በዓል መስቀል

ዓኾይ ዓኾኻይ መስቀል ዓኾይ ዓኾኻይ መከራ ኽፍኣትና ውፃእ ሰናይ ዘበን እቶ ኣሜን! በዓል መስቀል ካፍቶም ዓበይቲ መንፈሳዊ በዓላት ሰዓብቲ እምነት ክርስትና እቲ ሓደ ‘ዩ። እዚ ዓብዪ በዓል ኣብ ሃገርና ኢትዮጵያ ብድሙቕ ስነ-ስርዓት... Read more »

ኪነ ጥበብ ንሰላም

ኪነጥበብ ኣተሓሳስባ ሰባት ይዝውር ፤እንተደልዩ የልምዕ እንተደልዩ ድማ የጥፍእ። ንሰላም ይውዕል፣ንኲናት ይውዕል ፤ነዚ’ዩ ድማ ኣብ እዋን ኲናት ዋጣ (ደራፋይ) ዘድልየሉ ምኽንያት ውሽጣዊ ወነ ንምልዕዓል’ዩ። ኣብ ሃገርና ብባህላዊ ስነ ስርዓት መርዓ ንደራፋይ ዝወሃቦ... Read more »

በዓል ሓዱሽ ዓመትን ባህላዊ ፀወታን

ኣብ ሃገርና ካብ መንጎ ዝኽበሩ ዓበይቲ በዓላት እቲ ሓደ በዓል ሓዱሽ ዓመት ‘ዩ። እዚ ዓብዪ በዓል ፍሉይ ዝገብሮ ኹሉ ማሕበረሰብ ሃርና ዋላኳ ዝተፈላለየ ሃይማኖትን ቋንቋን ዘለዎ እንተኾነ ንበዓል ዘበን ሓዱሽ ዓመት ዝህቦ... Read more »

‹‹ኣርቲስት ማለት ፍቕርን ሰላምን ዝሰብኽ ‘ዩ››- ድምፃዊ ኣብርሃም ረዳ

ድምፃዊ ኣብርሃም ረዳ ይበሃል :: ብስልቲ ሂፓፕ ምድራፍ ዝጀመረ ደራፋይ እንትኸውን ፤ ፓክ ኣባ ነዲ ዝብል ዝፈትዎ መፀውዒ ሳጓ ሽም ኣለዎ:: ኣብ ስልቲ ሙዚቃ ሂፓፕ ‘ዩ ዝደርፍ:: ኣብ ሙዚቃ ትግርኛ ኣብ ናይ... Read more »

ብኣዋልድ ዝደምቕ በዓልኣሸንዳ፣ኣሸንድዬ፣ሻደይ፣ሶለል

ኣዋልድ ካብ ጭፍሪ እግረን እስካዕ ጨጉረን ንምፅባቕ ዘይገብርኦ የለን።ጨጉረን ይቑነና፤ካብ ብሩር ዝተሰርሐ ኣልቦን ኣብ ክሳድ ዝእሰር ዝተፈላለየ መጋየፅታትን ገይረን ተዃሒለን፤ተፈቲሉ ዝተኣለመ ባህላዊ ዓለባ ይኽደና። ኣሸንዳ ዝበሃል ነዊሕ ሰቲ ተዓጢቐን እንትፃወታ፣ ኣሸንዳዋይ እንትብላ... Read more »

ኣድላይነት ሃገር በቆል ፍልጠትን ኪነጥበብን

ከምቲ ዝፍለጥ ኪነጥበብ ኣብ ኹለመዳይ ድርጊት ወይ ድማ ስራሕ ኣዝዩ ሓይሊ ወሃባይን ስምዒት ሙሉእነት ዘጎንፅፍን ዓቕሚ ዘለዎ ህያብ ‘ዩ:: ብምዃኑ ድማ ኣብ ሃገርና ኹለመዳያዊ ስራሕቲ ብሓድነት እንትሳለጡ ጎናጎኒ እቲ ስራሕ ኪነጥበብ ግድን... Read more »

‹‹ኢዶእ …ንዓረር ኣይተፈጠርናን…››

ኪነጥበብ ኣብ ፖለቲካዊ ጉዳያት ሃገር ብኣወንታ ወይ ከዓ ብኣሉታ ህዝቢ ንክነቕሕ ኣብ ምግባር ዓብይ ግደ ኣለዎ፡፡ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ሰብ ሙያ ጥበብ ብደርፊ፣ብግጥሚ፣ብተዋስኦ…ኣቢሎም ኣብ ህዝቢ ዘሎ ስምዒትን ሓሳብን ብጥበብ ከሽኖም የቕርቡ ነይሮም፡፡ ንኣብነት... Read more »

ጠመተ ዘይተገበረሎም ጥበበኛታት ስእሊ

ወጋሕታ 28 ሓምለ 2014 ዓ.ም 8 ስፖርት ስምዒት ፤ውሽጣዊ ሓሳብን ጥበብን እቲ ዋና ዓምዲ ጥበብ ስነ ስእሊ ‘ዩ።ቀለም ኣዋሂዱ ፍሉይ ፅባቐ ምፍጣር፤ብሩሽ ምስ ሻራ ብምርኻብ ታሪኽ ብምሕላፍ፤ዝተፈለየ ትርኢት ብፍሉይ ክእለት ተሓጊዙ ጥበባዊ... Read more »

ዜማታት ፅባሕ ዓወት ኣትሌቲክስ

ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ኣትሌቲክስ ዓለም ብጀጋኑ ኣትሌታታ ኹሉ ግዘ ክትደምቕ ‘ያ። ኣብ ዝኸዱዎ መድረኻት ውድድር ብዓወት ዘድምቕዋ ጀጋኑኣ ብዝተፈላለዩ ስራሕቲ ጥበብ ድሕሪ ዓወት ይሙገሱ። ዜናታት ዓወት ብሓደሽቲ ዜማታት ይደምቁ።ኣትሌቲክስ ብጥበብ ደሚቑ ፤ጉያ... Read more »

መንበቢ ወለዶ ንምብርካት ዝዓለመ ‹‹መዓልቲ ንባብ››

ወለዶ ምኽንያታዊ ኣተሓሳስባ ምእንቲ ክላበስ ሰብነት ብምግቢ ከም ዝህነፅ ኣእምሮ ‘ውን ብፍልጠት ክህነፅ ይግበኦ። ንባብ ድማ ፍልጠት ዝሽመተሉ ዓብዪ ዕዳጋ ‘ዩ። መፅሓፍ ኣረኣእያ ሰባት ብምቕራፅ ዘለዎ ተራ ዝወዳደሮ የለን። ኣንባቢ ወለዶ ነገራት... Read more »