ጊፋታ ንሰላም፣ ጊፋታ ንባህሊ ቁጠባ

ጊፋታ ሓድሽ ዘመን ወላይታ ‘ዩ። ካብ ኣረጊት ናብ ሓድሽ ምቕያር፣ ካብ ፀልማት ናብ ብርሃን ምስግጋር ዝገልፅ ብስራት ሓድሽ ዓመት እንትኸውን፣ ብሓፈሻ ጊፋታ ዝብል ቃል ትርጉም ቦኽሪ ወይ ዓብይ ማለት ‘ዩ። ጊፋታ ንወላይታ... Read more »

በዓል ኢሬቻ ብመንፅር ቱሪዝም

ስርዓት ገዳ ኣብ ዩኔስኮ ኣብ ዘይድህሰሱ ባህላዊ ቅርስታት ደቂ ሰባት ዝተመዝገበሉ ሰነድ መግለፂ ስርዓታት ተባሂሎም ብዙሓት ባህላዊ ስፍራታት፣ ፍፃመታት፣ በዓላትን ትካላትን ተዘርዚሮም’ዮም።ካብ መንጎ እዚኣቶም ጉሚታት ወይ ድማ ኦዳታት/ኣኼባታት ገዳ ዝካየዱሉ ስፍራታት፣ ኢሬቻ፣... Read more »

ሓዱሽ ምንቕቓሕ ተወዛወዝቲ

እቲ ዝሓለፈ ዓመት ንዓውዲ ኪነ ጥበብ ፅቡቕ ነይሩ እንተተብሃለ ምግናን ኣይኸውንን፡፡ ኾነ ተባሂሉ ዝተረሰዐ ዘፈር ኪነ ጥበብ ሐዚ ትኹረት መንግስቲ ክረክብ ኽኢሉ እዩ፡፡ ሰብ ሞያ ኪነጥበብ ብቐዳማይ ሚኒስቲርን ብትካላት መንግስትን ኣፍልጦ ረኺቦም... Read more »

ኢሬቻ- በዓል ሓድነትን ምስጋናን

 ኣብ ኢትዮጵያ ወርሒ መስከረም ስዒቦም ካብ መንጎ ዝኽበሩ በዓላት ሓደ ኣካል ስርዓት ገዳን መለለዪ ሓድነት ህዝቢ ኦሮሞ፣ በዓል ምትሕስሳብን ምስጋናን ዝኾነ ኢሬቻ እዩ።በዓል ኢሬቻ ኣተሓሳስብኡ ፍቕርን ምትሕስሳብን እንትኸውን ህዝቢ ኦሮሞ ብዓይኑ ክሪኦ... Read more »

ኣመፃፅኣን ኣከባብራን በዓል መስቀል ደመራ

በዓል መስቀል ካፍቶም ዓበይቲ መንፈሳዊ በዓላት ሰዓብቲ እምነት ክርስትና እቲ ሓደ እዩ።እዚ ዓብዪ በዓል ኣብ ሃገርና ኢትዮጵያ ብድሙቕ ስነ-ስርዓት ኣብ ኣደባባይ እንትኽበር መራሕቲ ሃይማኖት ብፍሉይ ኣልባሳት ደሚቖምን፣ ሰዓብቲ እቲ እምነት ድማ ብተመሳሳሊ... Read more »

‹‹ሰብ ሞያ ኪነጥበብ ንሃገሮም ዘርኣይዎ ምልዕዓል ዝድነቕ እዩ›› – ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፡- ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ሰብ ሞያ ኪነጥበብ ንሃገሮም ዘርኣይዎ ምልዕዓል ዝድነቕ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡ሰብ ሞያ ኪነጥበብ ወድዓዊ ፈተና ኢትዮጵያ፤ ዓቕምን ተስፋን ብሙዚቃታቶም ኣርእዮምና እዮም፤ ኣብ ሓፂር እዋን ብናይ ወፍሪ መንፈስ... Read more »

በዓል ኣሸንዳ ፍሉይ ትኹረት ተዋሂብዎ ብድምቀት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፡- ኣሸንዳ በዓል ህዝቢ ኢትዮጵያ ብምዃኑ ፍሉይ ትኹረት ተዋሂብዎ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዘለዋሉ ቦታ ብሙሉእ ናፅነት ከምዝተኸበረ ሚኒስቴር ባህልን ቱሪዝምን ፌዴሪኢ ዶክተር ሂሩት ካሳው ገሊፀን፡፡ መፍለይ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዝኾነ በዓል... Read more »

ዘመናት ዝሰገረ ከያኒ-ኣርቲስት ኣለማየሁ እሸቴ

‹‹እስኻትኩም ስራሕኹም ቐፅሉ!!ናይ ኢትዮጵያ ኣምላኽ ምሳኻትኩም ይኹን!!›› እዘን ቃላት እዚአን ኣብ ሙዚቃ ኢትዮጵያ ስሙያት ካብ ዝኾነ ኣርቲስት ኣለማየሁ እሸቴ ንጋዜጠኛ ሃብታሙ ቦጋለ ዝተዘረባ እየን። ምዕሩግን ዘናጭን ኣለማየሁ እሸቴ ብሕማም ልቢ ይፅገም ነይሩ።... Read more »

ኣርቲስታት ኣብ ዓውደ ግምባርን ማእኸል ታዕሊምን

‹‹እሽክም››ብዝብል ደርፋ እያ ትፍለጥ፤ ኣርቲስት ማዲቱ ኣወዳይ። እዛ ኣርቲስት ኣብ ግምባር ወሎ ንመከላኸሊ ሰራዊት፣ ንፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ፣ ንሚሊሻን ንህዝብን ዘነቓቕሑ ስራሕቲ ጥበብ እናቕረበት እያ ረኺብናያ። ኣዴኣ ብሞት ምስ ተፈለያኣ እሳን ሙሉእ ስድርኣን... Read more »

ኣርቲስት ከም ክብሪት

ኢትዮጵያውያን ተዛረብቲ ብዙሓት ቋንቋታት፣ መኽበርቲ ኣሽሓት ባህልታት እዮም። ይኹን ‘ምበር ፀላእቲ ነዚ ብዝፃረር መልክዑ ንኽሰርሑ እናገበሩ ፀኒሖም እዮም። ፀላእቶም ብሓደ ልቢ ንኸይመኻኸሩ በብዘበናቱ እንተተፈታተንዎም ‘ውን ንኹሎም ብምሕፋር ኣብ ሓድነቶም ፀኒዖም ሉኣላውነት ሃገሮም... Read more »