ ደብረ ጉራቻ ስሩዕ ትምህርታ እስካዕ 12 ክፍሊ ተማሂራ ፤ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ብኣካውንቲግ ዲግሪ ተመሪቓ ፤ኣዶ ኣርባዕተ ቖልዑ እያ... Read more »

ኣማውታ ሓደ ሰራሕተኛ ቤት መዝገብ

(ሓፂር ልቢ ወለድ)  ትርሓስ ፍቃዱ ሓደ ፅቡቕ ደስ ዝብል ምሸት፤ ኣብ ሓደ መንግስታዊ ትካል ተቖፂሩ ዝሰርሕ ኢቫን ዲሜትሪች ቴርያኾቭ፣ ኣብ ቤት ሲነማ ኣብ ካልኣይ መስርዕ ተቐሚጡ በህድኣት፣ መንፈሱ ኣቀሲኑ ነቲ ምርኢት እናተኸታተለ... Read more »

ምስላታትን ኣተሓሳስባን ክብርታትን ሕብረተሰብ

ትርሓስ ፍቃዱ ምስላታት ናይ ሓደ ሕብረተ-ሰብ ኣተሓሳስባ፣ ኣረኣእያ፣ እምነት፣ ፍልስፍና፣ ርእዮተ-ዓለም ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት የንፀባርቑ:: እዞም ምስላታት ዋላ’ኳ ነናቶም መበገሲታት ዝህልዎም እነተኾኑ ንነዊሕ ዘበናት እናተመመዩን እናተመሓየሹን ዝመፅኡን ነዊሕ ሰረት ዘለዎምን ኢዮም:: ምስላታት... Read more »