‹‹ካብ ዓወት ዓድዋ ሓድነትን ፅንዓት ቐዳሞት ኣቦታት ከንመሃር ይግባእ›› -ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን ስለሺ

በዓል መዓልቲ ዓወት ዓድዋ በቢ ዓመቱ ብድምቐት ካብ ዝኽበሩ ዓበይቲ ህዝባዊ በዓላት ሓደ ‘ዩ። ነዚ ኣመልኪትና ጋሻ ሒዝናልኩም ቐሪብና ኣለና። እዞም ጋሻ ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን ስለሺ ይባሃሉ። ብ1936ዓ.ም ኣብ ጎሬ ኢሉባቡር... Read more »

 ‹‹ምጥያሽ ስግግር መንግስቲ ህዝቢ ትግራይ ዝተማለአ ሰላም ንኽረክብ ዝሕግዝ ‘ዩ» ኣይተ ተሻለ ንጉሰ

ኣይተ ተሻለ ንጉሰ ሓላፊ ፖለቲካዊ ክፍሊ ትግራይ ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ (ትዴፓ) ’ዮም። ኣይተ ተሻለ ኣብ እዋን ደርጊ ኣንፃር ደርጊ ዝተቓለሱ ኮይኖም። ድሕሪ ውድቐት ደርጊ ‘ውን ኣካይዳ ስርዓት ኢህወዲግ ንህዝቢ ዝጠቕም ኣይኮነን፤ ብፍላይ ህወሓት... Read more »

‹‹መንእሰይ ትግራይ ሓታታይ ክኾን ይግባእ››- ኣይተ ናትናኤል ኣስመላሽ

መንእሰይ ናትናኤል ኣስመላሽ ኣብ ዝሓለፈ ኸልተ ዓመታት ኣብ መንጎ ፌደራል መንግስትን ህወሓትን ተፈጢሩ ዝነበረ ጎንፂ ኣንፃር ህወሓት ጠጠው ብምባል ዓብይ ተሳትፎ ገይሩ’ዩ፡፡ ብፍላይ ድማ ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ምንቃሕ ትኹረት ብምግባር ኣብ ሶሻል... Read more »

‹‹ብወገን መንግስቲ ፌደራል ዘሎ ናይ ሰላም ቁርፀኝነት ብጣዕሚ ዝድነቅ ‘ዩ›› -ወይዘሮ አበባ በርሀ

ናይ ሎሚ ዕድምቲ ጋሽና ወይዘሮ ኣበባ በርሀ ኣብ ነበር ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ መራሒት ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ብልጽግና ትግራይ ዝነበራን ሐዚ ድማ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ሓላፊት ቤት... Read more »

‹‹ህዝቢ ትግራይ ንሰላም ዘርእዮ ዘሎ ምንቕስቓስ ኣጣናኺሩ ክቕፅለሉ ኣለዎ››- ኮማንደር ገ/መስቀል ወልደሚካኤል

ኮማንደር ገብረመስቀል ወልደሚካኤል ኣብ 1956 ዓ.ም ኣብ ራያ ኣላማጣ ተወሊዶም ክሳብ 12 ክፍሊ ‘ውን ኣብ ከተማ ኣላማጣ ‘ዮም ተማሂሮም። ድሕሪ 12 ክፍሊ ምውደኦም ኣብ 1974 ዓ.ም ናብ ፖሊስ ሰራዊት ዝተፀመሩ እንትኾኑ ኣብ... Read more »

‹‹ንዳግመ ህንፀት ትግራይ ኩሉ ዝምልከቶ ኣካል ክተሓባበር ይግባእ›› – ሸኽ ሓሰን መሓመድኑርኣላህ

ሸኽ ሓሰን መሓመድኑርኣላህ ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ወረዳ ሳሕርቲ ከተማ ግጀት ዝተወለዱ እንትኾኑ፤ ካብ ቐዳማይ ክፍሊ ጀሚሮም ክሳብ 10ይ ክፍሊ ‘ውን ኣብ ከተማ ግጀት ‘ዮም ተማሂሮም፤ ሼክ ሓሰን ንብርክት ዝበሉ... Read more »

‹‹መንግስቲ ብዝተኽኣሎ መጠን ትማሊ’ውን ሎሚ’ውን ንሰላም ፃዕሪ ይገብር ኣሎ››-መምህር ተስፋይ ኣለማየሁ

መምህር ተስፋይ ኣለማየሁ ብ1952 ዓ.ም ኣብ ትግራይ ከባቢ መቐለ ኵሓ ከተማ ዝተወለዱ እንትኾኑ ዝዓበይሉን ካብ መባእታውን ክሳብ ካልኣይ ብርኪ ዝተማሃርሉን ኣብ ከተማ ዓዲ ግራትን ዓድዋን’ዩ፡፡ድሕሪ ካልኣይ ብርኪ ትምህርቲ ምውደኦም ብ1971 ዓ.ም ደርጊ... Read more »

‹‹ብኹናት ዝተሃሰየት ትግራይ መማረፂኣ ሰላም ጥራሕ ‘ዩ››- ኣይተ ግርማይ ገዛኸኝ

ኣይተ ግርማይ ገዛሀኝ ይባሃሉ፡፡ ተወሊዶም ዝዓበይሉ ኣብ ከባቢ ኢሮብ ‘ዩ፡፡ ቀዳማይን ካልኣይን ትምህርቶም ኣብ ዓሊተናን ዓድግራትን ዝተኸታተሉ እንትኾኑ ኣብ ቢሾፍቱ ድማ ብሕርሻ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ተመሪቖም ‘ዮም፡፡ ናብ ኣውሮፓ ብምኻድ ናይ መጀመርያ ዲግሪኦም... Read more »

“ትማሊ ካብ ዝሰኣናዮ ብላዕሊ ፅባሕ ዝህልወና ይበልፅ”- ኣይተ ከበደ ኣሰፋ

ናይ ሎሚ ጋሻና ኣይተ ከበደ ኣሰፋ ይብሃሉ።ኣብ ፖለቲካ ትግራይ ምንቅስቓስ ደለይቲ ለውጢ ካብዝሳተፉ ተጋሩ ሓደ ዝኾኑን ቅድም ክብል ኣብ ትግራይ ኣብ ነበር ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት መንገድን ትራንስፖርትን ከተማ መቐለ... Read more »

‹‹ፖለቲካዊ ጎንፂ ንጎኒ ገዲፍና ህዝብና ኣብ ምድሓን ክንረባረብ ይግባእ››- ኣይተ መሓመድ ብርሃን

– ኣይተ መሓመድ ብርሃን ኣይተ መሓመድ ብርሃን ይባሃሉ። ነባርነቶም ኣብ ሃገር ኣሜሪካ እንትኾን ተቓዋሚ ስርዓት ህወሓትን ደጋፊ ለውጥን ‘ዮም። ኣይተ መሓመድ ኣብ መንጎ ፌደራል መንግስትን ህወሓትን ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ፕሪቶርያ ዝተኻየደ ስምምዕነት... Read more »