ባህላዊ ዓምዲ ፍቕሪ «ፍቼ ጨምበላላ»

ሃዋሳ ልዕሊ ዝኾነ እዋን ድምቕምቕ ኢላ ፤ ምኽንያቱ ድማ በብዓመቱ ዝኽበር በዓል ሓዱሽ ዘበን ብሄረሰብ ሲዳማ ፍቼ ጨምበላላ ‘ዩ።መናእሰያት ፣ ኣዴታት ፣ ዓበይቲ ዓዲ ፣ ነቲ ማሕበረሰብ ዝገልፁ ኣልባሳት ፣ ቑኖ፣ ባህላዊ... Read more »

ክብረ በዓላትን ባህላዊ እሴታትን

 ኢትዮጵያ መንበሪ ብሄር ብሄረሰባትን መበቆል ታሪኽ ሃፍቲ ተፈጥሮን ‘ያ። ህዝብታታ ብብዙሕ ባህላውን ሃይማኖታውን እሴታት ተኸቢቦምን ተፋትዮምን ዝነብሩ ተምሳሌታት ፍቕርን ምክብባርን ‘ዮም። ሃገርና ናይ ባዕላ መቑፀሪ ዘበንን ፊደልን ዘለዋ፤ ኣብ ኻልኦት ዓለማት ብዘይርከቡን... Read more »

ጥምረት ሰኣልቲ ንዕብየት ጥበብ ስእሊ

 ሰኣሊ ብቕብኢ (ሕብሪ) ገይሩ/ራ ንዓለም ይትርጉማ። ብመቕብኢ ብሩሽ ድማ ንተፈጥሮን ሰብ ሰራሕ ነገራትን ብዝተገለፀሉ ዕምቆት ይገልፃ። ጥበብ ስእሊ ብዕሙቕ ዝበለ ኽእለት ምስ ንፁር ሓሳብ ብምውዳድ ብሓደ ጠሚሩ ዘርእይ ጥበብ ‘ዩ። ብኻልኦት ዘፈራት... Read more »

‹ዱባሻ››

 ስነ ስርዓት ዕርቀ ሰላም ኣቦታት ማሕበረሰብ ጋሞ  ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝርከቡ ጥንታውያን ባህልታት ኣፈታትሓ ጎንፂ ካብ መንጎ ዘለዎም ህዝብታት ሓደ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ሃገርና ዝርከቡ ብሄረሰብ ጋሞ ተጠቀስቲ ‘ዮም:: ከምዝፍለጥ ኣብ ኢትዮጵያ... Read more »

ዒድን እስላማዊ ቅርስታትን

ዝተፈላለዩ መረዳእታታ ከምዝሕብርዎ ፆም ረመዳን እንትኣትው ማሕበረሰብ ሙስሊም ቤተሰቦም ብምጥያቕ፣ሕብረት ብምፍጣር ፣ሰደቃ (ውህብቶ) ብምሃብ፣ናብ ማሕበረሰብ ኣትዮም ሰናይ ግብሪ ብምግባር፣ናእሽቱ ኪታባት ፣መፃሕፍትን ኻልኦት ሰላማዊ ህያባት ብምብርካት፣ተረሓሒቖም ዝርከቡ ኣሕዋትን ኣዝማድን ምስ መሓዙቶም ንክራኸቡ ምግባርን... Read more »

ሙዚቃዊ ተውኔት ‹‹ዓድዋስ››

ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያውያን ብኹርዓት ዝዛረብዎ ክፍለ ዘበን ዝተሳገረ ሓያል ተጋድሎን ብፀለምቲ ህዝበታት ዝተመዝገበ ዝድነቕ ታሪኻዊ ክስተትን ‘ዩ፤እዚ ክስተት ወለዶ ብዝተፈላለየ መልክዑ እናዘከሮ ተጠናኺሩ ቐፂሉ ‘ዩ፡፡ሰብ ሞያ ኪነጥበብ ኢትዮጵያ እዚ ዓብዪ ታሪኽ ብሙዚቃ፣ብስእሊ፣ብፊልምን... Read more »

ብሃፍቲ ቱሪዝም ፍልፍል ጥንኩር ኢኮኖሚ ምፍላጥ

ኢትዮጵያውያን ብጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ኲናት ተኸፊትዎም ኣብ ቓልሲ ህልውና ካብ ዝኣትዉ ጀሚሩ ብዙሓት ነገራት ርኢና ኢና። ብኣውራ ድማ ሃገርና ፈታዊኣን ፀላኢኣን ካብ ምፍላይ ሓሊፋ ቖራፃት ደቃ በዓል መን ከምዝኾኑ ፈልያ ፈሊጣ ‘ያ።... Read more »

ኪነ ጥበብ ንዓወት

ከምቲ ዝፍለጥ ኪነጥበብ ኣብ ሓንቲ ሃገር ዳርጋ መንቀሳቐሲ ሞተር ንቕሓትን ብሉፅ ኣተሓሳስባን’ዩ እንተበልና ኣይጋነንን፡፡ ብፍላይ ድማ ሃገርና ኢትዮጵያ ካብ መንጎ ኣብ ቕድሚት ክትስራዕ ዝገብርዋ ዘኹርዑ ታሪኻት ሓደ ዓወት ዓድዋ ‘ዩ፡፡ ኣብ እዋን... Read more »

ብራኸ ጥበብ ሲኒማ ኣብ ፊልም ‹‹ ሂሩት ኣባቷ ማነው››

ቕድሚ ፍርቂ ክፍለ ዘበን ዝተሰርሐ ኣብ ኢትዮጵያ ብሓዱሽ መልክዕ ዝተፋለጠ ፊልም፤ ሰብ ሞያ ኪነጥበብ ተሳንዮም ፍሉይ ኪናዊ ልዕልና ዘላበስዎ ሲኒማ፤ እቶም ተዋሳእቲ ካብ ልቦም ሰሪሖም ኣድናቖት ዝረኸቡሉ ፍሉይ ተውኔትን ዘገርም ፍሰት ታሪኽ፣... Read more »

ንኣፍሪካውያን ብባህሊ ምትእስሳርን ውፅኢቱን

ንመበል 35 ግዘ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ መቐመጢት ሕብረት ኣፍሪካ ዝኾነት ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ ካብ 29-29 ጥሪ 2014 ዓ/ም ተኻይዱ ኣሎ። ኣብዚ ኣጀንዳ ፓን ኣፍሪካውን ኣህጉራዊ ምትእስሳርን ከም መዛተዪ ዝተልዓለሉ ጉዳይ... Read more »