
ኣይተ ሓጎስ ወልደኺዳን ማኔጅግ ዳይሬክተር ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳን እንትኾኑ ኣብ ብልፅግና ትግራይ ድማ ኣባል ኣተሓባባሪ ኮሚቴ ብልፅግና ትግራይ ብምዃን እናሰርሑ ይርከቡ። ኣይተ ሓጎስ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ምስ ጋዜጣ ወጋሕታ ዝገበርዎ... Read more »

‘ – ሸኽ ሓሰን መሓመድኑርኣላህ ሸኽ ሓሰን መሓመድኑርኣላህ ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ወረዳ ሳሕርቲ ከተማ ግጀት ዝተወለዱ እንትኾኑ፤ ከብ ቐዳማይ ክፍሊ ጀሚሮም ክሳብ 10ይ ክፍሊ ‘ውን ኣብ ከተማ ግጀት ‘ዮም... Read more »

ኢንስፔክተር ዓወት ኣብርሃ ይባሃሉ፤ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ዝተወዱ እንትኾኑ ካብ ቐዳማይ ብርኪ ክሳብ ካልኣይ ብርኪ ኣብ ቤት ትምህርቲ ሃፃይ ዮሃንስ መቐለ ‘ዮም ተማሂሮም። ካልኣይ ብርኪ ትምህርቲ ምስ ወድኡ ብኤሌክትሮ መካኒካል ኢንጅነሪንግ... Read more »

‹‹ራዕዳዊ ህወሓት መሰረተ ልምዓት ምፍራሱ ክንደየናይ ዝኣክል ክፉእ ምዃኑ ዘርኢ እንትኾን ንዓና ግና ፍልፍል ጥንካረና ኮይኑና ‘ዩ›› – ዶክተር ሳሙኤል ክፍሌ
መኣርግ ገ/ሄር ራዕዳዊ ህወሓት ኩናት ከፊቱ ሃገሩ ናብ ፀገም ብምእታው ብፍላይ ኣብ መሰረተ ልምዓት ኮነ ኢሉ ዕንወት ፈፂሙ ‘ዩ። ብብዙሕ ድኻም ዝተሃነፁ፣ ብሃፍቲ ሃገር ዝተሃነፁ ትካላት ከም ዘይነበሩ ገይሩ ‘ዩ። ብፍላይ ፅባሕ... Read more »

ኮሎኔል ፍስሃ ገብረመድህን ብሳጓ ሽሞም (ወዲ- ጣውላ) እናተባህሉ ይፍለጡ። ኮሎኔል ፍስሃ ኣብ ክልል ትግራይ ማእኸላይ ዞባ ወረዳ ዓዲ ኣሕፈሮም ዝተወለዱ እንትኾኑ ዕድሜኦም ንውትድርና ምስ በፅሐ ካብ ገድሊ ህወሓት ጀሚሮም ክሳብ ኣባል ሰራዊት... Read more »

ኣይተ ሰለሞን ወልደገሪማ ይበሃል፤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያን ስሩዕ ሚዲያታትን ብዛዕባ መሰልን ግቡእን መናእሰይ ተጋሩ ንጡፍ ተሳትፎ ብምግባር ይፍለጥ፤እዚ መንእሰይ ምፍላይ ድሕሪ ለውጢ ብሰንኪ ራዕዳዊ ጉጅለ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይን ኢትዮጵያን ዝበፅሑ ግፍዕታት... Read more »

ኣይተ ሓጎስ ግደይ ትውልዶም ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ሕንጣሎ ፍሉይ ሽሙ ዓዲ ጉዶም ኣብ ዝባሃል ኸባቢ’ዩ።ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዲላ ብምምሕዳርን ህዝቢን ዲቨሎፕመንት ማኔጅመንትን ትምህርቲ ናይ መጀመርያ ዲግሪ ረኺቦም ‘ዮም፡፡ ኣባል ትግራይ ዲሞክራሲ ፓርቲ... Read more »

ኣይተ ግርማይ ሃደራ ነባር ተጋዳላይ ፓርቲ ኢድዩን ፖለቲከኛን ‘ዮም። ኣብ ዘመነ ደርጊ ዝነበረ ስርዓት ጨቋኒ ስለ ዝነበረ ኣባል ኢድዩ ኮይኖም ንነዊሕ እዋን ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ተሳቲፎም ‘ዮም። ኣይተ ግርማይ ድሕሪ ምውዳቕ ደርጊ... Read more »
ኮማንደር ገብረመስቀል ወልደሚካኤል ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ደጉዓ ተንቤን ከተማ ሃገረሰላም ነበር ሓላፊ ፀጥታን ምልሻን ‘ዮም። ኣብ 1956ዓ.ም ኣብ ራያ ኣላማጣ ዝተወለዱ እንትኾኑ ክሳብ 12 ክፍሊ ‘ውን ኣብ ከተማ ኣላማጣ... Read more »

ኢንጅነር ግደይ ዘርኣፅዮን ካብቶም መስረቲ ውድብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ሓደ ‘ዮም። ካብ 1967 ክሳብ 1977 ዓ.ም ምስ ህወሓት ኮይኖም ዕጥቓዊ ቓልሲ ህዝቢ ትግራይ መሪሖም ‘ዮም። ኮይኑ ግና ኣብ ከይዲ ናይ... Read more »