‹‹ንሕና ሰዓርቲ ኢና ፣ ንክንስዕር እኹል ምኽንያት ኣለና››

ኣብዚ ቐረባ እዋን ኣብ ዝተፈላላዩ ወታደራዊ ታዕሊማት ምልምል ወታደራት እናተመረቑ’ዮም። ግብረ ራዕዳዊ ጉጅለ ህወሓት ንምምካት ብኣሽሓት ዝቑፀሩ መናእሰይ ታዕሊም ኣብ መውሳድ ይርከቡ። ካብዞም ማእኸል ታዕሊማት ሓደ ኣብ ቤት ትምህርቲ ታዕሊም ቡልቡላ ኣብ... Read more »

ካብ ማይካድራ ስጋብ ወረባቦ

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን መጥቃዕቲ ድሕሪ ምፍፃሙ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ እቲ ጉጅለ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ምውሳዱ ይዝከር። እቲ ጉጅለ ድማ ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ጨፍጫፍ ንፁሃን ዜጋታት ምፍፃሙ... Read more »

‹‹ዓርሳ ዝኻኣለትን ዝበልፀገትን ኢትዮጵያ ንምፍጣር ምፍልላይና ኹሉ ናብ ጎኒ ብምግባር ብሓድነት ፀኒዕና ጠጠው ንበል!›› – ኣይተ ደመቀ መኮንን ምክትል ቐዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳይ ወፃእን

 ክቡራት ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትጵያውያንን ኣቐዲመ እዚ ሓድሽ ዓመት ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ሰላምታን ናይ ሰናይ ትምኒት መግለፂ መልእኽተይ ብስም ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ እንተመሓላልፍ ዓብይ ክብርን ሓጎስን እናተሰመዐኒ እዩ። ናይ ሓድሽ ዘመን ባሕቲ ብኢትዮጵያውያን... Read more »

‹‹ዕንቅፋታትና እናተወገዱን ተፃባእትና ኹሉ እናተሰዓሩ ‘ዮም፤ እዚ ዘመን ዘመነ ኢትዮጵያ እዩ!›› – ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣህመድ

እዚ ሓድሽ ዓመት እነኽበሮ ኣብ መንጎ ወሳኒ ሃገራዊ ፈተናን ተስፋን ኾይና ኢና። ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ፈተናን ተስፋን ኾይና ሓድሽ ዓመት እንትተኽብር እዚ ናይ መጀመሪኣ ኣይኮነን። ምናልባት’ውን ናይ መጨረሸኣ ኣይኾንን። ኢትጵያውያን ፈተና ዘየበርግገና... Read more »

ዘተ ተጋሩ ነበርቲ ክፍለ ከተማ ልደታ

ካብ ቐረባ እዋን ናብዚ ተወለድቲ ትግራይ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ በቢክፍለ ከተመኦም ልዕሊ ዝኾነ እዋን ተኣኪቦም እናተዛተዩ ይርከቡ። ኣብዚ ሰሙን እዚ ኣብ ራስ ሆቴል ተረኺቦም ስፍሕ ዝበለ ህዝባዊ ዘተ ዝገበሩ ተጋሩ ነበርቲ... Read more »

ዘተ ወድዓዊ ኩነታት ሃገር ብተወለድቲ ትግራይ

ተወለድቲ ትግራይ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ወድዓዊ ኩነታት ኣድሂቦም ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዘተ ኣካይዶም’ዮም። ኣብ ዘካየድዎ ዘተ ሉኣላውነት ሃገርና ንከይድፈር ኣብ ጎኒ መከላከያ ሰራዊትና ጠጠው ክንብለ ኢና ኢሎም። ኣብ ትግራይ እናገበረ... Read more »

ርክብ ኢትዮጵያን ቱርክን

 ርክብ ቱርክን ኢትዮጵያን ዝተጀመረ ኣብ 1896 ኣ.ፈ ኣብ ሞንጎ ዳግማዊ ሚኒሊክን ሱልጣን ኣብዱልሓሚድ ካልኣይ ዘመን እዩ። ቱርኪ ኣብ ኣፍሪካ ትሕቲ ሰሃራ ካብ ዘለዋ ሃገራት ንመጀመሪያ ግዘ ኤምባሲ ዝኸፈተት ኣብ ኣዲስ ኣበባ እንትኾን... Read more »

”ዝግበር ዘሎ ሃገር ናይ ምብታን ኣጀንዳ ድልየትን ምንቅስቓስ እቲ ጉጅለ ራዕዲ’ምበር ንህዝብና ኣይገልፅን‘’-ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ

ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ዝሃቦ መግለፂ ዝግበር ዘሎ ሃገር ናይ ምብታን ኣጀንዳ ድልየትን ምንቅስቓስን እቲ ጉጅለ ራዕዲ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ’ምበር ንህዝብና ኣይገልፅን ኢሉ። ድልየት ህዝቢ... Read more »

ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት ካብ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ዝተውሃበ መግለፂ

 ”ፀሓይ ሕሶት እንትትጠልቕ መፃወዲያ ሽርሐኛታት ክብጠስ ኢዩ!!‘’  ኩሉ ግዘ ቅድሚ ምውግሑ ዓሚቕ ፀልማት ይኸውን። ኣብ ውሽጢ ስግግር ምሸትን ወጋሕታን ዘይሓለፈ ወለዶ የለን። ብርቱዕ ፀልማት ዋግዋጎ ወጋሕታ ዘብስር ስለዝኾነ፣ እቲ ምሸት መሲዩ እንተተረፈኸ?... Read more »

ዝኽሪ ብራዕዳዊ ህወሓት ዝተቐተሉ

ናይ ሃገርና ዓበይቲ ምድላዋት ዘተኣናግድ መስቀል ኣደባባይ ብደመና ዝተሸፈነ ወጋሕታ ኣብቲ ቦታ ፀሊም ካናቲራ ዝተኸደኑ፣ ኣብ ገፆም ሓዘን ዝንበብ፣ ዓይኖም ንብዓት ዝመልአ፣ ሰባት ፀሊም ካባ ዝተኸደኑ ተኣኪቦም ይራኣዩ።ብግፍዒ ህይወቶም ዝሰኣኑ ንሃገርን ንህዝብን... Read more »