‹‹ኣብ መንጎ መንግስቲ ፌዴራልን ህወሓትን ብዝተበፅሐ ስምምዕነት ሰላም ህዝቢ ትግራይ ተረባሒ ኮይኑ ‘ዩ›› – ኮማንደር ገ/መስቀል ወልደሚካኤል

ኮማንደር ገብረመስቀል ወልደሚካኤል ኣብ 1956 ዓ.ም ኣብ ራያ ኣላማጣ ተወሊዶም ክሳብ 12 ክፍሊ ‘ውን ኣብ ኣብ ከተማ ኣላማጣ ተማሂሮም። ድሕሪ 12 ክፍሊ ምውደኦም ኣብ 1974 ዓ.ም ናብ ፖሊስ ሰራዊት ዝተፀመሩ እንትኾኑ ኣብ... Read more »

‹‹ ህዝቢ ትግራይ ኣፅዋር ኹናት ተሓንጊጡ ክነብር ድልየትና ኣይኮነን››- ወይዘሪት ሓዳስ ኪዱ

ወይዘሪት ሓዳስ ኪዱ ሰዓረ ትበሃል ፤ ኣብ ወለጋ ተወሊዳ ኣብ መቐለ ‘ያ ዓብያ። ብቢዝነስ ኣድሚኒስትሬሽን ካልኣይ ዲግሪ ዝተመረቐት እንትኾን ሕዚ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣማኻሪት ፅንዓትን ምርምርን ከንቲባ ኮይና እናሰርሐት ትርከብ።... Read more »

 ‹‹ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ዝተራእዩ ለውጥታት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኣለዎም››ኣይተ መስፍን ደሳለኝ

ኣይተ መስፍን ደሳለኝ ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ደቡብ ከተማ ማይጨው ‘ዮም ተወሊዶም። ብቐዳማይ ዲግሪ ብኢንጅነሪንግ ዝተመረቑ ኮይኖም ቕድሚ ለውጢ ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ደቡብ ኣብ ማይጨው ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ከምኡ ‘ውን ኣብ... Read more »

‹‹ እዚ ስምምዕነት ሰላም ኣብ ተግባር ምውዓሉ እቲ ቐንዲ ተጠቃሚ ንህዝቢ ትግራይ ‘ዩ›› – ኣይተ ጎይቶኦም በርሀ

ኣይተ ጎይቶኦም በርሀ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ፖለቲካዊ ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ትግራይ ‘ዮም ፤ መጀመርታ ኣብ 1999 ዓ.ም ፓርቲ ዓረና ካብ ዝመስረቱ ሰባት ሓደ እንትኾኑ ኣብቲ እዋን ብሰንኪ ህወሓት ህዝቢ ትግራይ ፍትሒ... Read more »

‹‹ሰላም ክሰፍን ኣለዎ እንትበሃል ዝቃወም ጥዕና ዘለዎ ሰብ ኣይመስለንን›› – ኣይተ መረሳ ካሕሳይ

ጋሻና ኣይተ መረሳ ካሕሳይ ይበሃሉ ። ኣብ ወረዳ እንደርታ ብሞያ ሕጊ እናሰርሑ ዝነበሩ እንትኸውን፤ኣብ ነበር ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሓላፊ ኣማኻሪ ቤት ፅሕፈት ሕጊ ኾይኑ ንሸሞንተ ኣዋርሕ እናሰርሑ ድሕሪ ምፅናሕ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር... Read more »

‹‹ዝነበረ ሓድነትን ፍቕርን ስለዝበልፅ ዝሓለፈ ምርሳዕ ግድን ‘ዩ›› – ኮሎኔል ፍስሃ ገብረመድህን

ስርዓት ደርጊ ንምውዳቕ ኣብ 1978 ዓ.ም ተጋዳላይ ህወሓት ኾይኖም ቃልሲ ዝጀመሩ ‘ዮም :: ኣብ ምድብ እግረኛ ተራ ወታደር ኾይኖም ሞርታር ተኳሲ ነይሮም ‘ዮም:: ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ዝኣትዉ ናይ ሞርታር ሻምበል ኣዛዚ ነይሮም... Read more »

‹‹ተበፂሑ ዘሎ ስምምዕ ሰላም ካብ ፀልማት ናብ ብርሃን ዘሰጋግር ‘ዩ ›› ኣይተ ሃይለ ገብረሚካኤል

ኣይተ ሃይለ ገብረሚካኤል ኣብ ትግራይ ፍሉይ ሽሙ ዓዲ ኣሕፈሮም ዝተወለዱ እንትኾኑ ቀዳማይ ብርኪ ትምህርቶም ኣብ ዞባ ማእኸል ወረዳታት እንትጮን ዓድዋን ’ዮም ተማሂሮም። ካብኡ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምምፃእ ብስራሕ ኣመራርሓ፣ ብቢዝነስ ማኔጅመንት፣ ብማርኬቲንግ... Read more »

‹‹ህዝቢ ትግራይ ብናይ ሓሶት ፖለቲካዊ ጉጅለ ህወሓት ክዳናገር የብሉን›› – ኣይተ ሙሉብርሃን ሃይለ

ኣይተ ሙሉብርሃን ሃይለ ሓላፊ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ዲሞክራቲክ ፓርቲ(ትዴፓ) ‘ዮም፤ ኣይተ ሙሉብርሃን፣ ህዝቢ ትግራይ ምስ ካልኦት ህዝቢታት ኢትዮጵያ ኮይኑ ሰላም፣ ልምዓት፣ ዲሞክራሲን መዓርነትን ንምስፋን ኢሉ ዘሕለፎ መሪር ተጋድሎን ከምኡ ‘ውን ብኣሻሓት... Read more »

‹‹ንዝሓለፉ 50 ዓመታት ኣብ ትግራይ ውድብ’ምበር ስርዓት ኣይተተኸለን ›› – ኣይተ ግርማይ ገዛሀኝ

ኣይተ ግርማይ ገዛሀኝ ይባሃሉ። ተወሊዶም ዝዓበይሉ ኣብ ከባቢ ኢሮብ ‘ዩ። ቀዳማይን ካልኣይን ትምህርቶም ኣብ ዓሊተናን ዓድግራትን ዝተኸታተሉ እንትኾኑ ኣብ ቢሾፍቱ ድማ ብሕርሻ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ተመሪቖም ‘ዮም። ናብ ኣውሮፓ ብምኻድ ናይ መጀመርያ ድግሪኦም... Read more »

‹‹ራዕዳዊ ጉጅለ ህወሓት ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕ ክብል ንህዝቢ ትግራይ ናብ ፀገም ኣእትዎ ‘ዩ››-ኢንስፔክተር ዓወት ኣብርሃ

ኢንስፔክተር ዓወት ኣብርሃ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ዝተወዱ እንትኾኑ ካብ ቐዳማይ ብርኪ ክሳብ ካልኣይ ብርኪ ‘ውን ኣብ ቤት ትምህርቲ ሃፀይ ዮሃንስ መቐለ ‘ዮም ተማሂሮም። ካልኣይ ብርኪ ትምህርቲ ምስ ወድኡ ብኤሌክትሮ መካኒካል... Read more »