‹‹ሕብረተሰብና ብሕማም ዓሶ ከይጥቓዕ ግቡእ ጥንቓቐ ክገብር ኣለዎ›› -ኣይተ ገብረመድህን ክንፉ ኣብ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ክኢላ ምቑፅፃርን ምክልኻልን ሕማም ዓሶ

ሕማም ዓሶ እንታይ ‘ዩ? ዝብል ብተወሰነ ደረጃ ንምርኣይ ዝኣክል፣ ሕማም ዓሶ ብምኽንያት ፅግዕተኛ ታህዋስያን ዝመፅእ ‘ዩ። ምልክታት እቲ ሕማም ወይ ዓሶ ድማ ረሃፅ፣ ሕማም ርእሲ፣ ምቑራር፣ ረስኒን ተምላስን ዝመሳሰሉ ‘ዮም፡፡ሓደ ሓደ ግዜ... Read more »

«መለለዪ መንነት ፋይዳ ዜጋታት ኣብ ኩሉ ቦታ ብነፃነት ንክንቀሳቀሱን ግልጋሎታት ንኽረኽቡን ዘኽእል ‘ዩ» – ኣይተ ኣቤኔዘር ፈለቀ (ኣብ ብሄራዊ መለለዪ መንነት ፕሮግራም ሓላፊ ርክብ ህዝብን ኮሙዩኒኬሽንን)

ኣገልግሎት መለለዪ መንነት መንነትካ ካብ ምግላፅ ብዝሓፈ ንብዙሓት ስራሕቲ መሳለጢ ካብ ዝኸውን ዘበናት ኣሕሊፉ ‘ዩ። ኣብ ኢትዮጵያ ‘ውን ቴከኖሎጂ ብምጥቃም ናይ ነባሪነት ዲጂታል መለለዪ መንነት ብዝተመጠነ ባዮሜትሪክን ዲሞግራፊክን ሓበሬታ ብምእካብ ሓደ ሰብ... Read more »

 “ስምምዕነት ምትሕብባር ናይል ፍትሓውን ተመጣጣኒን ዝኾነ ኣጠቓቅማ ሃፍቲ ማይ ንክህልው ዝገብር ‘ዩ”  – ፕሮፌሰር ብሩክ ሃይሉ በሻህ

ናይ ሎሚ ጋሻና ፕሮፌሰር ብሩክ ሃይለ በሻህ ነባር ዲፕሎማትን ምሁር ፖለቲካ ሳይንስን ኣብ ኣሜሪካ ኖርዝ ካሮላይን ኣብ ዝተፈላለዩ ዩኒቨርስቲታት ንነዊሕ ዓመታት ብመምህርነትን ተመራማሪነትን ዝሰርሑ ተወላዲ ኢትዮጵያዊ ‘ዮም። ፕሮፌሰር ብሩክ ኣብ ዛዕባ ስምምዕነት... Read more »

 “ቱሪዝም ውሽጢ ዓዲ ብግቡእ እንተተጠቂምናሉ እንዱስትሪ ቱሪዝም ንምዕባይ ዓብይ ግደ ኣለዎ” -ኣይተ ሃይላይ በየነ

ኣይተ ሃይላይ በየነ ናይ ሎሚ ጋሻ እዚ ዓምዲ ኮይኖም፤ ኣብ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ምኽትል ቢሮ ሓላፊ ‘ዮም። ኣይተ ሃይላይ ቕድሚ ሓዚ ኣብ ዩኒቨርስቲ ብሞያ ቱሪዝም ኣብ ምምሕዳርን ልምዓትን ቱሪዝም ይሰርሑ ዝነበሩን... Read more »

 ‹‹ኣብ ከተማና ከተማ ኣክሱም ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ተስፋ ዘለዎ ናይ ቱሪዝም ምንቕቃሕ እናተረኣየ ‘ዩ›› -ኣይተ ገብረመድህን ፍፁምብርሃን፣ ሓላፊ ባህልን ቱሪዝም ከተማ ኣክሱም

ኣክሱም ብርክት ዝበሉ ቕርስታት ሒዛ እትርከብ ጥንታዊት ከተማ ኮይና ማእኸል ቱሪዘም ‘ያ:: ጥንታውያን ሓወልትታት፣ ብናይ ኳዕቲ ኣርኬሎጂ ዝተረኸቡ ቕርስታትን ካልኦት ብርክት ብርክት ዝበሉ ሓድግታትን ዝርከቡ እንትኾኑ ናይታ ከተማ ናይ ጥንቲ ስልጣነኣ ዝገልፁ... Read more »

 ‹‹ብዓቕሚ ህዝብን ምምሕዳርን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ተስፋ ዝህቡ ስራሕቲ እናተሰርሑ ‘ዮም›› – ኣይተ ገብረመድህን ዮሃንስ፣ ከንቲባ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ

ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ትግራይ ብዝነበረ ኩናት ብርክት ዝበሉ መሰረተ ልምዓታት ጉድኣት በፂሕዎም ‘ዩ። እዚኦም መሊስኻ ናብ ዝነበርዎ ንምምላስን ግልጋሎት ንምጅማርን ከም ምፍራስ ምፅጋን ቀሊል ኣይኮነን። ኣብዝሓ ከተማታትን ገጠርን ትግራይ ዘለዉ መሰረተ... Read more »

 “ኣብ ኣጣቓቕማ መዓድን ዝነበሩ ክፍተታት ንምስትኽኻል ሕግን ደንብን ብምውፃእ እናተሰርሐ ይርከብ” – ኣይተ ፍስሃ ግርማይ

ኣብ ሃገርና ንመጋየፂ፣ ኢንዱስትሪ፣ ኮንስትራችሽን ዝውዕሉ ብርክት ዝበሉ ሃፍቲ መዓድናት ካብ ዝርከብዎን ክልላት ኢትዮጵያ ክልልትግራይ ሓንቲ ‘ያ። ኮይኑ ግና ዘመናዊ ዝኾነ ኣጠቓቅማ ስርዓት ብዘይ ምዝርግሑን ብፍላይ ድማ ንኸባቢ ክልተ ዓመታት እታ ክልል... Read more »

 “መስቀል ኣብ ዓለምና ዝዓበየን ዝኸበረን ከም ፃዕዳ ርግቢት ተምሳሌት ሰላምን ዕርቅን ‘ዩ” – መምህር ብርሃነሂወት ግርማይ

ሃገርና በዓልቲ ብዙሕ ሕብራዊ ሃይማኖታውን ባህላውን በዓላት ዝኽበረላ ‘ያ። ኣብዚ ወርሒ እኳ መለወጢ ዘመን ሓዱሽ ዓመት ሓዊሱ ብዙሓት ዓበይቲ በዓላት ዝተኸበሩላን ዝኸበሩላን ‘ያ። ፅባሕ ዝኽበር ሃይመኖታዊ በዓል መስቀል ሓዊሱ ባህላዊ በዓል ኢሬቻ... Read more »

 ‹‹በዓላት ኣደባባይ ናይቲ ማሕበረሰብ ባህላውን ሃይማኖታውን  ትሩፋት ብምድማቕ ግደኦም ብዙሕ‘ዩ ››  – መምህር ሚካኤል ግርማይ

ኣብ ወርሒ መስከረም ካብ ዝኽበሩ በዓላት ኣደባባይ በዓል መስቀልን ኢሬቻን ይጥቀሱ። በዓል መስቀል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብድምቀት ዝኽበር በዓል ‘ዩ። ኣብ ትግራይ ብፍላይ ድማ ኣብ ዓድግራትን ህዝቢ ብሄረስብ ኢሮብን በዓል መስቀል ካብ... Read more »

 “ኹሉ ወዲ ሰብ ሓደ ስለዝኾነ ብሰላምን ፍቕርን ተረዳዲኡ ክነብር ኣለዎ” – ኣባ ጥኡመ ልሳን ኪዳነማርያም

ናይ ሎሚ ጋሻና ሊቀ ልቃውንት ኣባ ጥዑመ ልሳን ኪዳነማርያም ናይ መንበረ መንግስት ግቢ ቅዱስ ገብርኤል ገዳም ዋና ኣመሓዳሪ ‘ዮም። ኣባ ጥዑመ ልሳን ኪዳነማርያም ዝተፈላለዩ መንፈሳዊ መፃሕፍቲ ብምፅሓፍ ዝፍለጡ ኮይኖም፤ ኣብ ትግራይ ዞባ... Read more »