እሴታት በዓል ኢሬቻ!

በዓል ኢሬቻ ብህዝቢ ኦሮሞ በቢዓመቱ ዝኽበር በዓል ‘ዩ፡፡ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ በቢዓመቱ ኣብ ኣዳባባይ ብድምቐት እናተኸበረ ዝመፀ ዓብዪ በዓል ኮይኑ ሎሚዘበን ድማ ብዋናነት 25ን 26ን መስከረም ብድምቀት ክኽበር ‘ዩ፡፡ ኢሬቻ ንፈጣሪ ናይ... Read more »

 በዓል መስቀል መስሕብ ቱሪዝም ሃገር

በቢ ዓመቱ 17 መስከረም ዝኽበር በዓል መስቀል ደመራ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍልታት ሃገርና ሎምን ፅባሕን ክኽበር ‘ዩ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣቦታት ሃይማኖት፣ ኣገልገልቲ ቤተክርስትያን መናእሰይ፣ ተኸተልቲ እቲ እምነት፣ ሰበ ስልጣን መንግስቲ፣ ዲፕሎማት፣ ካብ ዝተፈላለዩ... Read more »

 በዓላት እንትኽብር ሰናይ ተግባራት ብዘጠናኽር ክኸውን ኣለዎ!

ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ህዝባዊ በዓላት ከምዘለውዋ ዝፍለጥ ኮይኑ ብፍላይ ወርሒ መስከረም ብርክት ዝበሉ ከም ሓዱሽ ዓመት፣ መውሊድ ፣ መስቀልን ኢሬቻን ዝመሳሰሉ ዝተፈላላዩ በዓላት ዘለውዋ ‘ያ፡፡ ከምዚኦምን ካልኦትን በዓላት ብትኽክል እንተተጠቒምናሎም ፍልፍል ሃፍቲ ሃገር... Read more »

 ኣብ ዕብየት ቱሪዝም ኢትዮጵያ ተስፋ ዘሕደረ መዓልቲ ቱሪዝም

ኢትዮጵያ ምድሪ ቀዳሞት፣ መርከቢት ዘርኢ ሰብ፣ መሰረትን ንቕናቐ ፓን ኣፍሪካን መግለፂ ሕበረ ብሄራውነትን ሀገር ብምዃናን ሃፍቲ ተፈጥሮኣ፣ ባህላዊ ፀጋታታን ታሪኻን ብዝተደራጀየ መንገዲ ናብ ኣግለግሎት ብምውዓል ካብ ዘፈር ቱሪዝም ዘርፈ ብዙሕ ተረባሒት ክገብራ... Read more »

 ሓድሽ ሰብ ኮይንካ ናብ ሓድሽ ዘመን ዝትሰጋገረሉ በዓል

ትማሊ ዝተኸበረ በዓል ሓድሽ ዓመትን ብኣቆፃፅራ ግእዝ ሓድሽ ዓመተ ምሕረት ሓደ መስከረም 2017 ኮይኑ፤ ካብ ዓመተ 2016 ዘመነ ሉቃስ ወንጌላዊ ናብ 2017ዘመነ ማቴዎስ ዜናዊ ዝተሰጋገረሉ ‘ዩ። እዚ በዓል ቅዱስ ዮውሃንስ’ውን እናተባህለ ዝበዓል... Read more »

መሳገሪ ሓድሽ ተስፋ

ንሓሙሽቲኦም መዓልትታት ጳጉሜን 2016 ዓ.ም ብብርኪ ሃገር ለኸ ብዝተፈላለዩ ስያመታት ከምዝተኸበሩ ዝዝከር ‘ዩ። ሕድሕድ ጳጉሜን መዓልቲ ስያሜን መግለፂ ብምሃብን ዝተፈላለዩ ምድላዋትን ተኸቢሩ ‘ዩ። ሓዱሽ ዓመት አውን ብድምቕ ፅምብል ትማሊ ተቐቢልና ኢና።ኣብ ወርሓ... Read more »

 ‹‹ራእይና ዝበልፀገት ኢትዮጵያ፣ ዘይትልምን ኢትዮጵያ ዝተኸበረትን ዝተፈርሐትን ኢትዮጵያ ምፍጣር ‘ዩ›› – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ልምዓት ኮሪደር ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ንዝተሳተፉ ኣፍልጦ ሂቦም ‘ዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ እዋን ኣብ ዝገበርዎ መደረ እቲ ልምዓት ኮሪደር ኣብ ኣዲስ ኣበባን ኣብ ዝተመረፁ ከተማታትን ክልል... Read more »

 “ናይ ፅባሕ ፍረ ኣማዕዲና ብምርኣይ ንብሩህ መፃኢ ዘበን ብሓባር ክንሰርሕ ኣለና” – ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ከምዝፍለጥ ደኒታት መሰረት ፍልፍል ሂወት ‘ዮም። ኣብ ማሕበራዊ ኢኮኖመያዊ ዘለዎም ረብሓ ‘ውን ልዑል ግደ ‘ዩ ዘለዎም። ብፍላይ ኣብ ስነ ከባቢ ምስቲ ሐዚ ብሰንኪ ለውጢ ኣየር ንብረት ኣብ ሃገርና ይኹን ኣብ ዓለም ዝፈጥሮ... Read more »

ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ሽዱሽተ ሚኢቲ ሚልዮን ፍልስታት ንምትካል ኩሉ ክረባረብ ይግባእ

ደን ንጥዕና ወዲሰብን ካልኦት ህይወታውያንን ብሓፈሻ ንድሕንነት ምድሪ ኣዝዩ ኣገዳሲ ‘ዩ። ንወዲሰብ ኦክስጅን ይህብ፤ ነባሪ ኣየር ብምቑፅፃር ፅዕንቶ ለውጢ ነባሪ ኣየር ብምምካት ጥዑይ ነባሪ ኣየር ክህሉ ይገብር። ደን ብሚልዮናት ዝቑፀሩ ፍጥረታት መንበሪ... Read more »

 ሕገ-መንግስትን ሕገ-መንግስታዊ ትካላትን ምኽባር- መትከል ስምምዕነት ፕሪቶሪያ

ካብ መወዳእታ ወርሒ ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ንኽልተ ዓመታት ዝተኻየደ ኹናት ብስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ከምተዛዘመ ይዝከር፡፡ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኹናት ጠጠው ብምባል ኣብ ትግራይ ዳግመ ህንፀትን ሰብኣዊ... Read more »