“ተጋሩ ፈለማ ኣብ ውሽጢ ትግራይ ዘሎ ፀላኢ ንቃለስ” -ኣይተ ናትናኤል ኣስመላሽ

ኣብ ሓደ ማህበረሰብ ዝግበር ፅዕንቶ ትኽከል ኣይኮነን ብምባል ብዋናነት ክቃወም ዝኽእል ናይቲ ማህበረሰብ ኣካል ዝኾነ ‘ዩ። እንተተኻኢሉ ብሰላማዊ መገዲ ተዘይኾይኑ ብሓይሊ መሰል ህዝቢ ክኽበር ምግባር ግቡእ ‘ዩ።ኣብ ኢትዮጵያ ለውጢ ንክመፅእ ድማ ዝዓበየ... Read more »

‘’ህዝቢ ትግራይ መሰረታዊ ረብሕኡ ክረጋገፅ ዝኽእል ብሰላም ‘ምበር ብኹናት ኣይኮነን’’ – ኮሎኔል ፍስሃ ገብረመድህን

ኮሎኔል ፍስሃ ገብረመድህን ብሳጓ ሽሞም (ወዲ- ጣውላ) እናተባህሉ ይፍለጡ። ኮሎኔል ፍስሃ ኣብ ክልል ትግራይ ማእኸላይ ዞባ ወረዳ ዓዲ ኣሕፈሮም ዝተወለዱ እንትኾኑ ዕድሜኦም ንውትድርና ምስ በፅሐ ካብ ገድሊ ህወሓት ጀሚሮም ክሳብ ኣባል ሰራዊት... Read more »

‹‹ስርዓት ህወሓት ብዛዕባ መንእሰይ ይኹን ህዝቢ ትግራይ ዝሓስብ ኣይኮነን›› – ኣይተ ሓዱሽ ዓፈራ

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝበፅሕ ፀገም ኣይንቕበልን ወይ ከዓ ኣከያይድኡ ትኽክል ኣይኮነን ብምባል ዝተፈላለዩ ዉድባት ብምፍጣር ቃልሲ እናካየዱ ዘለዉ መናእሰይ ትግራይ ዉሑዳት ኣይኮኑን። ዝሓሰብዎ ዕላማ ኣብ ሽትኡ ይውዓል ኣይውዓል ብዘየግድስ ግና ካብ... Read more »

‹‹መንግስቲ ነቲ ጎንፂ ሕገ መንግስታዊ መሰረት ብምግባር ንምፍታሕ ቑሩብ ምዃኑ ዝነኣድ ሓሳብ ‘ዩ›› -ኣይተ ሃይለማርያም ሕሉፍ

ኣይተ ሃይለማርያም ሕሉፍ ተወሊዶም ዝዓበዩ ኣብ ወረዳ ተምቤን ኮይኑ ካብ ቐዳማይ ክሳብ ካልኣይ ብርኪ ኣብ ተምቤን ‘ዩ ተማሂሮም፤ ብማናጅመንት ቐዳማይ ዲግሪ ሙሩቕ እንትኾኑ ሕዚ ናይ ትግራይ ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ (ትዴፓ) ማእኸላይ ኮሚቴ ናይ... Read more »

‹‹ኩናት ከብቕዕ እንተኾይኑ ንሰላም ዘቀራርቡ ሐሳባት ሒዝካ ምቕራብ ኣድላይ ‘ዩ››-ኢንጅነር ግደይ ዘርኣፅዮን

ኢንጅነር ግደይ ዘርኣፅዮን ካብቶም መስረቲ ውድብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ሓደ ‘ዮም። ካብ 1967 ክሳብ 1977 ዓ.ም ምስ ህወሓት ኮይኖም ዕጥቓዊ ቓልሲ ህዝቢ ትግራይ መሪሖም ‘ዮም።ኮይኑ ግና ኣብ ከይዲ ናይ ሓሳብ... Read more »

‹‹ኣብ ትግራይ ዓፈና ስለዘሎ’ምበር ኹናት ንኽቅፅል ዝደሊ ኣካል የለን›› – ኣይተ ኣስመሮም ብርሃነ

ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቢሮ ስራሕ፣ ኢንተርፕራይዝን ልምዓትን ኢንዱስትሪን ብቢሮ ሓላፊ ብርኪ ዘፈር ምምሕዳርን ልምዓትን ናይ መስርሒ ቦታታት ዝኾኑ ኣይተ ኣስመሮም ብርሃነ ምስ ጋዜጣ ወጋሕታ ኣብ ዝገበርዎ ቃለ መሕተት ‹‹ዘላቂ... Read more »

‹‹ ህወሓት ናብ ሰላም ንኽመፅእ ህዝቢ ትግራይ ፅልዋ ከሕድረሉ ይግባእ››- ወይዘሪት ሓዳስ ኪዱ

ወይዘሪት ሓዳስ ኪዱ ሰዓረ ትበሃል፤ ኣብ ወለጋ ተወሊዳ ኣብ መቐለ ‘ያ ዓብያ። ብቢዝነስ ኣድሚኒስትሬሽን ካልኣይ ዲግሪ ዝተመረቐት እንትኾን ሕዚ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣማኻሪት ፅንዓትን ምርምርን ከንቲባን ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና... Read more »

‹‹ጉጅለ ህወሓት ኣብ እዋን መንእሰይነቱ ዘይሰርሐ ኣብ እዋን እርጋኑ ክሰርሕ ኣይኽእልን ›› – ኣይተ ዓብዳይ ሰዒድ

ተጋዳላይ ዓብዳይ ሰዒድ ይባሃል። ተወሊዱ ዝዓበየሉ ኣብ ትግራይ ዞባ ማእኸል እንትኸውን ክሳብ ዓሰርተ ኽልተ ኣብ ዝተወለደሉ ዞባ ማእኸል ተማሂሩ ‘ዩ። ኣብ ዩኒቨርስቲ ሃዋሳ ብምእታው ድማ ናይ መጀመርያ ድግሪ ብሕጊ ተመሪቑ ‘ዩ። ካብ... Read more »

‹‹ምእንተ ውሱናት ሰባት ተባሂሉ ህዝቢ ትግራይ ከም ህዝቢ ክጠፍእ ኣይግበኦን››- መንእሰይ ቴድሮስ ሲሳይ

ዕዱም ጋሻና መንእሰይ ቴድሮስ ሲሳይ ይበሃል፤ ኣብ ትግራይ ከተማ መቐለ ጊዚያዊ ምምሕዳር ብምዃን ንሸሞንተ ኣዋርሕ ዘገልገለን ቕድሚኡ ድማ ሲቪል ሰርቫንት ኾይኑ ህዝቡ እናገልገለ ዝፀንሐ መንእሰይ እንትኸውን ሰራዊት መከላኸሊ ሃገር ድሕሪ ምውፅኡ ናብ... Read more »

‹‹መራሕቲ ህወሓት ሕዚ ከም ብሓዱሽ ኩናት ዝጅምሩ እንተኾይኖም ናይ መወዳእታ መጥፊኢኦም ’ዩ›› ኣይተ ብርሃነ ተስፋይ

   ኣይተ ብርሃነ ተስፋይ ይባሃሉ። ዝተወለዱ ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ከባቢ ኢሮብ ’ዩ፣ ብምኽንያት ስርዓት ህወሓት ብ1996 ዓ.ም ትምህርቶም ገዲፎም ንዕጥቃዊ ቃልሲ ናብ ዴሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ(ዴምህት) ኣትዮም። ኣብ ዴምህት ኣብ ዝፀንሐሉ... Read more »