‹‹በዓላት ኣደባባይ ናይቲ ማሕበረሰብ ባህላውን ሃይማኖታውን  ትሩፋት ብምድማቕ ግደኦም ብዙሕ‘ዩ ››  – መምህር ሚካኤል ግርማይ

ኣብ ወርሒ መስከረም ካብ ዝኽበሩ በዓላት ኣደባባይ በዓል መስቀልን ኢሬቻን ይጥቀሱ። በዓል መስቀል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብድምቀት ዝኽበር በዓል ‘ዩ። ኣብ ትግራይ ብፍላይ ድማ ኣብ ዓድግራትን ህዝቢ ብሄረስብ ኢሮብን በዓል መስቀል ካብ... Read more »

 “ኹሉ ወዲ ሰብ ሓደ ስለዝኾነ ብሰላምን ፍቕርን ተረዳዲኡ ክነብር ኣለዎ” – ኣባ ጥኡመ ልሳን ኪዳነማርያም

ናይ ሎሚ ጋሻና ሊቀ ልቃውንት ኣባ ጥዑመ ልሳን ኪዳነማርያም ናይ መንበረ መንግስት ግቢ ቅዱስ ገብርኤል ገዳም ዋና ኣመሓዳሪ ‘ዮም። ኣባ ጥዑመ ልሳን ኪዳነማርያም ዝተፈላለዩ መንፈሳዊ መፃሕፍቲ ብምፅሓፍ ዝፍለጡ ኮይኖም፤ ኣብ ትግራይ ዞባ... Read more »

 “ቱሪዝም ትግራይ ክዓቢ እንተኾይኑ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ክሳተፉ ክኽእሉ ኣለዎም” – መምህር ኣማኑኤል ኣብርሃ

በዓላት ኣዳባባይ ቱሪዝም ኣብ ምድንፋዕ ዘለዎም ግደ እንታይ ከምዝመስል ንምርኣይ፣ መጀመርታ ቱሪዝም እንታይ ‘ዩ ንዝብል ፅንሰ ሓሳብ ሕፅር ብዝበለ መልክዑ ምርኣይ ኣገዳሲ ‘ዩ፤ ቱሪዝም ደቒ ሰባት ንውልቃዊ ወይ ንንግዳዊ/ሞያዊ ዕላማታት ካብ ልሙድ... Read more »

 በዓል ኣሸንዳን መስቀልን ብመልክዕ ቱሪዝም ንሃገርና ምስ ዓለም ነላልየሉ ዓብይን መፍለይናን ባህልና ‘ዩ – መምህር መሰረት ኣለማየሁ፣ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣክሱም መምህር ቋንቋን ስነፅሑፍን

ኣብ ትግራይ ካብ ዝርከቡ ሃገር በቆል ዘይድህሰሱ ባህላውን ሃይማኖታውን ትሕዝቶ ካብ ዘለዎም ሓድግታትና ሓደ ኣሸንዳ/ዓይነ-ዋሪ/ ማርያ ‘ዩ:: ኣሸንዳ ኣብ መላእ ከባብታት ትግራይ በብዓመቱ ካብ ፍርቂ ነሓሰ ክሳብ መወዳእታ እቲ ወርሒ፤ ኣብ ገለ... Read more »

 “ሽፋን ደን ትግራይ ትማሊ ናብ ዝነበሮ ንምምላስ ከንረባረብ ይግባእ” -ኣይተ ተስፋይ ተክለሃይማኖት

ናይ ሎሚ ጋሻ ኣብ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፍጥሮን ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ደን ኣይተ ተስፋይ ተኸለሃይማኖት ምስ ጋዜጣ ወጋሕታ ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት ኣብዚ ዓመት ቢሮኦም ተሊሙ ዘዐወቶም ስራሕቲ፣ ፅባሕ ብብርኪ ሃገር ኣብ ሓደ መዓልቲ... Read more »

ውልቀን ከባቢን ፅሬት ብምሕላው ሕማም ሸሮኽ ከንከላኸል ይግባእ

ኣብ እዋን ክረምቲ ብሰንኪ ውሕጅን ካልኦት ምኽንያታትን ዝስተ ማይ ስለዝብከል ዝተፈላላዩ ሕማማት ይኽሰቱ ‘ዮም። ዝናብ ብብከላ ማይ ንዝፍጠሩ ሕማማት ዝዓበየ ዕድል ይፈጥር። ረሳሕ ማይ ፀራሪጉ ናብ ዝስተዩ ማይ ብምውሳድ ንእንሰትዮ ማይና ክብክሎ... Read more »

 ‹‹እቲ ምምሕያሽ ዓቕሚ ገንዘብ ዘዳኽም ኣይኮነን›› – ኣይተ በረከት ፍስሃፅዮን፣ዋና ስራሕ ፈፃሚ ክፍሊ ስራሕ ኢንቨስትመንት መንግስቲን ትልሚ ልምዓት ሚኒስቴር ልምዓትን ፕላንን

ኣብ ቀረባ ተግባራዊ ምግባር ዝተጀመረ ምምሕዳር ስርዓት ሸርፊ ወፃኢ ምምሕያሸ ብዙሓት መዘራረቢ ኣጀንዳ ኾይኑ ‘ዩ፡፡ መንግስቲ ዘካየዶ ሓፈሻዊ ናይ ማክሮ ኢኮኖሚ ምምሕያሽ ስዒቡ ናይ ወፃኢ ሸርፊ ምምሕዳር ስርዓት ምምሕያሽ ብወገን ብሄራዊ ባንኪ... Read more »

 “ኣብዚ ዓመት ኣብ ማይ መስተን መስኖን ብዝተሰርሐ ስራሕ ብዙሕ ሕብረተሰብ ተረባሒ ኮይኑ ‘ዩ” – ኣይተ ሞገስ ገብረ እግዚኣብሄር

ሎሚ ዓመት ኣብ ገጠር ጥራሕ ዝተሰርሐ መስተ ማይ እንተርኢና ናብ 5ሽሕን 019 ዝኾና ማእኸላይ ፅገና ኣካይድና ካብቲ ዝተኻየደ ፅገናታት ናብ 964 ሽሕን 331ዝኸዉን ሕብረተሰብ ተጠቃሚ ዝገብረ ኮይኑ ‘ዩ:: ካብዚ ድማ ናብ 496... Read more »

 ‹‹መናእሰይ ብስምዒት ተደፋፊኦም ብኤች ኣይ ቪ/ኤድስ ከይተሓዙ ወለዲ ደቖም ብግቡእ ክከታተሉን ክመኽሩን ይግባእ›› -ኣይተ ሃብታሙ ካሳ

ኣብ ናይ ሎሚ ጋዜጣ ወጋሕታ ሕታምና፣ ጋሻና ዝኾኑ ኣይተ ሃብታሙ ካሳ ይበሃሉ፤ ኣይተ ሃብታሙ ኣብ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ መራሒ ፈፃሚ ስራሕ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ኤች ኣይ ቪ/ኤድስ መተሓባበሪ ዴስክ ሓላፊ ‘ዮም። ከም ሃገር... Read more »

 “ህዝቢ ትግራይ ከባቢኡ ንምሕዋይ ካብ ምስራሕ ዝበኾረሉ እዋን የለን” -ኣይተ ተስፋይ ተክለሃይማኖት

ትማሊ ፅቡቅ ኣብ ስራሕቲ ምሕዋይ ከባቢ ዝነብርና ኢና ሎሚ ‘ውን ናብኡ ንክንምለስ ፅቡቅ ፃዕሪ እናገብና ንረከብ ኣለና። ነዚ ብዓብዩ ዝሰርሖ ዘሎ ድማ እቲ ህዝብና ‘ዩ ነቲ ህዝቢ ዘተሓባብር ዘሎ ‘ውን እቲ ታሕታዋይ... Read more »