“በዚ ዘሎ ኣከያይዳ ኣብ ትግራይ ናይ ኢኮኖሚ ሕውየት ክመፅእ ‘ዩ ኢለ ኣይኣምንን” -ኣይተ ተመስገን ደመወዝ ናይ ኢኮኖሚ በዓል ሞያ

ትግራይ ቅድሚ እቲ ዂናት ‘ውን እዚ ዝብሃል ኢኮኖሚ ኣይነበራን ሐዚ ድማ ንክትገልፆ ናብ ዝኸበደን ዝኸፍአን ነገር ከይዱ ‘ዩ። ከምዝፍለጥ ፖለቲካን ኢኮኖሚን ናይ ሓንቲ ሳንቲም ክልተ ገፅ ‘ዮም፡፡ ብፖለቲካ ዘይተሓገዘን ኢኮኖሚን ቀፃልነት ኣይህልዎን፡፡... Read more »

‹‹ ህዝቢ ትግራይ ካብቲ ዝገጠሞ ፀገም ንምውፃእ ኣብዚ ሓዱሽ ዓመት ምትሕግጋዙ ብዝበለፀ ከጣናኽር ኣለዎ››-ሌተናል ጀነራል ዮሃንስ ገብረመስቀል

ሌተናል ጀነራል ዮሃንስ ገብረመስቀል ካብ 1968 ዓ.ም ጀሚሮም ናብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዝተፀመሩን ሙሉእ ህይወቶም ዳርጋ ክባሃል ዝከኣል ኣብ ሰራዊት መከላኸሊ ሃገር ዘሕለፉ ‘ዮም። ወታደራዊ ግቡኦም ብዝግባእ እናተዋፅኡ ዝመፁ እንትኾኑ ኣብ... Read more »

 ‹‹ግልጋሎት ጥዕና ትግራይ ናብ ንቡር ንምምላስ እናተሰርሐ ‘ዩ›› – ኣይተ ሙሉጌታ ተስፋይ

ኣይተ ሙልጌታ ተስፋይ ዳይሪክተር ርክብ ህዝብን መንግስትን ቢሮ ጥዕና ትግራይ ‘ዮም። ብምኽንያት ፖለቲካዊ ዘይምርድዳእ መንግስቲ ፌዴራልን ህወሓትን ስዒቡ ብዝተወለዐ ኩናት ኣብ ብዙሓትን ዝተፈላለዩን መሰረተ ትካላት ትግራይ ከቢድ ጉድኣት ከምዝበፅሐ ኩሉ ዝፈልጦ ጉዳይ... Read more »

 “ከም ዕምበባ ብሓዱሽ ተስፋታት ዓንቢብና ዝመፅእ ዓመት ብተስፋ እንቅበለሉ ባይታ ክንፈጥር ኣለና” -ጋዜጠኛ ሲሳይ በሪሁ

ናይ ሎሚ ጋሻና ጋዜጠኛን ናይ ስነልቦና በዓል ሞያን ዝኾኑ ኣይተ ሲሳይ በሪሁ እንትኾኑ፤ ኣይተ ሲሳይ ሐዚ ብሞያ ጋዜጠኝነትን ከምኡ ‘ውን ብውልቆም ናይ ስነልቦና ፅሑፋት ብምድላው ኣብ ምስራሕ ዝርከቡ ኮይኖም ቀዳማይ ድግሪኦም ብሳይሎጂ... Read more »

 ‹‹ኣብ ዘፈር ቱሪዝም በፃሕቲ ዓዲ መፂኦም ዑደት ዝገብርሉ ኩነታት ንምፍጣር ንሰርሕ ኣለና››  – ወይዘሮ ኢትዮጵያ ሕሉፍ

ንክልተ ዓመት ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበሩ ኩናት ስዒቡ ዝበፅሐ ጉድኣት ኣዝዩ ከቢድ ‘ዩ፡፡ ዝበፅሐ ሰብኣዊ ጉድኣት ከቢድ ‘ዩ፡፡ኢኮኖሚያዊ ጉድኣት ጥራሕ ‘ኳ እንተሪእና ኣዝዩ ከቢድ ጉድኣት በፂሕዋ ‘ዩ፡፡ ብንእሱ ካብ ከም እኒ በዓል... Read more »

 “ሓምላዋይ ዓሻራ ሂወት ሰባት ወይ እዛ ፕላኔት በቲ ዘለዋ ስሩዕ ዑደታ ንክትቕፅል ዝግበር ምንቕስቓስ ‘ዩ” –  ዶክተር መሓሪ ግርማይ

ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ እፀዋትን እንስሳትን ከምኡ’ውን ረቂቅ ተህዋሲያን ዝርከቡሎም ናይ ዝተፈላለዩ ስነ ምሕዳራት ዝርከበላ ሃገር ‘ያ። ፅንሰ ሓሳብ ስነ ምሕዳር ካብ እንግሊዝኛ ዝመፅአ ‘ዩ ይብሃል። እዚ ናይ ስነ ምሕዳር ፅንሰ ሓሳብ ብኣቆፃፅራ ፈረንጂ... Read more »

‹‹ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ልዕሊ 50ሽሕ ነበር ዕጡቓት ምስናዩ ንተግባራዊነት ስምምዕ ሰላም ልዑል ትርጉም ኣለዎ›› -ኣይተ መስፍን ደሳለኝ

ኣይተ መስፍን ደሳለኝ ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ደቡብ ከተማ ማይጨው ‘ዮም ተወሊዶም። ብቐዳማይ ዲግሪ ብኢንጅነሪንግ ዝተመረቑ ኮይኖም ቕድሚ ለውጢ ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ደቡብ ኣብ ማይጨው ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን፣ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ... Read more »

 ‹‹ኢትዮጵያ ናይ ምውሳን ነፃነታ ኣረጋጊፃ ርክብ ወፃኢ’ውን በዚ መገዲ እትሃንፅ ‘ያ ›› – ኣይተ ያሲን ኣሕመድ ባዕጋይ

ትካል ዲፕሎማሲ ህዝቢ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ገፅታ ኢትዮጵያ ብፅቡቕ ንክርአን ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ዲፕሎማሲያዊ መድረኽ ንክኽበር ዝሰርሕ’ዩ። ፖለቲካዊ ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖምውን ዝኣመሰሉ ረብሓ ኢትዮጵያ ንምሕላው ዝሟገትን ንዚ ዕላማ ሒዙ ዝጓዓዝ ትካል ‘ዩ። ናይዚ... Read more »

 ‹‹ፀገማት ህዝቢ ትግራይ ብምርዳእ ነቲ ክልል ዕብየት ምስራሕ ትፅቢት ይግበር ›› – ኣይተ ሚኪኤለ ገብረመድህን

ዝተፈላለየ መረዳእታ ከምዝሪእዎ ፣ ኣብ ዝተፈላላየ ትካላት ዘለዉ ኣመራርሓ ዝመርሕዎ ትካል ክሳብ 40 ሚኢታዊ ውፅኢታውነት ናይ ምዃን ዓቕሚ ኣለዎም ፤ እዚ ማለት ኣመራርሓ ኣብ ሓደ ኩነታት ዘለዎ ግደ ዓብይ ከምዝኾነ መርኣያ ‘ዩ፡፡... Read more »

‹‹ተጋሩ ኣብ ናይ ሓባር ረብሓና ብሓባር ንስራሕ›› – ኣይተ መሓመድ ብርሃን

ኣይተ መሓመድ ብርሃን ይባሃሉ፡፡ ነባርነቶም ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ እንትኾን ለውጢ ህዝቢ ትግራይ ካብ ዝደልዩ ኣካላት እቶም ሓደ ‘ዮም፡፡ እዚ ስዒቡ ድማ ግዝያዊ ምምሕዳር እዚ ዕድል ተጠቒሙ ፀገም ህዝቢ ትግራይ ከቃልል ‘ዩ ኢሎም... Read more »