
ኢትዮጵያ ዓብዪ ዓወት እናመዝገበት ካብ እትርከበሎም ዘፈራት እቲ ሓደ ሕርሻ ‘ዩ። ኣብቲ ዓውዲ ኣገደስቲ ናይ ፖሊሲ ሪፎርሙታት ብምትግባርን ስርሓቲ ለውጢ ብምግባርን ርኡይ ለውጢ ምምዝጋብ ተኻኢሉ ‘ዩ። ብፍላይ ድማ ኣብዝተኻየደ ናይ ስርናይ መካናይዜሽን... Read more »

ሕርሻ ትግራይ ብርክት ዝበሉ ሓደጋታትን ስጋአታትን ክምዘለዉዎ ግቡእ ጥንቃቀታት ንክግበርን በቢእዋኑ ቢሮ ሕረሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ንሕብረተሰብ እንዳገንዘበን እንዳንቀሐን ምምፅኡ ዝፍለጥ ‘ዩ። እዚ ኮይኑ ከም ቢሮ መላእ ህዝቢ ብምልዕዓልን ብዓርሰ ምትሕግጋዝን መንፈስ እቶም... Read more »

ስርዓት ፌደራል ንኹሎም ብሄር ብሄረሰባት ኣፍልጦ ብምሃብ፤ ኩሎም ዜጋታት ባህሎም፣ ቋንቍኦምን ከምኡ ‘ውን መግለፂ መንነቶም ዝኾኑ ንከማዕብሉ ዝፈጥር ማዓልቲ ‘ዩ። ንብሄራት ብሄረሰባት ማዕረ መሰል ተዋሂቡ ነቲ መዓልቲ ብሓባር ምኽባር ምኽኣል ባዕሉ ሓደ... Read more »

ቅርስታት ብተፈላላዩ ምኽንያታት ጉድኣት ይበፅሖም ‘ዩ:: ንሳቶም ድማ ብሙቐት፣ ዛሕሊ፣ ማይ፣ ኹናት ካልኦት ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ክኾን ይኽእል ‘ዩ:: ከምዚኦም ዝበሉ ኩነታት ኣብ ቅርስታት ምብስባስ፣ምሽርራፍ ዝመሳሰሉ ኩነታት ስለ ዘስዕቡ እቲ ቅርሲ ናይ... Read more »

ናይ ሎሚ ናይዚ ዓምዲ ጋሻና፤ ምክትል ከንቲባን ሓላፊ ዘፈር ቁጠባን ከተማ ውቕሮ ኮይኖም፤ ኣይተ ሓዱሽ ዝተወለዱ ኣብ ማእኸላይ ዞባ ኣብ ወረዳ ኣሕፈሮም ኮይኖም፤ ላዕላዋይ ብርኪ ትምህርቶም ድማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስቪል ሰርቪስ... Read more »

ሕማም ዓሶ እንታይ ‘ዩ? ዝብል ብተወሰነ ደረጃ ንምርኣይ ዝኣክል፣ ሕማም ዓሶ ብምኽንያት ፅግዕተኛ ታህዋስያን ዝመፅእ ‘ዩ። ምልክታት እቲ ሕማም ወይ ዓሶ ድማ ረሃፅ፣ ሕማም ርእሲ፣ ምቑራር፣ ረስኒን ተምላስን ዝመሳሰሉ ‘ዮም፡፡ሓደ ሓደ ግዜ... Read more »

ኣገልግሎት መለለዪ መንነት መንነትካ ካብ ምግላፅ ብዝሓፈ ንብዙሓት ስራሕቲ መሳለጢ ካብ ዝኸውን ዘበናት ኣሕሊፉ ‘ዩ። ኣብ ኢትዮጵያ ‘ውን ቴከኖሎጂ ብምጥቃም ናይ ነባሪነት ዲጂታል መለለዪ መንነት ብዝተመጠነ ባዮሜትሪክን ዲሞግራፊክን ሓበሬታ ብምእካብ ሓደ ሰብ... Read more »

ናይ ሎሚ ጋሻና ፕሮፌሰር ብሩክ ሃይለ በሻህ ነባር ዲፕሎማትን ምሁር ፖለቲካ ሳይንስን ኣብ ኣሜሪካ ኖርዝ ካሮላይን ኣብ ዝተፈላለዩ ዩኒቨርስቲታት ንነዊሕ ዓመታት ብመምህርነትን ተመራማሪነትን ዝሰርሑ ተወላዲ ኢትዮጵያዊ ‘ዮም። ፕሮፌሰር ብሩክ ኣብ ዛዕባ ስምምዕነት... Read more »

ኣይተ ሃይላይ በየነ ናይ ሎሚ ጋሻ እዚ ዓምዲ ኮይኖም፤ ኣብ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ምኽትል ቢሮ ሓላፊ ‘ዮም። ኣይተ ሃይላይ ቕድሚ ሓዚ ኣብ ዩኒቨርስቲ ብሞያ ቱሪዝም ኣብ ምምሕዳርን ልምዓትን ቱሪዝም ይሰርሑ ዝነበሩን... Read more »

ኣክሱም ብርክት ዝበሉ ቕርስታት ሒዛ እትርከብ ጥንታዊት ከተማ ኮይና ማእኸል ቱሪዘም ‘ያ:: ጥንታውያን ሓወልትታት፣ ብናይ ኳዕቲ ኣርኬሎጂ ዝተረኸቡ ቕርስታትን ካልኦት ብርክት ብርክት ዝበሉ ሓድግታትን ዝርከቡ እንትኾኑ ናይታ ከተማ ናይ ጥንቲ ስልጣነኣ ዝገልፁ... Read more »