‹‹ቀዳሞት ወለድና ኣብ ዓድዋ ዝፈፀምዎ ጅግንነት ንመላእ ፀለምቲ ህዝቢታት ዓብዪ ትምህርቲ ‘ዩ››  – ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን ስለሺ

በዓል መዓልቲ ዓወት ዓድዋ በቢ ዓመቱ ብድምቐት ካብ ዝኽበሩ ዓበይቲ ሃገራዊ በዓላት ሓደ ‘ዩ። ነዚ ኣመልኪትና ጋሻ ሒዝናልኩም ቐሪብና ኣለና። እዞም ጋሻ ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን ስለሺ ይባሃሉ። ብ1936ዓ.ም ኣብ ጎሬ ኢሉባቡር... Read more »

‹‹ኣብ ትግራይ ዘሎ ሕፅረት ዝስተ ማይ ንምፍታሕ ሓገዝ ብዙሓት ኣካላት ዘድልዮ ‘ዩ›› – ኣይተ ሞጎስ ገብረእግዚኣብሄር

ማይ ንወዲሰብ ይኹን ካልኦት ሂወታውያን ንኽነብሩ መሰረታዊ ካብ ዝበሃሉ ሃፍቲ ተፈጥሮ እቲ ሓደ ‘ዩ:: ብዘይ ማይ ዝኾነ ዓይነት ሂወት ዘለዎ ፍጡር ክነርብ ዝኽእል ኣይኮነን፤ ናይ ልምዓት ምንቕስቓሳት ክተሳልጥ እንተደሊኻ ‘ውን ብዘይ ማይ... Read more »

 ‹‹ንረብሓ ዉስናት ሰባት ክበሃል ትግራዋይ ሂወቱ ክኸፍል የብሉን›› – ኣይተ ሚኪ ተስፋይ

ሰላም ንወድሰብ ዕቤት መሰረታዊ ‘ዩ፤ ብዘይ ሰላም ልምዓት ይኹን ዕቤት የለን፤ ሰላም ተዘይሃልዩ ብሂወት ናይ ምንባር ዕድል ‘ውን ዘይክህሉ ይኽእል ‘ዩ:: ወዲሰብ ሰሪሑ መነባብርኡ ክቕይርን ክዓብን እንተኾይኑ ግድን ሰላም ክህሉ ኣለዎ:: ልዕሊ... Read more »

 ‹‹ፋይዳ መለለዪ መንነት ንኻልኦት መለለዪ መንነታት ዝትክእ ኣይኮነን›› – ኣይተ ዮዳሄ ኣርኣያሥላሴ ዋና መተሓባበሪ ብሄራዊ መለለዪ መንነት ፋይዳ

ዓለምና ብዝተፈላላየ ኸይዲ ዕብየት ውሽጢ እናተጓዓዘት ፀኒሓ ‘ያ። ግብርና ናይ መጀመሪያ ሥልጣነ ደቂሰባት ዘምፅአ እንትኾን ብግድኡ ዝሐሸ ካፒታልን ዝሰለጠነ ሓይሊ ሰብ ዝጠልብ ድማ ዘፈር ኢንዱስትሪ ነቲ ቦታ ተረኪቡ ‘ዩ። ዘፈር ኢንዱስትሪ ንብዙሓት... Read more »

‹‹ኣብ ትግራይ ናይ ውጥረት ኣጀንዳ ንክፍጠር ዝገብሩ ሰለስተ ኣካላት ኣለው›› – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

ሚኒስትር መስኖን ከባቢታት ቆላን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምስ ኢቲቪ ትግርኛ ኣብ ዝነበሮም ፃኒሒት ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ብፍላይ ኣብ አፈፃፅማ ስምምዕነት ፕሪቶርያ ዘሎ ኩነታትን ምዕባለታትን ኣድሂቦም ዘልዐልዎም ሓሳባት ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ሰናይ ንባብ።... Read more »

‹‹ዘይሕጋዊ ዕደና ወርቂ ንምክልኻል እናተሰርሐ ዘሎ ስራሕ ውፅኢት እናምፀአ ‘ዩ›› ኣይተ ፍስሃ ግርማይ

ክልል ትግራይ ብናይ ተፈጥሮ ማዕድናት ሃብታም ምዃና መፅናዕትታት ይሕብሩ። ቅድሚ ኹናት ብርክት ዝበላ ናይ ውሽጥን ናይ ወፃእን ኩባንያታት ኣብ ክልል ትግራይ ዳህሳስ የካይዳን ምፍራይ ዝጀመራን ከም ዝነበራ ሓበሬታታት ይገልፁ። ባህላዊ ምእራይ ወይ... Read more »

 ‹‹ንስራሕ ዕድል ፈጠራ መንእሰይ ፋይናንስ የድሊ ‘ዩ›› – ኣይተ ገብረመድህን ሓጎስ ሓላፊ ቢሮ ቴክኒክ ሞያን ስራሕ ዕድል ፈጠራ ትግራይ

ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ትግራይ መንእሰይ ባዕሉን ቤተሰቡን ዝቕይረሉ ዕድላት ስራሕ ተዓፅዮም ፀኒሖም ‘ዮም። ብሰንኪ ኹናት ቀፂሉ ድማ ብዝነበረ ዘይተረጋገዐ ፖለቲካዊ ምሕደራ ምኽንያት ብሰንኪ ስእነት ስራሕ መንእሰይ ስደት መማረፂ ብምግባር እናተበታተነ ይርከብ... Read more »

‹‹ጉዳይ ኣፍደገ ባሕሪ ብሰላማዊን ዲፕሎማሲያዊን ስለዝኸይድ ክሳኻዕ ‘ዩ›› – ኣረጋዊ በርሀ (ዶ/ር) ዋና ዳይሬክተር መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ግድብ ህዳሰ

ካብ ታሪኽ ምጅማር ምስረታ ህወሓት ጀሚሩ ዓብይ ምንቅስቃስ ፖለቲካ ኣለዎም፡፡ “የህዝባዊ ወያኔ ሓርነት ትግራይ ፖለቲካዊ ታሪክ ከ1967 እስከ 1983 ዓ.ም” ዝብል መፅሓፍ ንኣንባብቲ ኣቅሪቦም ‘ዮም፡ ፡ ነበር ተጋዳላይ ህወሓትን ናይ ሐዚ ዋና... Read more »

 ‹‹ኣብ ክልልና ዘሎ ሕፅረት ቐረብ ሙሩፅ ዘርኢ ክሳብ ሕዚ ዝተቐረፈ ጉዳይ ኣይኮነን››   -ኣይተ ሃይለ ታደለ

ሕርሻ ዓንዲ ሑቐ ህዝብና ከም ምዃኑ መጠን መንግስቲ ዓብዪ ትኹረት ካብዝሃቦም ዘፈራት ሓደ ‘ዩ፡፡ ኣብ ሃገርና መብዛሕትኡ ንጥፈታት ሕርሻ ኣብ ክረምቲ ጥራሕ ዝካየድ ‘ዩ፡፡ ኮይኑ ግና እዚ ብናይ ክረምቲ ማይ ጥራሕ ተፀቢኻ... Read more »

 ‹‹ባንክታት ኢትዮጵያ ካፒታለን ብምዕባይ ዝሓሸ ቴክኖሎጂ ዝሓሸ ሓይሊ ሰብ ኣፍርየን ተወዳደርቲ ክኾና ይግባእ ›› – ኣይተ ጎይቶኦም ደሳለኝ

ዘፈር ባንኪ ንወፃኢ ኢንቨስትመንት ክፍቲ ኾይኑ ሓደሽቲ ቴክኖሎጂ ዘለዎም ባንክታት ናብ ውሽጢ ሃገር ንክኣትው ዘኽእል ረቂቅ ኣዋጅ ቤት ምኽሪ ፣ ኣዋጅ ቁፅሪ 1360/2017 ኾይኑ ብሰለስተ ተቃውሞን ብኣብዝሓ ድምፂ ከምዝፅደቐ ይዝከር። እቲ ኣዋጅ፤... Read more »