ግደ ብሄር ብሄረሰባት ኢትዮጵያ ንሰላም

 ኢትዮጵያ ወናኒት ብርክት ዝበሉ ብሄር ብሄረሰባትን እንትትኸውን በዚ ምኽንያት ድማ ዝተፈላለዩ ቋንቋታትን ሃይማኖታትን ዝዝረበላ ሃገር ‘ያ፡፡ እዞም ብሄር ብሄረሰባት ናይ ባዕሎም ባህልን ቋንቋን ዘለዎም እንትኾኑ በዚ ምኽንያት ድማ ብብርኪ ሃገር መዓልቲ ብሄር... Read more »

ሓፂር ታሪኽ ብሄረሰብ ሰብ ኩናማ

ኢትዮጵያ ልዕሊ ሰማንያ ብሄርን ብሄረሰባትን ዘሓዘት ኮይና ኩሎም ከዓ ነኒባዕሎም ሰሓቢ ታሪኻት፣ ባህልታት፣ ልምድታን ስነ ጥበባትን ዝወቀበት ሃገር ከምዝኾነት ዝፍለጥ ኮይኑ፤ ካብዞም ብዙሓት ኣብ ሃገርና ዝርከቡ ሓደ ዝኾነ ብሄረሰብ ኩናማ ሓፂር ታሪኽን... Read more »

ዝኽሪ ነብስሄር ከያኒ ኪሮስ ኣለማየሁ

ነብስሄር ኪሮስ ኣለማየሁ እንትልዓል ኣብ ልብታት ኽልተ ወለዶ ሃገርና ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ትግራዋይ ብቐሊሉን ብተመስጦ ዝዝከር ደራሲ ግጥምን ዜማን፣ተፃዋቲ መሳርሒ ሙዚቃ፣ሓቦኛ ፈታዊ ዓዱን ህዝቡን ከምኡ ‘ውን ወናም ተልሃያይ ምንባሩ ኹሉ ዝምስክረሉ ጋህዲ... Read more »

ታሪኽ ሙዚቃ ኣብ ኢትዮጵያ

ሙዚቃ ዝብል ቃል ሞዚክ ካብ ዝብል ናይ ግሪክ ቃል ዝመፀ ‘ዩ፡ ፡ኣፅሓሕፍኦም እንተተፈላለየ ‘ውን ብቋንቋታት እንግሊዘኛን ላቲንን ተመሳሳሊ ‘ዩ፡፡ትርጉሙ ድማ ድምፂ ጥበብን መግለፂ ሓሳብን ስምዒትን ማለት ‘ዩ፡፡ ኣብርሃም ወልዴ (በዓል ቤት ባላገሩ... Read more »

ስነ ስርዓት ቐብሪ ክቡር ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ተፈፂሙ

ስነ ስርዓት ቐብሪ ክቡር ዶክተር ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ብርክት ዝበለ ህዝብን ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብን ኣብ ዝተረኸቡሉ ተፈፂሙ፡፡ እቲ ስነ ስርዓት ቐብሪ ቕድሚ ምፍፃሙ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን... Read more »

ሓዱሽ መስሕብ ቱሪስት ጎቦ ‹‹ኣምበሪቾ››

ቕድሚ ኽልተ ዓመት ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ፣ ቤት ምኽሪ፣ ህዝብን ሙሁራንን ኣፍቲ ከባቢ ዘሎ ዕሙቕ ዝበለ ሃፍቲ ክጥቀሙሉን ብናይ ባዕሎም ዓቕሚ ጠጠው ንኽብሉ ኒሕ ስለዝሓደሮም ካብ መንግስቲ ጥራሕ ዝምደብ በጀት ምንቅስቓስ፣ተወሳኺ ፍልፍል ኢኮኖሚ... Read more »

መፅሓፍ ስነ ፅሑፍን ታሪኽን

ካብ መንጎ ብፀሓፍቲ ታሪኽ ዝተፅሓፉ መፅሓፍቲ ናይ ቀዳማዊ ሃይለስላሴ ‹‹ሕይወቴና የኢትዮጵያ እርምጃ›› ሓደ ‘ዩ። ቕድሚ እዚ ዝነበሩ ታሪኾም ብዜና መዋእል ዝተፅሓፉን ምስ ናይ ደገ መራሕትን ናይ ውሽጢ ዓዲ መሳፍንትን ዝተፀሓሓፋም ደብዳበታትን ‘ዮም።... Read more »

በዓል መውሊድ-ድምቀት ወርሒ መስከረም

መንበሪ ብሄር ብሄረሰባት ፣ዝተፈላለዩ ሃይማኖታት ተኸኣኢሎም ዝነብሩላ ፣ባህሎምን መንነቶምን ሓልዮም ዝነብሩላ ኢትዮጵያ ፣መበገሲት ስልጣነ፣ነዊሕ እዋን ዘቑፀሩ ሃይማኖታት ከም ዝርከቡላ ድርሳናት ታሪኽ ይሕብሩ።ኣብዚ ድማ ሓድነት ህዝብታትን ብሓድነት ናይ ምንባር ጥበብ ይርከብ። ዘይተበረዘ ፅሩይ... Read more »

በዓላት ምስጋናን ሓዱሽ ተስፋን ወርሒ መስከረም

ሄርሞን ፍቃዱ ተስፋ ንፀልማት ኣሳጊርኻ ብርሃን ምርኣይ ‘ዩ። ስለዝኾነ ፅባሕና ብሩህ ንክኸውን ከም ቑስሊ ካብ ዘሕምም ቂምን በቀልን ምፅልላእን ወፂእና ኣብ ውሽጢ ይቕረታ ኾይንና ብንፁህ ልቢ እንዕረቐሉ ፣ካብ ጌጋታትና እንምሃረሉን እንእረመሉን፤ እቲ... Read more »

ኢሬቻ- በዓል ሓድነትን ሰላምን

 ኣብ ኢትዮጵያ ወርሒ መስከረም ስዒቦም ካብ መንጎ ዝኽበሩ በዓላት ሓደ ኣካል ስርዓት ገዳን መለለዪ ሓድነት ህዝቢ ኦሮሞ፣በዓል ምትሕስሳብን ምስጋናን ዝኾነ ኢሬቻ እዩ::በዓል ኢሬቻ ኣተሓሳስብኡ ፍቕርን ምትሕስሳብን እንትኸውን ህዝቢ ኦሮሞ ብዓይኑ ክሪኦ ዘይኽእሎ... Read more »