“ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ እንትመፅኡ ዝነብሮም ሃንቀውታን ድልየትን ኣዝዩ ዝለዓለ ‘ዩ” – መምህር ዳኘው ኣይጠገብ

ናይ ሎሚ ጋሻና ዳይሬክተር ርክብ ህዝብን ኮሙኒኬሽን ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዝኾኑ መምህር ዳኘው ኣይጠገብ ‘ዮም። መምህር ዳኘው ኣይጠገብ ተወሊዶም ዝዓበይሉ ኣብ ዞባ ምብራቅ ከተማ ውቅሮ ከይኑ፤ ቀዳማይን ካልኣይን ብርኪ ትምህርቶም’ውን ብተመሳሳሊ... Read more »

‹‹ኣብ ትግራይ ለውጢ ክመፅእ ዝኽእል ነባር ኣሰራርሓ ብምቕያር ‘ዩ›› – ኣይተ ነጋሲ በየነ

ኣብ ዝሓለፉ ዉሑዳት ዓመታት ብዛዕባ ትግራይን ምምሕዳራን ፀገማት ኣለዉ ክስተኻኸሉ ኣለዎም ብምባል ቃልሲ ዘካይዱ ካብ ዝነበሩ ተወለድቲ ትግራይ ኣይተ ነጋሲ በየነ ሓደ ‘ዮም፡፡ ኣይተ ነጋሲ እቲ ዓብይ ጉዳይ ናይ ሰባት ምቕይያር የኾነይ... Read more »

 “ፀገማት ኣብ ጠረጴዛ ብናይ ሓሳብ ልዕልናን ሰላምዊ መገዲን ንምፍታሕ ትኹረት ተገይሩ ክስራሕ ክኽእል ኣለዎ” – ኣይተ መስፍን ደሳለኝ

ኣይተ መስፍን ደሳለኝ ኣብ ትግራይ ዲሞክራስያዊ ፓርቲ (ትዴፓ) ምክትል ኣቦ ወንበር እዮም። ቅድሚ ሕዚ’ውን ብዝተፈላልዩ ዛዕባታት ሓሳቦም እናካፈሉንና ዝመፅኡ ኮይኖም ኣብ ናይ ሎሚ ሕታምና’ውን ኣብ ወድዓዊ ፖለቲካዊ ኩነታት ትግራይ ኣድሂብና ዝገበርናዮ ቓለ... Read more »

 ‹‹ኩሉ ትግራዋይ ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ቖላሕታ ሂቡ ክሰርሕ ይግባእ›› – ሌተናል ጀነራል ዮሃንስ ገብረመስቀል

ሌተናል ጀነራል ዮሃንስ ገብረመስቀል ካብ 1968 ዓ.ም ጀሚሮም ናብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዝተፀመሩን ሙሉእ ሂወቶም ዳርጋ ክባሃል ዝከኣል ኣብ ሰራዊት መከላኸሊ ሃገር ዘሕለፉ ‘ዮም። ወታደራዊ ግቡኦም ብዝግባእ እናተዋፅኡ ዝመፁ እንትኾኑ ኣብ... Read more »

 ‹‹መንእሰይ መጥቀሚ ፖለቲከኛታት ክኸውን ኣይግባእን›› – ኣይተ ኪዳነማርያም ፀጋዬ

ኣብ ትግራይ ዝነበረ ውጥረት ዝሒሉ ናብ ንቡር ኣብ ምምላስ ከይዲ ይርከብ። እዚ ድማ ባህጊ ኹሉ ኢትዮጵያዊ ‘ዩ። እዚ ናብ ንቡር ናይ ምምላስ ከይዲ ድማ ኹሉ ንክሳተፍን ፀገም ህዝቢ ትግራይ ንክቐልል ብፍላይ ድማ... Read more »

‹‹ስራሕቲ መሊስኻ ምህናፅን ምጥያሽን ናይ ኹሉ ሓገዝ ዝሓቱ ‘ዮም›› -ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ

ኣብ ክፋል ሰሜን ኢትዮጵያ ልዕሊ ኽልተ ዓመት እናተኻየደ ዝነበረ ኹናት ብስምምዕነትን ሰላም ፕሪቶሪያ ጠጠው ኢሉ ኣሎ። ክልቲኦም ወገናት ኣብቲ ሰነድ ዝተስማዕምዕዎም ዓበይቲ ጉዳያት ንምፍፃም እናሰርሑ ፀኒሖም ‘ዮም። ካብዚኣቶም ድማ ብወገን ህወሓት ዕጥቂ... Read more »

 ‹‹ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሓቕነትን ግልፅነትን ዘለዎ ኣካይዳ ክኽተል ኣለዎ›› -ኣይተ ገብረፃድቕ ገብረመድህን

ኣይተ ገብረፃድቕ ገብረመድህን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ኣዋዳድባ ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ትግራይ ‘ዮም። ኣብ ሃገርና ለውጢ ንኽመፅእ ናይ በዓሎም ግደ ዝተፃወቱ ኮይኖም ኣብ ብልፅግና ፓርቲ ፖለቲካዊ ቕዋሞም እናንፀባረቑ ካብ ዝርከቡ ናይ ለውጢ... Read more »

‹‹ህዝቢ ትግራይ ዲሞክራሲያዊ፣ ህዝቢ ዘሳተፈን ቕቡል ዝኾነን ስርዓት የድልዮ››- ኣይተ መስፍን ደሳለኝ

ኣይተ መስፍን ደሳለኝ ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ደቡብ ከተማ ማይጨው ‘ዮም ተወሊዶም። ብቐዳማይ ዲግሪ ብኢንጅነሪንግ ዝተመረቑ ኮይኖም ቕድሚ ለውጢ ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ደቡብ ኣብ ማይጨው ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን፣ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ... Read more »

“ዘላቂ ሰላም ክመፅእ ዝኽእል ርክብ ህዝቢ ብምጥንኻርን ኣፈላላይ ብምፅባብን ‘ዩ”-ኣይተ ሙሉጌታ ሓድጉ

ናይ ሎሚ ጋሻና ኣይተ ሙሉጌታ ሓድጉ ይብሃሉ። ካብ ናይ ፎረም ተጋሩ ኢትዮጵያውያን ንዘላቂ ሰላም ኣባላት ስራሕ ፈፀምቲን መስረትን ካብ ዝኾኑ ሓደ እንትኾኑ ቅድም ክብል ኣብ ትግራይ ኣብ ዝነበረ ግዝያዊ ምምሕዳር ናይ ክልል... Read more »

‹‹እቲ ፀገም ክድገም የብሉን ዝተረኸበ ሰላም ክፀንዕ ኣለዎ›› – ወይዘሮ ልእልቲ ግደይ

ኣብ ዝሓለፈ ኽልተ ዓመታት ብፍላይ ድማ ንትግራይ ፅቡቕ ኣይነበረን። ብምኽንያት ኹናት ህዝቢ ትግራይ ኣብ ከቢድ ፀገም ኣትዩ ከምዝነበረ ዝዝከር ‘ዩ። እቲ ኹሉ ፀገማት ሓሊፉ ግና ኣብዚ ሐዚ እዋን ናይ ሰላም ሃዋህው ተሰሚዑ... Read more »