‹‹ ናብዚ ከቢድ ፀገም እዚ ዘብፀሐ 24 ጥቕምቲ ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝተኻየደ መጥቓዓቲ ‘ዩ›› ኣይተ ገብረፃድቕ ገብረመድህን

ኣይተ ገብረፃዲቕ ገብረመድህን ሓላፊ ዘፈር ኣዋዳድባ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ‘ዮም። ቕድሚ ለውጢ ማእኸላይ ኣመራርሓ ህወሓት ብምዃን ዝሰርሑ እንትኾኑ ኣብ ከይዲ ህወሓት ዝኽተሎ ዝነበረ ኣካይዳ ስለ ዘይኣመንሉ ብድሌቶም ገዲፎሞ ብምውፃእ ንስርዓት ራዕዳዊ ህወሓት... Read more »

‹‹ ህወሓት ኢትዮጵያዊ ‘ውን ትግራዋይ ‘ውን ኣይኮነን ››- ኣይተ ባርያጋብር ኣባይ

ኣብ ሃገርና ኣብዚ ሓድሽ ዓመት ሓድሽ መንግስቲ ከምዝተመስረተ እዚ ድማ ንሃገርና ሓድሽ ምዕራፍ ከምዝፈጠረ ዝፍለጥ ‘ዩ፡፡ እዚ ስዒቡ ብብርኪ ሚኒስትራትን ኣመሓደርቲ ክልላትን ሓላፍነት ተረኪቦም ‘ዮም፡፡ እዚ ዕድል ክልል ትግራይ ንክትረክብን ንመፃኢ እንታይ... Read more »

‹‹መንግስቲ ፀገም መነባብሮ ህዝቢ ንምፍታሕ ተሪር ስጉምቲ ክውሰድ ይግበኦ›› – ኣይተ ተሻለ ንጉሰ

ኣይተ ተሻለ ንጉሰ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ትግራይ ዲሞክራቲክ ፓርቲ (ትዴፓ) ‘ዮም። ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ተወሊዶም ኣብ ዓድዋ ዝዓበዩ እንትኾኑ ካብ ቐዳማይ ክሳብ 12 ክፍሊ ‘ውን ኣብ ዓድዋ ቤት ትምህርቲ ንግስተ ሳባ... Read more »

‹‹ህዝቢ ትግራይ ንሃገር ‘ምበር ንረብሓ ሓደ ፓርቲ ኢሉ መስዋእቲ ክኸፍል የብሉን››-ወይዘሪት ገነት መብራህቱ

ወይዘሪት ገነት መብራህቱ ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፣ ኣብ ከተማ መቐለ ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ዘፈር ኢኮኖሚ ምምሕዳር ከተማ መቐለ እያ ነይራ፡፡ኣብ ከተማ መቐለ ዝተወለደት እንትትኾን ካብ ቐዳማይ ብርኪ ክሳብ ካልኣይ ብርኪ ኣብ... Read more »

‹‹እዚ ሓዱሽ መንግስቲ ነቲ ኲናት ኣብ ዝሓፀረ ግዘ ወዲኡ ሃገርና ናብ ሰላማ ክመልሳ ተስፋ ይገብር›› – ወይዘሪት ገነት መብራህቱ

ኣዲስ ኣበባ፡- ‹እዚ ሓዱሽ መንግስቲ ንቲ ኲናት ኣብ ዝሓፀረ ግዘ ወዲኡ ሃገርና ናብ ሰላማ ክመልሳ ተስፋ ይገብር ክትብል ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ነበር ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ዘፈር ኢኮኖሚ ምምሕዳር ከተማ መቐለ... Read more »

‹‹እቲ ዋና መንቀሊ ፀገም ራዕዳዊ ህወሓት ‘ዩ››-ኣይተ ጌታቸው ንጉሰ

ኣይተ ጌታቸው ንጉሰ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ እንትኾን ፣ ሓላፊ ሚዲያን ርክብ ህዝብን ብልፅግና ትግራይ ‘ዩ። ቕድሚ ኣዋርሕ ህዝቢ ትግራይ ንምግልጋል ምስ ጊዚያዊ ምምሕዳር ብምዃን ናብ ክልል ትግራይ ብምኻድ ህዝቡ እናገልገለ... Read more »

‹‹ራዕዳዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ጎረባብቲ ክልላት ዝፍፅሞ ዘሎ ግፍዕታት መግለፂ ባህሪኡ እዩ›› – ኣይተ በረከት ኣባዲ

ኣይተ በረከት ኣባዲ ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፤ ኣብ ከተማ መቐለ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ክፍለ ከተማ ዓይደር እዮም።ኣብ ከተማ መቐለ ዝተወለዱ እንትኾኑ ካብ ቐዳማይ ክፍሊ ክሳብ 12 ክፍሊ ‘ውን ኣብ... Read more »

‹‹ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ንምፍጣር እትገብሮ ዘላ ሙከራ ንህዝቢ ትግራይ ሓልያ እንተይኮነስ ንባዕላ ረብሓ እዩ›› – ኣይተ ገብረፃድቕ ገብረመድህን

 ኣይተ ገብረፃዲቕ ገብረመድህን ሓላፊ ዘፈር ኣዋዳድባ ብልፅግና ትግራይ እዮም። ማእኻላይ ኣመራርሓ ህወሓት ብምዃን ዝሰርሑ እንትኾኑ ህወሓት ዝኽተሎ ኣካይዳ ስለ ዘይኣመንሉ ብድሌቶም ገዲፎሞ ብምውፃእ እናተቓወሙ ይርከቡ። ኣብ ከይዲ ለውጢ ምስ መፀ ድማ ናብ... Read more »

‹‹ህዝቢ ትግራይ ከም ህዝቢ ክቕፅል ድዩ ኣይቕፅልን ንዓይ ሕቶ እዩ››-ኣይተ ሊላይ ሃይለማሪያም

  ኣይተ ሊላይ ሃይለማሪያም ረዳ ተወሊዶም ዝዓበይሉ ካብ ከተማ ጂንካ ውፅእ ኢላ ትርክብ ገጠር እንትኸውን ካብ ቐዳማይ እስካዕ ሻምናይ ክፍሊ ኣብ ጂንካ ዝተምሃሩ እንትኸውን ታሽዓይን ዓስራይን ኣብ ሆሳእና ቤት ትምህርቲ ልጅ ኣበበ፣... Read more »

‹‹ናህሪ ዋጋ ንምቕናስ ፅቡቕ ምሕደራ ብምዝርጋሕ መሰረታዊ ሸቐጣት በቢጣብይኡ ክቐርብ ኣለዎ›› -ፕሮፌሰር ኣለማየሁ ገዳ

ፕሮፌሰር ኣለማየሁ ገዳ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክፍሊ ትምህርቲ ኢኮኖሚክስ መምህር እዮም። ንብርክት ዝበሉ ዓመታት ዘምሃሩን ሕዚ ‘ውን ኣብ ምምሃር ዝርከቡ እዮም። ፕሮፌሰር ኣለማየሁ ብዛዕባ ምስ ኢኮኖሚ ዝተተሓሓዙ ነገራት ፅንዓትን ምርምርን... Read more »