‹‹ራዕዳዊ ህወሓት ኢትዮጵያ ንምዝራግ ኣሎ ዝተብሃለ ፀላኢ ፈታዊ ዝገብርን ከም ነፋሒቶ ተለዋዋጢ ፀባይ ዘለዎን ‘ዩ›› -መምህር ሃይለኪሮስ ረዳኢ

ናይ ሎሚመዓልቲ ጋሻና መምህር ሃይለኪሮስ ረዳኢ ይበሃል ፤ኣብ ትግራይ ዒስራ ዓዲ ወጀራት ዝተወደሉ እንትኾን ካብ ቐዳማይ እስካዕ ሻምናይ ክፍሊ ኣብ ወረዳ ወጀራት ተማሂሮም፤ካብ ታሽዓይ እስካዕ ዓሰርተ ኽልተ ክፍሊ ድማ ኣርብዓን ሓሙሽተን ኪሎ... Read more »

‹‹ህዝቢ ትግራይ ተዓፊኑ ኣማራፂ ብምስኣኑ መጥቀሚ እቲ ጉጅለ እናኾነ ‘ዩ››- መምህር መኮነን ዘለለው

መምህር መኮነን ዘለለው ነባር ተጋዳላይ ህወሓትን መስራቲ ትግራይ ዴሞክራስያዊ ፓርቲን (ትዴፓ)’ዮም። ኣብ ወረዳ ወልቃይት ዝተወለዱ እንትኾኑ ዝዓበዩን ዝተማሃሩን ግና ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ‘ዩ። ካልኣይ ብርኪ ምስ ወድኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መሰልጠኒ... Read more »

‹‹ራዕዳዊ ጉጅለ ህወሓት ንናይ በዓሉ ኣጀንዳ ክብል ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ፀገም አእትይዎ ‘ዩ››ኮማንደር ገ/መስቀል ወልደሚካኤል

ኮማንደር ገብረመስቀል ወልደሚካኤል ኣብ 1956 ዓ.ም ኣብ ራያ ኣላማጣ ተወሊዶም ክሳብ 12 ክፍሊ ‘ውን ኣብ በዓሉ ኣብ ከተማ ኣላማጣ ‘ዮም ተማሂሮም:: ድሕሪ 12 ክፍሊ ምውደኦም ኣብ 1974 ዓ.ም ናብ ፖሊስ ሰራዊት ዝተፀመሩ... Read more »

‹‹ህዝቢ ትግራይ ሰላም ክረክብ ዝኽእል ካብ መግዛእቲ ራዕዳዊ ጉጅለ ህወሓት ናፃ ክኸውን እንተሎ ‘ዩ››

ኣይተ ኣሰፋ ተካ ነርአ ይበሃሉ፤ ኣብ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ዝተወለዱ ኮይኖም ካብ ሻምናይ ክሳብ ዓሰርተ ክልተ ክፍሊ (መሰናድኦ) ኣብ ከተማ ውቕሮ ተማሂሮም። ቐዳማይ ዲግሪ ብሜካኒካል ኢንጅነሪንግ ኣብ ኣክሱም ዩኒቨርስቲ ተመሪቖም። ፓርቲ ዓረና... Read more »

‹‹ ህዝቢ ትግራይ ደቅና ንኹናት ኣይንህብን ክብል ኣለዎ ›› -ኣይተ ሃይለ ገብረሚካኤል

ኣይተ ሃይለ ገብረሚካኤል ኣብ ትግራይ ፍሉይ ሽሙ ዓዲ ኣሕፈሮም ዝተወለዱ እንትኾኑ ቀዳማይ ብርኪ ትምህርቶም ኣብ ዞባ ማእኸል ወረዳታት እንትጮን ዓድዋን ’ዮም ተማሂሮም። ካብኡ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምምፃእ ብስራሕ ኣመራርሓ፣ ብቢዝነስ ማኔጅመንት፣ ብማርኬቲንግ... Read more »

‹‹ኸዚ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታት ከንቱ ሞት ናይ ምሟት ኩነታት ‘ዩ›› ኣይተ ኪዳነማርያም ፀጋዬ

ትውልዶምን ዕብየቶምን ኣብ ከተማ ኣኽሱም ‘ዩ።ካልኣይ ብርኪ ትምህርቶም ኣብ ቤት ትምህርቲ ሃፀይ ዮሃንስ ተማሂሮም፤ድሕሪኡ ድማ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣባባ ብምእታው ናይ መጀመርያ ዲግሪ ረኺቦም ‘ዮም ። ሐዚ ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ይነብሩ ኣለዎ።... Read more »

‹‹ ታሪኽ ህወሓት ኹናት እዩ ››- ኣይተ ነጋሲ በየነ

ትግራይ ካብ ዘፍረዮቶም ንህዝቢ ትግራይ ማዕርነትን ነፃነትን ብዲፕሎማሲ ዝቃለሱ ምሁራን ዉሑዳት ኣይኮኑን፡፡ ከም ዕደል ኮይኑ ትግራይ ብቡዙሕ ዘመናት ብኹናት ጥራሕ ዝመፅእ ታሪኽ ዘለዋን ኣብቲ ብረታዊ ቃለሲ ዝተሳተፉ ጥራሕ ታሪኾም እናተዘንተወ እንተመፀ ‘ውን... Read more »

‹‹ህዝቢ ትግራይ መንግስቲ ብቖራፅነት ንዝሓዞ ዘተ ሰላም ብምድጋፍ ኣወንታዊ ግደ ክፃወት ኣለዎ›› ኣይተ ሃይለ ገብረሚካኤል

ኣይተ ሃይለ ገብረሚካኤል ኣብ ትግራይ ፍሉይ ሽሙ ዓዲ ኣሕፈሮም ዝተወለዱ እንትኾኑ ቀዳማይ ብርኪ ትምህርቶም ኣብ ዞባ ማእኸል ወረዳታት እንትጮን ዓድዋን ’ዮም ተማሂሮም። ካብኡ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምምፃእ ብስራሕ ኣመራርሓ፣ ብቢዝነስ ማኔጅመንት፣ ብማርኬቲንግ... Read more »

‹‹ባህርያት ፖለቲካዊ ህወሓት ኣብ ሰላም እንተይኮነስ ኣብ ጎንፂ ዝተመስረተ ‘ዩ›› -ኮማንደር ገብረመስቀል ወልደሚካኤል መኣርግ ገ/ሄር

ኮማንደር ገብረመስቀል ወልደሚካኤል ኣብ 1956 ዓ.ም ኣብ ራያ ኣላማጣ ተወሊዶም ክሳብ 12 ክፍሊ ‘ውን ኣብ በዓሉ ኣብ ከተማ ኣላማጣ ‘ዮም ተማሂሮም፡፡ ድሕሪ 12 ክፍሊ ምውደኦም ኣብ 1974 ዓ.ም ናብ ፖሊስ ሰራዊት ዝተፀመሩ... Read more »

‹‹ጉጅለ ህወሓት ብተፈጥሮኦም ሰላም ሂቦምን ረኺቦምን ኣይፈልጡን›› – ኣይተ ሙዑዝ ገብረህይወት

ጋሻና ኣይተ ሙዑዝ ገብረህይወት ኣምባሳደር ሰላምን ተሟጓቲ ሰብኣዊ መሰልን ‘ዮም፡፡ ኣይተ ሙዑዝ ኣብ ትግራይ ከባቢ ኢሮብ ዓሲምባ ዝበሃል ቦታ ተወሊዶም ዝዓበዩ እንትኾኑ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ጉዳይ ሰላምን ምግባረ ሰናይን እናሰርሑ ይርከቡ፡፡... Read more »