
ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳይ ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ኣብ ወድዓዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣመልክቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝሃብዎ መግለፂ ሙሉእ ቃል ከምዝስዕብ ኣቕሪብናልኩም ኣለና። ሰናይ ንባብ። ኣብ ዝሓለፈ መንግስቲ ኣብ ሰብኣዊ ዝተመስረተ ውሳነ ተኹሲ... Read more »

መሰረት ገ/ዮሃንስ ቤት ምኽሪ ፀጥታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት 2 ሓምለ2013 ዓ.ም ምሸት ኣብ ጉዳይ ዓብይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዘተ ኣካይዱ እዩ።ኣብቲ ዘተ ተለዋጢ ኣባል ቤት ምኽሪ ፀጥታ ብዝኾነት ቱኒዝያ ፀዋዕነትን ናይቲ እዋን... Read more »

ዝተኸበርኩም ኢትዮጵያውያንን ኢትዮጵያውያትን ንዝሓለፈ ፍርቂ ክፍለ ዘመን፣ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዲሞክራስያዊ ብዝኾነ መገዲ ብናይ ናፃ ድሌቱ ዝመረፆ መንግስቲ ንኽህልዎ ብዙሓት ፈተነታት እናገበረ ዋላ ይፅናሕ ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ይተዓናቐፍ ነይሩ እዩ።ኣብ ከይዲ ብዙሓት መናእሰይ ተምሃሮ፣... Read more »

መሰረት ገ/ዮሃንስ ቐዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብተረኸቡሉ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘካየዶ መበል ሓምሻይ ዘበን ሻድሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ራብዓይ ፍሉይ ኣኼባ ንበጀት ዓመት 2014 ብር 561 ነጥቢ 7... Read more »

መሰረት ገ/ዮሃንስን ትርሓስ ፍቃዱን ኣብ ናይ ሎሚመዓልቲ እዋናዊ ዛዕባና ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ እዋን መረፃ ንዝተሳተፉ ጋዜጠኛታትን ካልኦትን ኣካላትን ንምምስጋን ብዕለት 22 ሰነ 2013 ዓ.ም ኣብ ዝተዳለወ መድረኽ ካብ ዘስምዕዎ... Read more »
ዋኒኑ፡- ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብቲ ክልል ዘጋጠመ ፀገም ንምፍታሕ ንዘቕረቦ ናይ መፍትሒ ሓሳብ ብዝምልከት ውሳነ መንግስቲ ፌዴሪኢ። ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝሓለፉ 30 ዓመታት ኣብዛ ሃገር ወለዶ ዝቐትል መከራ ከምዘስዐበ... Read more »
ዋኒኑ፡- ብምኽንያት ሓይሊ ጥፍኣት ህወሓት ዝተፈጠረ ፀገም ትግራይ ንምፍታሕ ሓሳብ ስለ ምቕራብ ብድልየትን ድፍኢትን ህዝቢ ኢትዮጵያ ዝመፀ ለውጢ ተኸቲሉ ህወሓት ምስ ማእኸላይ መንግስቲ ፅልኢ ውሽጢ ምእታዉ ይዝከር እዩ። ለውጢ ክመፀሉ ዝኸኣለ ምኽንያት... Read more »

መሰረት ገ/ዮሃንስን ትርሓስ ፍቃዱን ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ብዛዕባ መረፃን፣ ፈተና ኢትዮጵያ፣ግድብ ህዳሰ፣ ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ምእታው ሰራዊት ኤርትራ፣ኣብ ትግራይ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ዝተወሰደ ስጉምትን፣ድርቅን ረሓብን ኣድሂቦም ቅድሚ መረፃ ምስ... Read more »

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ኮቪድ 19 ተቋሪፁ ዝነበረ ትምህርቲ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ጥቅምቲ መንግስቲ ፌደራል ኣብ ትግራይ ብዝወሰዶ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ስዕቡ ዝተፈጠረ ፀገም ፀጥታን ዕንወት ኣብያተ ትምህርትን፣ዝተወሰኑ ኣብያተ ትምህርቲ ድማ... Read more »

ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ዝተፈጠረ ቕልውላው ክልል ትግራይን ህዝብን ኣብ ዝተፈላለዩ ፀገም ይርከቡ። ሰባት ሞይቶም፣ተመዛቢሎም፣ትካላት ዓንየን…እየን። እቲ ክልል’ውን ብግዝያዊ ምምሕዳር እንዳተመርሐ ኩነታት ናብ ዝነበርዎ ንምምላስ ፃዕሪ እናገበረ ይርከብ። ፌደራል... Read more »