‹‹ሃገራዊ ምርድዳእ እንተተፈጢሩ ፖለቲካ ንቲ ኢኮኖሚ ንክኽተል ዝግደደሉ ብርኪ ክበፅሕ እዩ ›› ኣይተ ብርሃነ መዋ ነበር ፕሬዝዳንት ቤት ምኽሪ ኢትዮጵያ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣይተ ብርሃነ መዋ ንዓሰርተ ሽድሽተ ዓመታት ናብረኦም ኣብ ኣሜሪካ ምስ ገበሩ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም እዮም:: ቐደማይ ብርኪ ትምህርቶም ኣብ ሃረር፣ ካልኣይ ብርኪ ትምህርቶም ደብረማርቆስ ከተማ ምስ ተምሃሩ ካብ ኢኒስቲትዩት ፖሊ... Read more »

‹‹ጠንካራን፣ሉኣላውነት ሃገርን ጥቕምን ብዘተኣማምን ኩነታት ዝሕሉ ሓይሊ ባሕሪ እዩ ክፈርስ ተገይሩ›› ኮሞዶር ዋለፃ ዋቻ

ታሪኽ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዝጅምር ቕድሚ 3ሺሕ ዓመታት ከምዝኾነ ዝተፈላለዩ ድርሳናት ይሕብሩ። ዋላ ከምዚ ይኹን ግና ሓይሊ ባሕሪ ብዘመናዊ መልክዕ ዝተመስረተ ብ 1948 ዓ.ም ብሃፀይ ሃይለ ስላሴ ዘመነ መንግስቲ እዩ። መጀመርያ ሕፁያት... Read more »

‹‹ኣተሓሳስባ ባዕዳዊ መግዛእቲ ዘለዎምንኢትዮጵያ ስኖም ይነኽሱላ ፤ካልኦት ድማ ከም ሞዴል ኣይተ እንዳለ ንጉሴይቖፅርዋ ››

ብቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ራዕዳዊ ተባሂሉ ዝተሰየመ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት ) ንምሕጋዝ ብምሕሳብ ኣብዚ ኸዚ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዘውፀአቶ ማዕቀብ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘለዋ ጥቕሚ ከምዘስእና ይዛረቡ። ኢትዮጵያ ከይሓዘት ብቀይሕ... Read more »

‹‹ቴክኖሎጂ ብምጥቃም ፍርያት ሕርሻ ከድንፍዕ እንተዘይተገይሩ ዋጋ ምግቢ ክቕንስ ኣይኽእልን›› ኣይተ ጌታቸው ፋንታዬ ኣማኻሪ ፋይናንስን ቢዝነስ

ኣይተ ጌታቸው ፋንታዬ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ዝተወለዱ እንትኾኑ ትምህርቶም ‘ውን ካብ ቐዳማይ ክሳብ 12 ኣብ ከተማ መቐለ እዮም ተማሂሮም። ብፋይናንስን ቢዝነስ ከምኡ ‘ውን ብፕሮጀክት ማናጅመንት ካልኣይ ዲግሪ ዝተማሃሩ እንትኾኑ ኣብዚ... Read more »

‹‹ደካማ ሰባት ድኽመቶም ዝፅግኑ ብሄር ወይከዓ ሃይማኖት ሽፋን ብምግባር እዩ ›› ሸኽ መሓመድ ሲራጅ

ኣብ ውሽጢ እስልምና ብልዑል ድምቀት ካብ ዝኽበሩ ኽልተ ዒዳት (ባዓላት) ኣለዉ እቲ ዓብይ ረመዳን ፆም ብምውዳእ ዝኽበር ዒድ ኣልፈጥር እንትኾን ፣ኻልኣይ ድሕሪ ኽልተ ወርሒ ስነ ስርዓት ሓጂ ስዒቡ ዝመፅእ ኢድ-ኣልኣዳሓ (ዓረፋ) ባዓል... Read more »

‹‹ግብፂ ግድብ ህዳሰ ንምስንኻል ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ብዓመፅ ዝንቐሳቐሱ ኣካላት እናደገፈት እያ ትርከብ›› ወይዘሮ መካ ኣደም

ወይዘሮ መካ ኣደም ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ሑመራ ተወሊዳ። ወለዳ ብህፃና ናብ ሱዳን ሒዞማ ስለዝኸዱ ኣብ ሃገረ ሱዳን እያ ዓብያ። ከምኡ ‘ውን ትምህርታ ክሳብ ቐዳማይ ዲግሪ ኣብ ሱዳን ዝወደአት እንትትኸውን ካልኣይ ድግሪ... Read more »

‹‹ነቲ መረፃ ንምትዕንቓፍ ድልየት ዘለዎም ኣካላት እንተሃለዉ ‘ ውን ኣይሳኸዐሎምን›› ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው

ኢትዮጵያ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ጉንበት ሃገራዊ መረፃ ንምግባር ኣብ ምድላው ትርከብ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ትኹረት ዝሃቦ፣ብዙሕ ቖራፅነት ዘርኣየሉ ህዝብን ሓይልታት ፖለቲካን ብሃንቀውታ ዝፅበይዎ ወሳኒ ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ኣዘራራቢ ኾይኑ ኣሎ።ብፍላይ ድማ ኣብ ሓደ... Read more »

‹‹ሕዚ ዝኒሀ ወለዶ ካብ ‹መዓልቲ ዓወት› ሓድነትን ፅንዓትን ቐዳሞት ወለዱ ክወርስ ይግባእ›› ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን ስለሺ

በዓል መዓልቲ ዓወት በቢ ዓመቱ ብድምቐት ካብ ዝኽበሩ ህዝባዊ በዓላት ሓደ እዩ። ነዚ ኣመልኪትና ጋሻ ሒዝናልኩም ቐሪብና ኣለና። ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን ስለሺ ይባሃሉ። ብ1936ዓ.ም ኣብ ጎሬ ኢሉባቡር ተወሊዶም። ሐዚ ፕሬዚደንት ማሕበር... Read more »

‹‹ናይ ሰላም ሙሩኽ ምዃን ጅግና ምዃን እዩ›› ሌተናል ጀነራል ዮውሃንስ ገብረመስቀል

ሌተናል ጀነራል ዮሃንስ ገብረመስቀል ካብ 1968 ዓ.ም ጀሚሮም ናብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዝተፀመሩን ሙሉእ ሂወቶም ዳርጋ ክባሃል ዝከኣል ኣብ መከላኸሊ ሃገር ዘሕለፉ እዮም። ወታደራዊ ጉቡኦም ብዝግባእ እናተዋፅኡ ዝመፁ እንትኾን ኣብ ሕቡራት... Read more »

‹‹ግድብና ኣብ ዓለም ካብ ዘለዉ ግድባት ዝያዳ መፅናዕቲ ዝተገበረሉ ኾይኑ ረኺበዮ ›› ኢንጂነር ጌዲዮን ኣስፋው ኣብ ጉዳይ ህዳሰ ግድብ ኣማኻርን ተደራዳሪን

ትርሓስ ፍቃዱ ኻልኣይ ዙር ምልኢት ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዲፕሎማሲ ዘምፅኦ ፅዕንቶ ይህሉዶ ይኸውን?እስካዕ መኣዝ እያኸ ግብፂ ንኢትዮጵያ ብፅዕንቶ ሕጊ ጠፍኒጋ ንምእሳር እትናፍቕ?ዝብሉን ካልኦት ሕቶታትን፤ብኣማኻሪ ሚኒስቴር ማይን መስኖን ኢነርጂን ኣብ ዙሪያ ግድብ... Read more »