ንኹሉ ሰዓራይ ዝገብር ብሕታዊ መንገዲ

 ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዓምዲ እዋናዊ ዛዕባና ትኹረት ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ምዕራፍ ዘተ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ትካላት ፌዴራልን ማሕበራትን ‘ዩ። ኣብዚ ኣጀንዳ ምትእኽኻብ ማሕበራት፣ ትካላትን፣ ውድባት ፖለቲካ፣ ፅዕንቶ ፈጠርቲን ማሕበረሰብ... Read more »

ምስ ተጋሩ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተገብረ ዘተ

ኣብዚ ሰሙን ዋና ተደራዳሪ ዝርርብ ሰላም ፕሪቶሪያ ዝነበሩን ነበር ፕረዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ሕዚ ድማ ኣማኻሪ ሚኒስትር ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ሚኒስትር መስኖን ከባቢታት ቆላማን ኣብርሃም በላይን... Read more »

 ‹‹ህዝቢ ትግራይ ተወሳኺ ዓውደ ኲናት ከይከውን መንእሰይ ትግራይ ነዚ ገበነኛ ኢንተርፕራይዝ ኣብ ምፍራስ ክሳተፍ ክኽእል ኣለዎ››  -ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ነበር ፕረዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ሐዚ ድማ ኣብ ጉዳይ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣማኻሪ ሚኒስትር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዘተኮረ ሰፊሕ ቃለ መሕትት... Read more »

ውድድር ኢትዮ-ከህሎት ንምሕዞ ቴክኖሎጂ

ትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ካብ መደበኛ ናይ ዕለት ዕለት ስራሕቲ ምቕራብ ሓበሬታቱ ብተወሳኺ ዝተፈላለዩ ፅሑፋትን መፃሕፍትን ምድላው ሓዊሱ ምስ ዝተፈላላዩ ቤት ዕዮታት ብምዃን ንሃገር ብዙሕ ረብሓ ዘለዎም ሃገርለኸ መደረኻት የዳልው ‘ዩ። ከምቲ ኩሉ... Read more »

ኣብ ኹሎም ዘፈራት ቴክኖሎጂ ምጥቃም ግድን’ዩ

ኣዲስ ኣበባ:-ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኹሎም ዘፈራት ቴክኖሎጂ ምጥቃም ግድን ከምዘድሊ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ “ቴክ ቶክ ሰለሞን” ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ከምዝተዛረብዎ፤ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ሚኢቲ ሚኢታዊ... Read more »

 ፅምብል መበል 116 ምስረታ ፖሊስ ኢትዮጵያ

ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት 26 ሚያዝያ 2017 ዓ.ም ንመበል 116 መዓልቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ፣ ‹‹እናዓበየት፣ እናተለወጠት ዘላ ሃገር›› ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሓዊሱ ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን... Read more »

 ፃውዒት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ካብ ሚያዝያ 17 ክሳብ 18/ 2017 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣካይዱ ‘ዩ። ኣብዚ ኣኼባ ፖለቲካዊ፣ ኢኮኖሚያዊ፣ ማሕበራዊን ዲፕሎማሲያዊን ጉዳያት ኢትዮጵያ ብዝርዝር ድሕሪ ምርኣይ... Read more »

 ዑደት ቬትናምን ዝተረኸበ ተሞክሮን

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ልዑኾምን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ሃገረ ቬትናም ዑደት ኣካይዶም’ዮም፡፡ኣብ ዑደቶም ዓለምለኸ መድረኽ ተሳቲፎመረ፣ ክልቴኣዊ ርክባት ዘጠናኽሩ ዑደታት’ውን ኣካይዶም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሃኖይ ቬትናም እናተሃነፀ ዝርከብ ዓብዪ ፕሮጀክት... Read more »

 ‹‹ኣብዚ ዓመት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብ8 ነጥቢ 4 ሚኢታዊ ክዓቢ ትፅቢት ይግበር››  – ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፣ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን

ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ናይ ናይ 2017 በጀት ዓመት ናይ 9 ኣዋርሕ ትልሚ ኣፈፃፅማ ብፍላይ ኣብ ማክሮ ኢኮኖሚን ካልኦት ቐንዲ ቀንዲ ጉዳያትን ትኹረት ብምግባር ከፋፊለን ዘቕረብኦ ሪፖርት ብሰፊሑ ነዚ ዝስዕብ... Read more »

ሃገራዊ ምኽክር ንዘላቂ ሰላምን ዝተረጋግዐት ሃገርን

ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት ኣብ ዝትፈላለዪ ከባቢታት እዛ ሃገር ንዝርኣዩ ጎንፅታትን ኩነታት ምስኣን ሰላምን ዘላቂ መፍትሒ ንምምፃእ ካብ ዝተሓሰበ ሜላታት ሓደ ሃገራዊ ምኽክር ‘ዩ። ብዛዕባ ፅንሰ ሓሳብ ምኽክር መሰረታዊ ባህርያት ካብ ዝብሃሉ ብሓፂሩ... Read more »