‹‹ህወሓት ብህዝቢ ትግራይ ዝሽቕጥ ዝነበረ ውድብ ’ምበር ንህዝቢ ዘገልግል ኣይነበረን››መምህር መኮነን ዘለለው

መምህር መኮነን ዘለለው ነባር ተጋዳላይ ህወሓትን መስራቲ ትግራይ ዴሞክራስያዊ ፓርቲን (ትዴፓ) እዮም። ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ምዕራብ ወረዳ ወልቃይት ዝተወለዱ እንትኾኑ ዝዓበዩን ዝተማሃሩን ግና ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ እዩ። ካልኣይ ብርኪ ምስ... Read more »

‹‹ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ተጋሩ ብግልፂ ፀረ ትግራይ እዮም››ኣይተ ባርያጋብር ኣባይ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈጠረ ወድዓዊ ኩነታት ኣብ መናእሰይ ዝተፈጠረ ስእነት ስራሕን ተመዛበልቲ መናእሰይ ትግራይ መፃኢ ዕድል ንምስትኽኻል ምስ መንግስትን ዘይመንግስታውን ትካላት ብምዝርራብ ኣብ ምስራሕ ከምዝርከብ ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን... Read more »

‹‹ሰላምን ምርግጋዕን ክህሉ ተሳትፎ ህዝቢ ወሳኒ እዩ›› -ኢንጅነር ግደይ ዘርኣፅዮን

መኣርግ ገ/ሄር ኢንጅነር ግደይ ዘርኣፅዮን ይባሃሉ። ካብቶም መስረቲ ውድብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ሓደ እዮም። ካብ 1967 ክሳብ 1977 ዓ.ም ምስ ህወሓት ኮይኖም ዕጥቓዊ ቓልሲ ህዝቢ ትግራይ መሪሖም እዮም። ኮይኑ ግና... Read more »

‹‹ኹላትና ንሃገርና ነናይ ባዕልና ዓሻራ ክነዕርፍ ክንክእል ኣለና›› -ኣክቲቪስትን ጋዜጠኛን መሓመድ ኣልኣሩሲ

 ትርሓስ ፍቃዱ ኣብ ስዑድ ዓረብያ ከተማ መካ ተወሊዱ ዓብዩ። ናይ መጀመሪያ ዲግሪኡ ብቋንቋን ስነፅሑፍን ዝሓዘ እንትኸውን ኢትዮጵያውያን ወለዱ ገና ካብ ቑልዕነቱ ጀሚሮም ብዛዕባ እታ መዳሕንቶም ዝተቐበረትላ ሃገሮምን ህዝባን እናነገርዎን እናምሃርዎን እዮም ኣዕብዮሞ።... Read more »

ወጋሕታ ጋዜጣ

ወጋሕታ ጋዜጣ Read more »